Author: amanuel
ሰራሕተኛታት ብመንግስቲ ናይ ዝውነና ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ጸዊዖም
Radio Erena: 07 April 2023
ሰራሕተኛታት ናይቲ ብመንግስቲ ዝውነን ራድዮን ቴሌቪዥንን ሱዳን፣ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ክካየድ ከምዝጸውዑ ራድዮ ዳባንጋ ሓቢራ።
እቲ ካብ ኤውሮጳ እትፍኖ ራድዮ ኣብ ጸብጻባ፣ [...]
ሱዳንን ግብጽን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ኣካይደን
Radio Erena: 06 April 2023
ሱዳንን ግብጽን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከምዘካየዳ መርበባት ዜና ካብ ካይሮ ሓቢረን።
እቲ ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዙ፣ ኣብ ፖርት ሱዳን ዝተኻየደ ሓባራዊ [...]
ቻይና፣ ሓድሽ ህንጻ ኢጋድ ኣብ ጂቡቲ ብሓገዝ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 06 April 2023
መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ሓድሽ ህንጻ ቤት ጽሕፈት ኢጋድ፣ ብሓገዝ ክሃንጽ'ዩ።
እቲ ኣስታት 45 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ሓድሽ ህንጻ፣ ኣብ 12 ሽሕ ትርቢዒት ሜትሮ ከምዝህነጽ' [...]
ፈረንሳ፣ ብበዓል ቤታ ንዝተቐትለት ኤርትራዊት ነፍሰ-ጾርን ኣደ 3 ቆልዑን ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 06 April 2023
ኣብ ድሮ ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ፣ ብበዓል ቤታ ካብ ሓሙሻይ ደርቢ ተደፊኣ፣ ጸዲፋ ንዝሞተት ሓዳስ ዝተባህለ ኤርትራዊት ኣደ ንምዝካር፣ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ናይ ዝኽሪ ሰልፊ፣ [...]
መበል 90 ዓመት ልደቱ ዝጸንበለ ፕረዚደንት ካሜሮን፣ ኣብ 2025 ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 April 2023
ንካሜሩን ን40 ዓመታት ዝመርሐን ዝሓለፈ ወርሒ መበል 90 ዓመት ልድቱ ዝጸንበለን፣ ፕረዚድንት ፓል ቢያ፣ ኣብ 2025 ኣብ ዝካየድ ምርጫ ክወዳደር ምዃኑ መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣሚተ [...]
ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ደቡብ ሱዳን፣ ብገበን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ተኸሲሶም
Radio Erena: 05 April 2023
ብሕቡራት ሃገራት ዝቖመ መርማሪ ኮሚሽን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ደቡብ ሱሳን፣ ከበድቲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ከምፈጸሙ ክሲሱ።
እቲ ኮሚሽን ብ3 ሚ [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ ኣብ ኣብ ጂቡቲ ቀንየን
Radio Erena: 05 April 2023
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ሩስያ፣ ኣብ ወደብ ጂቡቲ ከምዝቐነያ ተሓቢሩ።
ጋዜጣ ሩስያ ቱደይ ኣብ ዘቕረበቶ ጸብጻብ፣ ኣድሚራል ጎርሽኮቭን ካማን ብዝተባህላ ክልተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተ [...]

ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ ባሕታዊ፣ ኣብ መንደፈራ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ ኣህጉረ ስብከታት ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 04 April 2023
ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቡነ እንጠንዮስ ዝተሳተፉ፣ ባሕታዊ የነታ እዝራ ክብርኣብ፣ ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝርከብ ማሕበር ገዳም ደብረ ድማ ብዘስካሕክሕ ግፍዒ ከምዝተቐትሉ፣ መግለጺ ቀኖናዊ ኣህጉ [...]
ኣዘዝቲ ሰራዊት ዝሓቖፈ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት የካይድ
Radio Erena: 04 April 2023
ብሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን፣ ብርጋደር ጀነራል ኣብርሃ ካሳ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ዑደት የካይድ ኣሎ።
እቲ ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ሓለፍቲ ጸጥታ [...]
መራሕቲ ግብጺን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ዞባዊ ጉዳያትን ተመያይጦም
Radio Erena: 04 April 2023
ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ2 ሚያዝያ ናብ ጀዳ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ምስ ወራሲ ዓ [...]