Category: News
ኤርትራ፣ ካብ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ከምዝሰሓበት ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: Thursday, 02 November 2023
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ዝመጽእ ክልተ ቅነ ዝጅምር፣ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ክትቦክር ምዃና ይግለጽ ኣሎ።
ኣብዚ ኣብ መን [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት 10ታት ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ግጭት፣ ኣብዛ ዝተዛዘመት ወርሒ ጥቅምቲ ጥራይ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ገሊጹ [...]
ሓደሽ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ከተኩር ትጽቢት ይግበረሉ
Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ኣምባሳደር ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ።
ኣቐዲሙ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ባሕሬይን ዝነበረ፣ ጀሮም ኩሻርድ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝነበረ [...]
ኬንያ፣ ዕጡቓት ሶማል ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ተቐቲሎም
Radio Erena: Tuesday, 31 October 2023
ምስ ሶማል ኣብ ዘዳውብ ዞባ ጋሪሳ ናይ ኬንያ ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ክልተ መኮንናት ክቕተሉ እንከለዉ ኣርባዕተ ድማ ከምዝቖሰሉ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። [...]
ኤርትራ፣ ኣስታት ፍርቂ ካብ ህዝባ ወርሓዊ እቶቱ ካብ 2 ዶላር ንመዓልቲ ከምዘይሓልፍ ተገሊጹ
Radio Erena: Tuesday, 31 October 2023
ኤርትራ፣ ሓንቲ ካብ ቀዳሞት ድኻታት ሃገራት ዓለም ምዃና ኣብ ጸብጻባት ኣህጉራውያን ፊናንስያውያን ትካላት ተደጋጊሙ ክግለጽ ዝጸንሐ'ዩ።
ዝበዝሓ ካብቲ ኣስታት 5 [...]
ሱዳን: ተቛሪጹ ዝጸንሐ ዝርርብ ሰላም ዳግማይ ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: Monday, 30 October 2023
ኣብ መንጎ ክልተ ክልተ ጀነራላት ሱዳን፣ ንልዕሊ 6 ወርሒ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ሰላማዊ መዕለቢ ክግበርሉ ኣብ ከተማ ጅዳ - ስዑዲ ዓረብ ዳግማይ ዝርርብ ጀሚሩ::
እቲ [...]
ኬንያ: ኣፍሪቃውያን በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ክኣትዉ ፈቒዳ
Radio Erena: Monday, 30 October 2023
ኬንያ ኣብ መወዳእታ ናይዚ ዓመት፣ ካብ ኩለን ሃገራት ኣፍሪቃ ንዝመጹ በጻሕቲ ብዘይ ቪዛ ናብ ሃገራ ከኣትዉ ከምእትፈቅድ ፕረዚደንት ዊልያም ሩቶ ገሊጹ::
ፕርዚደንት [...]
ኤርትራ ዝመበቆላ ሳራ ትንስኤው ባርካይ: ብዓይነታ ፍልይቲ ላምፓዲና ምሂዛ
Radio Erena: Monday, 30 October 2023
ሳራ ትንስኤው ባርካይ ዝተባህለት ኤርትራዊት ብሪጣንያዊት ብዘይ ባተሪ ከምኡ ውን ብዘይ ምንጪ ሓይሊ ኤሌክትሪክ እትሰርሕ ላምፖዲና ብምስናዕ ናብ ምርኢት ኣቕሪባ::
[...]
ሰንበት ምስ ሸኾርተት
Radio Erena: Sunday, 29 October 2023
Radio Erena · ሰንበት 29 ጥቅምቲ 2023
[...]
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ትሰጋገር
Radio Erena: Friday 27 October 2023
እስራኤል ትማሊ ሓሙስ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ኲናት ኣንጻር ሓማስ ኣብ ጋዛ ንምእታው፣ ናይ ፈተነ ኣጋር ሰራዊት መጥቃዕቲ ከምዘካየደት ዘጋርድያን ሓቢራ።
እዚ ድማ ንዝያዳ [...]