Author: amanuel
ደቡብ ሱዳን፣ ሓዉ ዝተቐንጸሎ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ
Radio Erena: 27 July 2022
መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፣ ኮሚሽነር ምምሕዳር ማዮምን ሓዉ ንኣማኻሪ ፕረዚደንትን፣ ጄምስ ጋትሉክ ማኒን፣ ምስ ዓጀብቱ ቀቲሎም።
እቶም ዕጡቓት፣ ብ22 ሓምለ፣ ኣብ ዞባ [...]
ኣል ሸባብ፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜ ኣጥቂዑ
Radio Erena: 27 July 2022
ኣልሸባብ፣ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፣ ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውባ ቁሸታት ኢትዮጵያ ንኻልኣይ ግዜኡ መጥቃዕቲ ምክያዱ ተገሊጹ።
መንግስቲ ክልል ሶማል ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ [...]
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበናት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ጉጅለ ፈላሚ ዑደታ ናብታ ሃገር ጀሚራ
Radio Erena: 26 July 2022
ክኢላታት ናይታ፣ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተወልዐ ዅናት፣ ንዝተፈጸመ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት እተጽንዕ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ፈላሚ ዑደታ ንምክያድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትያ።
እቶም [...]
ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባ ንምቕባል፣ ዝተኸፍለቶ 120 ሚልዮን ፓውንድ ክትመልስ ከምዘይትኽእል ኣንፊታ
Radio Erena: 26 July 2022
መንግስቲ ርዋንዳ፣ ካብ ብሪጣንያ ንዝሰጋገሩ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ንምቕባል፣ ኣቐዲሙ ዝተኸፍሎ ኣስታት 120 ሚልዮን ፓውንድ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት የውዕሎ ምህላዉ ሓቢሩ።
ኣፈኛ [...]
Special US Horn of Africa Envoy Arrives in Addis Ababa
Radio Erena, 25 July 2022
U.S Special Envoy to the Horn of Africa Mike Hammer arrived in Addis Ababa in a visit which took him to Egypt and U.E [...]
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 25 July 2022
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 50 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
እቶም ካብ ካብ ክልተ ሰሙን ክሳብ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተታሒዞም ዝጸንሑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ብ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ከም መቐጸልታ ናይዚ ዞባ ዑደቱ ናብ ግብጺ ኣትዩ
Radio Erena: 25 July 2022
ናይ ጎረባብቲ ሃገራት ዑደቱ ብኤርትራ ዝፈለመ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ናብ ግብጺ ኣትዩ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ25 ሓምለ ናብ ካይሮ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ኣብ ኩሉ መዳያዊ ዝም [...]
ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ብዛዕባ ዝካየድ ዘተ ንምምይያጥ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Radio Erena: 25 July 2022
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ማይክ ሃመር ብዛዕባ'ቲ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ንክልል ትግራይ ዝመርሕ ዘሎ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ክካየድ ትጽቢት ተነቢርሉ ዘሎ [...]
‘ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጸፍ ምትእንጋድ ጌጋ ኢዩ።’ ሽወደናዊት ፖለቲከኛ
Radio Erena: 25 July 2022
'ንኤርትራ ብቀይሕ ምንጻፍ ምትእንጋድ ጌጋ'ዩ' ክትብል፣ ኦሳ ኒልሶን ሶደርስትሮም ዝተባህለት ሽወደናዊት ፖለቲከኛ ገሊጻ።
እታ ንሰልፊ ሊበራል ብምውካል፣ ኣብ ባይቶ ከተማ ስቶኮልም [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣንጸላልዩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት ኣስታት 1.2 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ተመባጺዓ
Radio Erena: 25 July 2022
ኣመሪካ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሚልዮናት ሰባት ግዳያት ጌሩ ንዘሎ ሓደጋ ደርቂ ንምምካት 1.18 ቢልዮን ዶላር ክትልግስ ምዃና፣ ዳይረክተር USAID፣ ሳማንታ ፖወር ኣፍሊጣ።
ካብ 22 [...]