Author: amanuel
ሱዳን፣ ብፈጣን ሓይልታት ተታሒዞም ዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ተፋንዮም
Radio Erena: Friday, 30 June 2023
ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት፣ ሒዞሞም ንዝጸንሑ 125 ወትሃደራት መንግስቲ ከምዘፋነውዎም፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ማሕ [...]
ቤት ምኽሪ ጸጥታ፣ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ
Radio Erena: Friday, 30 June 2023
ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ንግዝያዊ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ሶማል፣ ብተወሳኺ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ክናዋሕ ወሲኑ።
እቲ ቤት ምኽሪ፣ ንግዝያዊ ተልእኾ ሕብረት ኣፍ [...]
‘ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ብዘይድሌቶም ከይትመልስ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ንዘራረብ ኣለና።’ ክብል UNHCR ሓቢሩ
Radio Erena: Friday, 30 June 2023
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብዘይድሌቶም ናብ ኤርትራ ከይመልሶም፣ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ይዘራረብ ከምዘሎ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]
ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን ብሰንኪ ውሕስነት ጸጥታ ተሰሪዙ
Radio Erena: Thursday, 29 June 2023
ን7ን 8ን ሓምለ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ ውሕስነት ጸጥታኡ ክረጋገጽ ብዘይምኽኣሉ ከምዝተሰረዘ፣ ምምሕዳር እታ ከተማ፣ ሎሚ [...]
ናይ ሎሚ ሓሙስ 29 ሰነ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena: Thursday, 29 June 2023
Radio Erena · ሓሙስ 29 ሰነ 2023
[...]
ብዕብየታ ቀዳማይ ደረጃ እትሕዝ መዘገበ ቃላት እንግሊዝ- ብሊን ተዘርጊሓ
Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023
ብዓብደላ ኣብራሃ ዝተዳለወት፣ ዛጊት ዝዓበየት ምዃና እትጥቀስ መዝገበ ቃላት ቋንቋታት እንግሊዝ - ብሊን ኣብ ኣገልግሎት ውዒላ።
እዛ 'ጃህራይ' ዝተሰምየት መዝገብ [...]
ናይ ረቡዕ 28 ሰነ 2023 ፈነወና፦
Radio Erena:- Wednesday, 28 June 2023
Radio Erena · ረቡዕ 28 ሰነ 2023
[...]
ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎአን ብዛዕባ ዘሎ ወትደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን
Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023
ሶማልን ኣመሪካን፣ ኣብ መንጎ ክልቴን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብዝምልከት ዘትየን።
ኣብ ኣመሪካ ዑደት ከካይድ ዝቐየነ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸ [...]
ሱዳን፣ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ኩርሙክ ግጭት ከምዝተወልዐ ተሓቢሩ
Radio Erena: Wednesday, 28 June 2023
ኣብ ሱዳን፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ፈጣን ሓይልታትን ዝቕጽል ዘሎ ኵናት፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኩርሙክ'ውን ሓድሽ ጎነጽ ከምዝተጎሃሃረ [...]
ገማግም ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ቅድሚ 32 ዓመታት ካብ ስራሕ ደው ንዝበላ ጀላቡ ኵናት ትጽግን ምህላዋ ኣፍሊጣ
Radio Erena: Tuesday 27 June 2023
ገማግም ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ፣ ምስ ናጽነት ኤርትራ፣ ቅድሚ 32 ዓመታት ካብ ስራሕ ደው ዝበላ ናይ ኵናት ጀላቡ ከምዝጸገነት ኣፍሊጣ።
እተን ናይ ኵናት ጀላቡን ፈጣናት [...]