Author: amanuel

1 244 245 246 247 248 567 2460 / 5665
ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙርያ፣ ናብ ርዋንዳ ክተሰጋግሮም ናይ ዝመደበት ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ናብ 11 ወሪዱ

Radio Erena: 14 June 2022 መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ምስ መንግስቲ ርዋንዳ ብዝበጽሖ ስምምዕ መሰረት፣ ሎሚ ሰሉስ 14 ሰነ፣ ቀዳማይ ዙርያ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ንምክያድ ወጢኑ ኣሎ። እዚ ካብ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ናብ ኤርትራ፣ ኣምባሳደር ናይ ምምዳብ ውጥን ከምዘይብሉ ተገሊጹ

ምምሕዳር ባይደን፣ ናብ ኤርትራ፣ ኣምባሳደር ናይ ምምዳብ ውጥን ከምዘይብሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 13 June 2022 ኣመሪካ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 15 ሃገራት ኣፍሪቃ ሰብ ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደራት ከይመደበትሉ 'ያ ጸኒሓ። ቤተ መንግስቲ ኣመሪካ ወይ ዋይት ሃውስ፣ ካብ መወዳእታ ወርሒ ግንቦት [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ 19% ብርኪ ከሲራቶ

Radio Erena: 12 June 2022 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ 19% ብርኪ ከምዝኸሰረቶ፣ መንግስቲ ናይታ ርእሰ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወደብ በርበራ ዝነበራ ናይ [...]
ልዕሊ 15 ሽሕ ኣባጊዕ ጽዒና ካብ ሱዳን ዝተበገሰት መርከብ ጥሒላ

ልዕሊ 15 ሽሕ ኣባጊዕ ጽዒና ካብ ሱዳን ዝተበገሰት መርከብ ጥሒላ

Radio Erena: 12 June 2022 15,800 ኣባጊዕ ጽዒና ካብ ሱዳን ናብ ስዑዲ ዓረብ ዝተበገሰት መርከብ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒላ። እታ 'ባድር- 1' ዝተሰምየት መርከብ፣ ሎሚ ሰንበት 12 ሰነ፣ ኣብ ሰዓታት ናይ [...]
ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ

ኣውፈርትን ነጋዶን ኢትዮጵያ፣ ወደብ በርበራ ናይ ሶማሊላንድ ንምጥቃም፣ ብሃንቀውታ ይጽበዩ

Radio Erena: 12 June 2022 ኣብ መንጎ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዘሎ ዘይምርድዳእ ብእዋኑ ክፍታሕ ብዘይምኽኣሉ፣ ኢትዮጵያውያን ነጋዶን ኣውፈርትን ንወደብ በርበራ ክግልገሉሉ ከምዘይከኣሉ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር [...]
ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳንን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን፣ ብኣመሪካ ዝተማእከለ ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳንን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን፣ ብኣመሪካ ዝተማእከለ ዘተ ተኻዪዱ

Radio Erena: 12 June 2022 ብኣመሪካ ዝተማእከለ፣ ኣብ መንጎ ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳንን፣ ሓይሊ ንናጽነትን ደሞክራሲን፣ ዘተ ተኻዪዱ። ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን ብዕልዋ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ንመጀመሪያ ግዜ ዝተኻየደ እቲ ርክብ [...]
‘ፕ.ኬንያታ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ውሳኔ ኣየሕለፍኩን’፣ ዳኛ ማርታ ካራምቡ

‘ፕ.ኬንያታ ናብ ፍርዲ ክቐርብ ውሳኔ ኣየሕለፍኩን’፣ ዳኛ ማርታ ካራምቡ

Radio Erena: 12 June 2022 ላዕለዋይ ዳኛ ኬንያ፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር ናብ ፍርዲ ክቐርብ ውሳኔ ኣሕሊፋ ተባሂሉ ዝተዘርገሐ ዜና፣ ሓቅነት የብሉን ኢላ። እታ ላዕለዋይ ዳኛ ብመንገዲ ጠበቓኣ ኣብ ዘሕለፈቶ መልእኽቲ፣ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 10 ሰነ 2022 ፈነወና፤-

ናይ ሎሚ ዓርቢ 10 ሰነ 2022 ፈነወና፤-

Radio Erena: 10 June 2022. Radio Erena · ዓርቢ 10 ሰነ 2022   [...]
China Serious Messages behind Horn of Africa Peace Conference

China Serious Messages behind Horn of Africa Peace Conference

Radio Erena: 10 June 2022 Chinese diplomacy is exceptionally busy preparing for a Horn of Africa peace conference in Addis Ababa on June 20. Me [...]
ኬንያ፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ማርሳቢት፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ ናይ ምእካብ ስርሒት ክትቅጽሎ ምዃና ኣፍሊጣ

ኬንያ፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ማርሳቢት፣ ዘይሕጋዊ ጠበናጁ ናይ ምእካብ ስርሒት ክትቅጽሎ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 10 June 2022 መንግስቲ ኬንያ፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውቦ ዞባ ማርሳቢት፣ ኣብ ኢድ ውልቀሰባትን ጉጅለታትን ዘሎ ጠበናጁ ናይ ምእካብ ስርሒት ክቕጽል ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ማርሳቢት፣ ልዕሊ 3 ሽሕ [...]
1 244 245 246 247 248 567 2460 / 5665