Author: amanuel
ኣዲስ ኣበባ፣ ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማማ ይእሰሩ፣ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብታ ሃገር ክወጹ ብዝድለዩ ወጻእተኛታት ኣዕለቕሊቑ
Radio Erena: 02 November 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ መጥቃዕታቶም ብምሕያል ናብ ዝተፈላለየ መኣዝን ኣብ ዝግስግስሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወላዶ ትግራይ ይኹኑ ኤርትራውያን ተዛረብቲ ትግርኛ ብኣልማ [...]
اختفاء خمس لاعبات من منتخب ارتريا للفتيات المشارك في دورة سيكافا في أوغندا
اذاعة إرينا الدولية الأخبار 3 نوفمبر 2021
أفادت الشرطة اليوغندية بأن خمس من لاعبات منتخب ارتريا تحت عشرين عاما للفتيات والمشارك في بطولة سيكافا ف [...]
ፖርት ሱዳን፣ ንሽዱሽተ ሰሙን ዝቐጸለ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ኢሉ
Radio Erena: 02 November 2021
ኣብ ፖርት ሱዳን፣ ንወርሕን ክልተ ቅነን ዝቐጸለ፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ናይ ምዕጻው ኣድማ ደው ከምዝብል ዋና ጸሓፊ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ቤጃ ናዚሪስ፣ ዓብደላ ኣቡሻር ኣፍሊጡ [...]
ሚኒስተር ዜና ሊባኖስ፣ ንምትእትታው ስዑዲ ዓረብ ኣብ የመን ብምንቃፉ፣ ኣርባዕተ ሃገራት ወሽመጥ ምስ ሊባኖስ ዝነበረን ዝምድና ኣዛሕቲለን
Radio Erena: 02 November 2021
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኩዌትን ባሕሬይንን ኣብ ሊባኖስ ዝነበሩ ኣምባሳደራተን ብምስሓብ ዝጸንሐን ዲፕሎማስያዊ ከምዘዛሕተላ ገሊጸን።
እዘን ሃገራት ናብዚ ስጉምቲ [...]
ርዋንዳ፣ ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ስደተኛታት ብግዝያውነት ንምቕባል ምስ ሕብረት ኣፍሪቃን UNHCRን ተወሳኺ ስምምዕ ከቲማ
Radio Erena: 02 November 2021
ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዘለዉ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፣ ብግዝያውነት ናብ ርዋንዳ ንምግዓዞም ተወሳኺ ስምምዕ ተኸቲሙ።
እቲ ኣብ መንጎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ መዝገብ ‘ብኵናት ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት’ ሰፊራ
Radio Erena: 02 November 2021
ኢትዮጵያ፣ ብኵናት ካብ ዝሕመሳ ዘለዋ ሃገራት ዓለም ምስተን ቀዳሞት ካብ እትስራዕ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ገሊጹ።
እታ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ሃገር ማዕረ ዒራቕ፣ [...]
ሓሙሽተ ተጻወቲ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ተሰዊረን
Radio Erena: 02 November 2021
ሓሙሽተ ኣባላት ናይ'ታ ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ውድድር ሻምፕዮን ኩዕሶ እግሪ ሃገራት ሴካፋ ደቂኣንስትዮ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ከተማ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ዝጨወዮም ስደተኛታት ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 November 2021
ኵናት ትግራይ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን፣ ናብ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ዝኣተወ ሰራዊት ኤርትራ፣ ንኣስታት 9 ሽሕ ስደተኛታት ከምዝወሰደ ፍሉይ ጸብጻብ ሮይተርስ ሓቢሩ።
እቲ ኣገ [...]
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ይብል
Radio Erena: 31 October 2021
ሓይልታት ትግራይ ንከተማ ደሴ ከምዝተቖጻጸሩዋ ኣብ ዝሕብሩሉ ዘለዉ እዋን፣ ፈደራላዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ‘ሓቅነት የብሉን’ ክብል ገሊጹ።
ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ንኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ ኣብ [...]
ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ኣቕሪቡ
Radio Erena: 31 October 2021
ኣብ ሱዳን ብወተሃደራዊ ዕልዋ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን፣ ንዘቑሞ ሓድሽ መንግስቲ ክመርሓሉ ንዓብደላ ሓምዶክ ጻውዒት ከምዘቕረበሉ ኣፍሊጡ።
ኣል-ቡርሃን ምስ ደገፍቱ ኣብ ዘ [...]