1 879 880 881 882 883 994 8810 / 9931
ኣብ የመን ዝመደበሩ ኣልቓዒዳ፣ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብወግዒ ሓለፍነት ወሲዱ

ኣብ የመን ዝመደበሩ ኣልቓዒዳ፣ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብወግዒ ሓለፍነት ወሲዱ

Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ የመን ዝመደበሩ ጉጅለ ኣልቓዒዳ ናይቲ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ሓላፍነት ከምዝወሰደ ብወግዒ ኣፍሊጡ። እቲ ጉጅለ ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ነቲ 12 ሰባት ዝቀተለ [...]
ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሓዊ ተቓጺሉ

ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብሓዊ ተቓጺሉ

Radio Erena: 15 January 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ከተማ ሪያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ፣ ሎሚ ንግሆ ብሓዊ ከምዝተቓጸለ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ጠንቂ'ቲ ባርዕ ብወግዒ'ኳ እንተዘይተሓበረ፣ ሓደ ኣባል'ቲ [...]
Eritrean nationals in Saudi Arabia express their frustration regarding obligatory embassy service fees

Eritrean nationals in Saudi Arabia express their frustration regarding obligatory embassy service fees

Radio Erena: 14 January 2015 Eritreans in Saudi Arabia express their frustration and displeasure regarding the service fees charged by the Embassy of [...]
Charlie Hebdo ኣብ ጎደና ሓርነት

Charlie Hebdo ኣብ ጎደና ሓርነት

Radio Erena: 14 January 2015 Report by Amanuel Ghirmai Bahta      ኢራናዊ ኪያኑሽ ራምዛኒ፣ ካፈቴክ ኣብ ዝተባህለ ሰኣልትን ካርቱኒስትን ኣብ ዘዘውትርዎ ማእከል ፓሪስ ዝርከብ ቤት ሻሂ ኣጋይሽ ክቕበል [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ሞቛድሾ ታሪኻዊ ዋዕላ ኣካይዶም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኢጋድ ኣብ ሞቛድሾ ታሪኻዊ ዋዕላ ኣካይዶም

Radio Erena: 14 January 2015 ብዘይካ ናይ ኤርትራ ናይ ኩለን ኣባላታ ሃገራት ኢጋድ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ርእሰ ከተማ ሶማል ታሪኻዊ ርክብ ኣካይዶም። እቲ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲ፣ ሱዳን፣ ደቡብ [...]
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ጅቡትን ወግዓዊ ዑደት ከካይድ’ዩ

ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ኢትዮጵያን ጅቡትን ወግዓዊ ዑደት ከካይድ’ዩ

Radio Erena: 14 January 2015 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኦርዶጋን ናብ ኢትዮጵያን ጅቡትን ወግዓዊ ዑደት ከካይድ'ዩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብቲ ካብ 22 ክሳብ 24 ጥሪ ዘካይዶ ዑደት፣ ምስ መራሕቲ ክልቲኤን ሃገራት ብምርኻብ፣ ቱ [...]
Government of Eritrea’s invitation to anti-independent-Eritrea Ethiopian political factions and journalists to tour Eritrea angers many Eritreans

Government of Eritrea’s invitation to anti-independent-Eritrea Ethiopian political factions and journalists to tour Eritrea angers many Eritreans

Radio Erena: 13 Januray 2015 One of the top known jailers of journalists and politicians in the world, the government of Eritrea invited some Ethiopi [...]
Eritrean government forces members of the people’s army to report to Mai Lam training camp by Today

Eritrean government forces members of the people’s army to report to Mai Lam training camp by Today

Radio Erena: 12 January, 2015 Some members of the people’s army have been confirmed to have reported to a military training camp in the western regio [...]
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንኣገልግሎታት ኤምባሲ ዝኽፈል ገንዘብ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ኮይኑ ይብሉ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን ንኣገልግሎታት ኤምባሲ ዝኽፈል ገንዘብ ካብ ዓቕምና ንላዕሊ ኮይኑ ይብሉ

Radio Erena: 13 January 2015 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ንኣገልግሎታት ኤምባሲ ኤርትራ ዝኸፍልዎ ዘለዉ ገንዘብ ካብ ዓቕሞም ንላዕሊ እናኾነ ከምዝመጸ ገሊጾም። እቶም ብዛዕባ ኣሰራርሓ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ስዑዲ [...]
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ

ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ቻይና ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ

Radio Erena: 13 January 2015 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዋንግ ዩኢ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዑደት የካይድ ኣሎ። እቲ ላዕለዋይ ልኡኽ ቻይና፣ ዑደቱ ብኬንያ ክፍልም እንከሎ ናብ ሱዳንን [...]
1 879 880 881 882 883 994 8810 / 9931