Category: News

1 937 938 939 940 941 968 9390 / 9671

ኣብ ጁባ ዝተላዕለ ኩነታት ናብ ንቡር ድሕሪ ምምላሱ፣ ኣብ ካልእ ከተማ እታ ሃገር ሓድሽ ግጭት ተጎሃሂሩ

Radio Erena: December 20, 2013   ዕጡቓት ደገፍቲ ናይቲ ዕልዋ ፈቲኑ ዝተብሃለ ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ነበረ ሬክ ማሻር፣ ብኣገዳስነታ ድሕሪ ጁባ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ንእትስራዕ ከተማ ቦር ከምዝተቖጻጸሩ ተገሊጹ። ከ [...]

ኣብ እስራኤል ኣብ ክፉት መዳጎኒ መዓስከር ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: December 19, 2013   እስራኤል ካብ ሓያሎ ከተማታት ኣኻኺባ ኣብ ሓደ ክፉት መዓስከር ዝዳጎነቶም ኣማኢት ኤርትራውያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ኣስታት 250 ካብቲ ተታሒዞምሉ ዝነበሩ ኣብ በረኻ ዝተደ [...]

ኤርትራ ብብዝሒ ኣሲራቶም ዘላ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ቻይና ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ

Radio Erena: December 19, 2013 ኤርትራ ኣሲራቶም ብዘላ ብዝሒ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ቻይና ኣብ ካልኣይ ደረጃ ከምእትስራዕ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ ናይ 2013 ጸብጻብ ገሊጹ። እቲ ኣብ ፓሪስ ዝመደ [...]

ኣብ ጁባ ተኸሲቱ ብዘሎ ኩነታት ሓደ ኤርትራዊ ተቐቲሉ

Radio Erena: - December 17, 2013   ኣብ ጁባ ካብ ትማሊ ወጋሕታ ኣትሒዙ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ድሕሪ ዘጋጠመ ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ፣ መንግስቲ ዕልዋ ፈተነ ከምዘፍሸለ ብምጥቃስ ሰዓታት እቶት እቶ ድሕሪ [...]

ኢራን: ንተቓወምቲ የመን ኣብ ኤርትራ’ያ ተሰልጥኖም ክትብል ጋዜጣ ኣልወጠን ናይ ስዑዲ ዓረብ ገሊጻ

Radio Erena: - December 17, 2013   ኢራን ኣብ የመን ንዝረከቡ ዕጡቓት ሁቲ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኤርትራ ከምእተሰልጥኖ መርትዖ ተረኺቡ ክትብል ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ ኣልወጠን ኣብ ናይ ትናሊ ሕታማ ኣስፊራ [...]

ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣወሃሃዲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን ካብ መዝነቱ ክእለ ሓቲቱ

Radio Erena: - December 17, 2013   ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ዋና ኣወሃሃዲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን ጃራት ቾፕራ ካብ መዝነቱ ክእለ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጥርዓን ምቕራቡ ማዕከን ዜና ኢነርስ ፕረስ ሲቲ ኣ [...]

Time to Bring Eritrea in From the Cold – Herman J. Cohen

Radio Erena: - December 17, 2013   After being part of Ethiopia for forty years, the people of Eritrea held a referendum in April 1993 and decided to [...]

South Sudan president says coup has been repulsed

Radio Erena: December 16, 2013   South Sudan's president on Monday ordered a dusk-to-dawn curfew in the capital after soldiers loyal to the former dep [...]

ኣብ ጁባ ካብ ሰዓት ሽዱሽተ ድሕሪ ቀትሪ፣ እቶ እቶ ተኣዊጁ

Radio Erena: - December 16, 2013   ኣብ ጁባ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ናብ ትማሊ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ድሕሪ ዝትኻየደ ከቢድ ናይ ተዅሲ ምልውዋጥ፣ ኣብታ ከተማ ሰዓታት እቶ እቶ ከምዝትኣወጀ ተገሊጹ። ጠንቂ’ቲ ተ [...]

Two young Eritreans in MTN-Qhubeka 2014 squad

Radro Erena: December 16, 2013   New black kit for African team The Pro-Continental African team has presented its new recruitments for the upcoming s [...]
1 937 938 939 940 941 968 9390 / 9671