Author: amanuel

1 271 272 273 274 275 579 2730 / 5783
ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ትዳሎ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 20 April 2022 ሩዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝምለሱ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል ምድላዋት ትገብር ከምዘላ ተሓቢሩ። መርበብ ሓበሬታ ሞኒተር ካብ ካምፓላ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩዋንዳ፣ ቪንሰንት ቢሩታ፣ ብምጥቃ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝተሳተፋ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ ተገሊጹ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ህዝባዊ ተቓውሞ ዝተሳተፋ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ ተገሊጹ

Radio Erena: 20 April 2022 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣንጻር እቲ ስልጣን ብሒቱ ዘሎ ወትሃደራዊ ጉጅለ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ካብ ዝተሳተፋ ብውሕዱ 16 ደቂንስትዮ ከምዝዓመጹ፣ ፍሉይ ሉእኽ ሕቡራት ሃገራት፣ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ሰለስተ ርብዒ (¾) ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ

ደቡብ ሱዳን፣ ሰለስተ ርብዒ (¾) ካብ ህዝባ ንሓደጋ ጥሜት ተቓሊዑ

Radio Erena: 20 April 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ልዕሊ 7.8 ሚልዮን ህዝቢ ተጸባይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ኮይኑ ምህላዉ ሕቡራት ሃገራት ኣተሓሳሲቡ። ኣብዚ ወርሓት ግንቦት ክሳብ ሓምለ ዘሎ ወቕቲ፣ ንህዝቢ ደቡብ ሱ [...]
ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ

ሱዳን፣ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ መሬታ ምዃኑ ገሊጻ

Radio Erena: 19 April 2022 ንሱዳንን ኢትዮጵያን ዘዋስን ሰፊሕ ናይ ሕርሻ ዞባ ኣልፋሺጋ፣ ዘየከራኽር ሉኣላዊ ኣካል ሱዳን ምዃኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር፣ ዓሊ ኣል ሳድቕ ገሊጹ። ሚኒስተር ኣል ሳድቅ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ

ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ኣስታት 300 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ምምዳቡ፣ ግዜኡ ኣይኮነን ክብል ኮሚሽን ኤውሮጳ ተቓውምኡ ኣስሚዑ

Radio Erena: 19 April 2022 ብሰንኪ ኵናት፣ ዜጋታታ ንከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕሰምን መነባብሮን ተቓሊዖም ዘለው ኢትዮጵያ፣ ንህጹጽ ሓገዝ ዝኸወን ረድኤት ካብ ዝተፈላለዩ ለገስቲ ኣካላት ይውሕዘላ ኣላ። ባንክ [...]
ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ኣብ ካይሮ ንእትርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ንስደተኛታት ኤርትራ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ዶላር ሓጊዞም

ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን፣ ኣብ ካይሮ ንእትርከብ ናይ መባእታ ቤት ትምህርቲ ንስደተኛታት ኤርትራ፣ ኣስታት 4 ሽሕ ዶላር ሓጊዞም

Radio Erena: 18 April 2022 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዋሺንግተን ዲሲ ዝቖመት፣ ማሕበር ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ጆርጅ ዋሽንግተን(EESA)፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ንእትርከብ፣ ስ [...]
‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝምራሕ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ክቐውም’ዩ’

‘ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ፣ ብሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ዝምራሕ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ክቐውም’ዩ’

Radio Erena: 18 April 2022 ኣመሪካ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርአ ዘሎ ተደጋጋሚ መጥቃዕታት መራኽብ ንምግታእ ዝዓለመ ፍሉይ ሓይሊ ዕማም ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ። ኣሶሸትድ ፕረስ፣ ንምክትል ዋና ኣዛዚ ናይቲ ኣብ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ፖለቲካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ፖለቲካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪቡ

Radio Erena: 18 April 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ፖለትካዊ ቅልውላው ሱዳን ንምፍታሕ እማመ ከምዘቕረበ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። መልእኽቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓዙ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን [...]
ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ንምምርጻ ኣብ ድርኩኺት ምብጽሓ ተገሊጹ

ሶማል፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ንምምርጻ ኣብ ድርኩኺት ምብጽሓ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 April 2022 ኣብ ሶማል፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ 31 መጋቢት ዝተኻየደ ምርጫ፣ ኣባላት ባይቶ ብቀዳም 16 መጋቢት ናይ መጀመርያ ኣኼባ ከምዘካየዱ ኣግርልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። ዓበይቲ ዓዲ ናይ ዝተፈ [...]
ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ

ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ

Radio Erena: 17 April 2022 ቆራሪ ወቕቲ ሃገራት ኤውሮጳ ኣብ ዝውድኣሉ ዘሎ እዋን፣ ቁጽሪ ናይቶም ብማእከላይ ባሕሪ ክሰግሩ ዝህቅኑ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተዓጻጸፈ ይውስኽ ከምዘሎ፣ ን [...]
1 271 272 273 274 275 579 2730 / 5783