Author: amanuel

1 331 332 333 334 335 536 3330 / 5356
ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

ሶማል፣ ምርጫ ዘንቀደ ዘተ ፕረዚደንትን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ብዘይፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 09 April 2021 ኣብ ሶማል፣ ነቲ ኣብ 8 ለካቲት 2021 ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ፣ ንምትግብራ፣ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ሶማልን መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ዝተኻየደ ዘተ፣ ሕጂ'ውን ብዘይ ፍረ ተበቲኑ። [...]
ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን

ኣመሪካን ሱዳንን፡ ኣብ ጉዳይ’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ምስሕሓብ ተመያይጠን

Radio Erena: 09 April 2021 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ኣብ ጉዳይ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ዶባዊ ግጭትን መዕለቢ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልከት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱ [...]
ኣብ ትግራይ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፈጸሙ ኣካላት ክሕተቱ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

ኣብ ትግራይ፣ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ዝፈጸሙ ኣካላት ክሕተቱ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

Radio Erena: 08 April 2021 ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከብቅዕን፣ ዝተፈጸመ ገበናት ድማ ምጽራይ ክግበረሉን፣ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ፔካ ሃቪስቶ ጸዊዑ። ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ኢት [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ

Radio Erena: 08 April 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተዋፊሩ ኣሎ ክብል ግንባር ሓርነት ኦሮሞ መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ መግለ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት [...]
ሱዳን፡ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ክወጹ ሓቲታ

ሱዳን፡ ኣብታ ሃገር ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቀብቲ ሰላም ክወጹ ሓቲታ

Radio Erena: 08 April 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብቲ ምስ ደቡብ ሱዳን ዘሰሓሕብ ከባቢታት ተዋፊሮም ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዓቃብ ሰላም ክወጹ ንሕቡራት ሃገራት ሓቲቱ። ሕቡራት ሃገራት፣ ነቶም ኢትዮጵያውያን ዓቀብ [...]
ጂቡቲ፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ እዋኑ ክዕወተሉ ምዃኑ ዝተገመተ ምርጫ፣ ዓርቢ 9 ሚያዝያ ክካየድ’ዩ

ጂቡቲ፣ ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ንሓሙሻይ እዋኑ ክዕወተሉ ምዃኑ ዝተገመተ ምርጫ፣ ዓርቢ 9 ሚያዝያ ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 07 April 2021 ን22 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ንተወሳኺ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ዘኽእሎ ምርጫ፣ ንዓርቢ 09 ሚያዝያ ከካይድ'ዩ። ኣብ 1999፣ ስል [...]
ኢትዮጵያ፤ ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ናይል ብዝምልከት ኣብ ኪንሻሳ ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ

ኢትዮጵያ፤ ግብጽን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ናይል ብዝምልከት ኣብ ኪንሻሳ ዘካየድኦ ዘተ ብዘይ ፍረ ተበቲኑ

Radio Erena: 07 April 2021 ኣብ መንጎ ግብጺ፡ ኢትዮጵያን ሱዳንን፤ ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ከተማ ኪንሻሳ ዝተኻየደ ዘተ ዝኾነ ፍረ ከምዘይተረኽቦ ግብጺ ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፡ ብሰሉስ [...]
ሱዳን፡ ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም

ሱዳን፡ ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 07 April 2021 ኣብ ሱዳን፡ ዞባ ሞዕራብ ዳርፉር፡ ኤል ጀነይና ኣብ ዝተባህለ ከተማ ብዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 40 ሰባት ተቐቲሎም። ወኪል ሕቡራት ሃገራት፡ ብሰኑይ 05 ሚያዝያ ብዝሃቦ ሓ [...]
African Journalism in Exile: a deserved reverence

African Journalism in Exile: a deserved reverence

Radio Erena: 06 April 2021 African Journalism in Exile: A Deserved Bestowment African journalism had passed through different phases of grow [...]
1 331 332 333 334 335 536 3330 / 5356