1 690 691 692 693 694 992 6920 / 9912
‘’ሓለዋ ከተማ ጁባ ክቕጽል’ዩ’’ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን

‘’ሓለዋ ከተማ ጁባ ክቕጽል’ዩ’’ ኣዘዝቲ ሰራዊት ደቡብ ሱዳን

Radio Erena: 30 April 2017 ቅልውላው ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ዕልዋ መንግስቲ ክካየድ’ዩ ተባሂሉ ንተላበዐ ወረ ክሳብ ዝጻረይ፣ ሰራዊት መንግስቲ ንጎደናታት ከተማ ጁባ ዝገብሮ ዘሎ ከቢድ ሓለዋ ክቕጽል ምዃኑ ኣ [...]
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ባእሲ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም

ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ባእሲ ብውሕዱ 11 ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena; 28 April 2017 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ዝተኣኻኸቡ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከቦውም ስደተኛታት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ባእሲ ብውሕዱ 10 ሰባት ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። ሓ [...]
ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ዕደና፣ ኣብ ሃይኮታ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ

ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ዕደና፣ ኣብ ሃይኮታ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 28 April 2017 ኣብ ኤርትራ ናይ ዕደና ፍቓድ ዝረኸበ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ከባቢ ሃይኮታ ኩዕታ ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣንድያሞ ምስ ዝተባህለ ካልእ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ ብሕብረት ዝሰርሕ ዘሎ [...]
ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ስምምዕ ይኽትማ

ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ስምምዕ ይኽትማ

Radio Erena: 28 April 2017 ጅቡትን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወትሃደራውን ጸጥታውን ጉዳያት ብሓባር ክሰርሓ ዘኽእለን ሓያሎ ስምምዓት ከቲመን። እዘን ሃገራት ነዚ ስምምዕ ዝኸተማ፣ ብሚኒስተር ምክልኻል ጅቡቲ ዓሊ ሓሰን ባሕዱን ዝም [...]
ሱዳን፣ ብጉዳይ ምድግጋፍ ምስ ተቓወምቲ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣጠንቒቓ

ሱዳን፣ ብጉዳይ ምድግጋፍ ምስ ተቓወምቲ ንመንግስቲ ደቡብ ሱዳን ኣጠንቒቓ

Radio Erena: 27 April 2017 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ንዝተፈላለዩ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሱዳን ይድግፍ ኣሎ ክብል መንግስቲ እታ ሃገር ወቒሱ። መንግስቲ ሱዳን ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ መንግስቲ ጁባ ብፍላይ ከኣ ፕረ [...]
ታንዛንያ፣ ንዳይረክተር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ሰጉጓ

ታንዛንያ፣ ንዳይረክተር ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ሰጉጓ

Radio Erena: 27 April 2017 መንግስቲ ታንዛንያ፣ ኣብ ሃገር ዳይረክተር ፕሮግራም ልምዓት (UNDP) ኮይና ክትሰርሕ ንዝጸንሐት ላዕለወቲ በዓልቲ ስልጣን ሕቡራት ሃገራት ሰጕጉ። እቲ መንግስቲ፣ ብ25 ሚያዝያ ኣብ ዘውጽኦ መግ [...]
ኤርትራ፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ፣ ዝተሓተ ናጽነት ፕረስ ዘለዋ ሃገር ተባሂላ

ኤርትራ፣ ንሰሜን ኮርያ ጥራይ በሊጻ፣ ዝተሓተ ናጽነት ፕረስ ዘለዋ ሃገር ተባሂላ

Radio Erena: 26 April 2017 ኤርትራ፣ ካብ 180 ሃገራት ዝተሓተ ናጽነት ፕረስ ዘለዋ ካልኣይቲ ሃገር ተባሂላ። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ብ26 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ ናይ 2017 ሓድሽ ኩነታት [...]
መሰል ደቂንስትዮ ብምግሃስ ግኑን ስም ዘለዋ ስዑዲ ዓረብ፣ ኮሚሽን መሰል ደቂንስትዮ ሕ/ሃ ክትመርሕ ተመሪጻ

መሰል ደቂንስትዮ ብምግሃስ ግኑን ስም ዘለዋ ስዑዲ ዓረብ፣ ኮሚሽን መሰል ደቂንስትዮ ሕ/ሃ ክትመርሕ ተመሪጻ

Radio Erena: 26 April 2017 መሰል ደቂንስትዮ ብምግሃስ ግኑን ስም ዘለዋ ስዑዲ ዓረብ፣ ኮሚሽን መሰል ደቂንስትዮ ሕቡራት ሃገራት ክትመርሕ ተመሪጻ። ኣብቲ ብምስጢር ዝተኻየደ ምርጫ፣ 12 ካልኦት ሃገራት'ውን ምስ ስዑዲ ዓረብ [...]
ኡጋንዳ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዘእቱ መንገዲ ጸጥትኡ ክሕሎ ብምጥላብ መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣድማ ኣካይዶም

ኡጋንዳ፣ ናብ ደቡብ ሱዳን ዘእቱ መንገዲ ጸጥትኡ ክሕሎ ብምጥላብ መራሕቲ ዓበይቲ መካይን ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 26 April 2017 መራሕቲ ናይተን ካብ ኡጋንዳን ናብ ደቡብ ሱዳን ዝንቀሳቐሳ ዓበይቲ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ኣብ ዶብ ደቡብ ሱዳን ዝርአ ዘሎ ስርቂ፣ ዘረፋን ምክልባትን መፍትሒ ክግበረሉ ብምጽዋዕ ኣድማ ከምዘካየዱ [...]
ኣመሪካ፣ ናብ ሶማል ወትሃደራት ክትልእኽ’ያ

ኣመሪካ፣ ናብ ሶማል ወትሃደራት ክትልእኽ’ያ

Radio Erena: 26 April 2017 ኣመሪካ፣ ኣብ ምስልጣን ሰራዊት መንግስቲ ሶማል ዝነጥፉ ኣስታት 40 ወትሃደራት ክትልእኽ ምዃና ንኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጀነራል ቶማስ ዋልደሁሰር ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ሸበለ ሓቢ [...]
1 690 691 692 693 694 992 6920 / 9912