Category: News
ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሞያታት ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምስታፍ፣ ዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ከም ዘዕቢ ተሓቢሩ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓውዲ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ምዕባይ ንዕብየት ኣፍራይነት ሓንቲ ሃገር ወሳኒ ተራ ከም ዝጻወት፣ ኣብ ጃፓን ዝተኻየደ መጻናዕታዊ ጽሑፍ ምር [...]
ኣብ ዞባ ዳርፉር ዝካየድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት፣ ካብቲ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብቲ ዞባ ዝተፈጸመ ግፍዕታት ዝበኣሰ ክኸውን ከም ዝኽእል UNHCR ኣጠንቂቑ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ኣብ ዞባ ዳርፉር ካብ ነዊሕ እዋን ኣትሒዙ ዝጸንሐ ምትፍናን ናይ ዓረብ ዘርኢ ዘለዎምን ዘይብሎምን ዓሌታት፣ ኣብ 2003 ናብ ጥርዙ ዓሪጉ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት [...]
‘ኣብ ኣፍሪቃ ናይ ዘሎ ጸገማት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኢጋድን ኤኮዋስን’ዮም ተሓተቲ።’ ፕረዚደንት ኢሳይያስ
Radio Erena: Wednesday, 15 November 2023
ኣብ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ዘሎ ፖለቲካዊ፣ ቁጠባዊ ይኹን ማሕበራዊ ምንቁልቛል፣ ተሓተቲ ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኢጋድን ማሕበረኮም ቁጠባ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ወይ ኤኮዋ [...]
ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ዝልኣኸቶ ኣስታት 25 ሽሕ ቶን ናይ ስርናይ ረዲኤት ዝጸዓነት መርከብ ተበጊሳ
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ዝቐንዐ ኣስታት 25 ሽሕ ቶን ናይ ስርናይ ረድኤት ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብ ጸሊም ባሕሪ ካብ ዝርከብ ወደብ ኖቮሮሲስክ ኣበጊሳ።
እታ ናይ ጽዕነ [...]
ካናዳ፣ ኣብ ከተማ ካልጋሪ፡ 11 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ኣትዎም
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ፖሊስ ከተማ ካልጋሪ፡ ካናዳ፡ 11 ኤርትራውያን ብኽሲ ረብሻ ጸጥታ ኣብ ቀይዲ ከም ዘእተወ ገሊጹ።
እዚ ብ2 መስከረም ናይዚ ዓመት’ዚ ዘጋጠመ 150 ሰባት እተሳተፍ [...]
ኤርትራ፣ ምስ ተቓውሞ ኣኽርያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ ተማህሮን ወለዲን ተፈቲሖም፣ ሰለስተ መማህራን ገና ደሃዮም ኣይተፈልጠን
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ምስቲ ኣብ 31 ጥቅምቲ 2017፣ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ተቓውሞ ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ብዝተሓሓዝ ተኣሲሮም ዝጸንሑ፣ ወለዲ፣ ኣባላት ኮሚቴ ቤት ትምህርትን ተማሃ [...]
‘ብርጌድ ንሓመዱ’ ጥርናፌኡ የሐይል
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
'ብርጌድ ንሓመዱ' ነቲ ብስም ኤርትራውያን ዝግበር ፌስቲቫላት ህግደፍ ንምፍራስ'ኳ እንተተበገሰ ኣብዚ እዋን'ዚ ጥርናፌኡ ብዓለምለኻዊ ደረጃ ብምሕያል ዕላማታቱ ናብ ዝሰ [...]
ኢትዮጵያ: ጥንታዊት ከተማ ላሊበላ ኣብ ሓደጋ ዕንወት
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ላሊበላ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተደኩና እትርከም ጥንታዊት ከተማ እያ:: ኣብታ ከተማ ካብ ከውሒ ተጸሪበን ዝወጻ ኣብ መበል 12ን 13ን ክፍለዘመን ዝተ [...]
‘ኣፍሪቃውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ስደት ተነጽሎ ይገጥሞም’ ጋዜጠኛ ፋትሒ ዑስማን
Radio Erena: Monday, 13 November 2023
ፋትሒ ዑስማን ኤርትራዊ ጋዜጠኛን ዲፕሎማትን ኔሩ: ኣብ ዓውዲ ዲፕሎማሲ ዝለዓለ ትምህርቲ ድሕሪ ምቕሳሙ ድሕሪ ናጽነት ናብ ሃገሩ ኤርትራ ብምእታው መጀመርታ ጋዜጡኛ ኣብ [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 12 ሕዳር 2023
Radio Erena: Sunday, 12 November 2023
Radio Erena · ሰንበት 12 ሕዳር 2023
[...]