Category: News
‘ኣፍሪቃውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ስደት ተነጽሎ ይገጥሞም’ ጋዜጠኛ ፋትሒ ዑስማን
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ፋትሒ ዑስማን ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ዲፕሎማትን ኔሩ: ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ዝለዓለ ትምህርቲ ድሕሪ ምቕሳሙ ድሕሪ ናጽነት ናብ ሃገሩ ኤርትራ ብምእታው መጀመርታ ጋዜጡኛ ኣብ [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 12 ሕዳር 2023
Radio Erena: Sunday, 12 November 2023
Radio Erena · ሰንበት 12 ሕዳር 2023
[...]
ፊፋ፣ ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ንምሕያል ዝዓለመ መደብ
Radio Erena: Friday, 10 November 2023
ፊፋ ምስ መሻርኽቱ ብምትሕብባር ሓድሽ ጻውዒት ፕሮጀክትታት ስፖርት ደቂ ኣንስትዮ ከምዘውጸአ ተገሊጹ።
ካብ ፊፋን GIZማለት ሚኒስትሪ ቁጠባዊ ምትሕግጋዝን ልምዓትን [...]
ዩኔስኮ፣ ኣብ መንጎ ጥሪ 2022 ክሳብ ሓምለ 2023፣ 69 ጋዜጠኛታት ተቐቲሎም
Radio Erena: Friday, 10 November 2023
ጸብጻብ ዩኔስኮ ከምዘመልክቶ፡ ኣብ መንጎ ጥሪ 2022 ክሳብ ሓምለ 2023 ካብ ዓሰርተ ሃገራት 69 ጋዜጠኛታት ከምዝተቐትሉ ይሕብር።
ብደረጃ ዓለም፡ እቶም ዘይተፈ [...]
ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃ ዓረብን፣ ናብ ዋዕላ ስዑዲ ዓረብን ሃገራት ኣፍሪቃን ወሪዱ ሎሚ ዓርቢ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: Friday, 10 November 2023
ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪቃን ሃገራት ዓረብን ንቀዳም 11 ሕዳር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበረ ዋዕላ፣ ንኻልእ እዋን ድሕሪ ምስግጋሩ፣ ኣምሳያኡ ብሃንደበት [...]
ኡጋንዳ፣ ብጉዳይ ሓደ ዓይነት ጾታ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ካብ ኣመሪካ እገዳታት ስዒቡዋ
Radio Erena:Thursday, 09 November 2023
ኡጋንዳ፣ ሓደ ዓይነት ጾታ ኣብ ልዕሊ ዘለዎም መጻምድቲ፣ ናይ ሕልፈት ማእሰርትን ሞትን ዝርከቦ መቕጻዕታት ምውሳና፣ ኣመሪካ፣ ትሕቱ ኣታዊ ንዘለወን ሃገራት ኣፍሪቃ ካ [...]
ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ
Radio Erena: Thursday, 09 November 2023
ኣብ ኤርትራ ካብ ዝውለዱ ኣስታት 1000 ዕሸላት፣ እቶም 27 ሞት ከምዘጋጥሞም ተገሊጹ።
በዚ ኣሃዚ'ዚ ድማ መጠነ ሞት ዕሸላት ኣብ እዋን ሕርሲ ኣብ ኤርትራ ፣ [...]
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ
ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ፣ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ናይ ሞት ምፍርራሕ ዘካየደ፣ ያ [...]
ሱዳን፤ ምትእትታው ሩስያዊ ጉጅለ ዋግነር ንምእላይ ጻዕርታት ተካይድ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኪየቭ ፖስት ዝተባህለት ናይ ዩክሬይን ማዕከን ዜና ኣብ ዓምዳ ከም ዘስፈረቶ ፍሉያት ሓይልታት ዩክረይን ኣብ ሱዳን ንዋግነር ግሩፕ ናይ ሩስያ እናሃደኑ ዘርኢ ክልተ [...]
ሕማም ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 ካልኣይ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ተላባዒ ቀታሊ ሕማም’ዩ
Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023
ኣብ 2022 ብድምር 1.3 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ዓባይ ሰዓል ሞይቶም።
ብደረጃ ዓለም፡ ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 (ልዕሊ ኤችኣይቪን ኤይድስን) ካልኣይ ኣ [...]