Category: News

1 933 934 935 936 937 968 9350 / 9675
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርክከብ መዓስከራት ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ካብ ዝተኸሱሱ ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርክከብ መዓስከራት ስደተኛታት ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሎም ካብ ዝተኸሱሱ ኤርትራውያን እቶም ሽዱሽተ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ክእሰሩ ተፈሪዶም

Radio Erena: January 20, 2014   ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ስደተኛታት ማይ ዓይንን ዓዲ ሓሩሽን ሰለማዊ ሰልፊ ወዲብኩም ተባሂሉም ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ 11 ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ጉዳዮም ኣብ ቤት ፍርዲ ድሕ [...]
ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ብሽክለተ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንዙር ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ

ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቀዳዳማይ ብሽክለተ ናትናኤል ብርሃነ፣ ንዙር ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ቦኽሪ ኣፍሪቃዊ ብምዃን ታሪኽ ሰሪሑ

Radio Erena: January 20, 2014   ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳምይ ብሽክለታ ናትናኤል ብርሃነ፣ ኣብ ጋቦን ንዝተኻየደ ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ትሮፒካል ኣሚሳ ቦንጎ ዝተዓወተ ናይ መጀመርያ ኣፍሪቃዊ ኮይኑ። ዝበለጸ [...]
Deputy Foreign Minister of Egypt heads to Asmara

Deputy Foreign Minister of Egypt heads to Asmara

Radio Erena: January 17, 2014   Egyptian Deputy Foreign Minister for African Affairs Ambassador Hamdi Sanad Loza headed on Wednesday January 15 to th [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ወከልቲ ስደተኛታት ምስ ፓርላማ እስራኤል ተራኺቦም

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ወከልቲ ስደተኛታት ምስ ፓርላማ እስራኤል ተራኺቦም

Radio Erena: January 17, 2014   ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ወከልቲ ስደተኛታት፣ ብዛዕባ ጉዳዮም ብዝምልከት ኣብ ቅድሚ ፓርላማ እታ ሃገር ማለት ክነሰት ሓሳባቶም ከምዘቕረቡ ማዕከናት ዜና ሓቢረን። መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝር [...]
ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ደው ንምባሉ ሓድሽ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ደው ንምባሉ ሓድሽ መደብ ወጺኡ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: January 16, 2014   ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት (UNHCR) ከምኡ ድማ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM)፣ ኣብቲ ንኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ዝርአ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምስ [...]
ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ኦርታክ ኣብ ኤርትራ ከውፍር ጀሚሩ

ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ኦርታክ ኣብ ኤርትራ ከውፍር ጀሚሩ

Radio Erena: January 15, 2014   ኦርታክ ዝተባህለ ናይ ብሪጣንያ ናይ ዕደና ኩባንያ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዕደና ዘተኮረ ወፍሪ ከካይድ ተበጊሱ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እቲ ናይ ብሪጣንያ ኩባንያ፣ ኣንድያንሞ ብዝተባህለ ኩባንያ ኣቐ [...]
ፖሊስ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 150 ሰባት ገፊፉ

ፖሊስ እስራኤል፣ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 150 ሰባት ገፊፉ

Radio Erena: January 15, 2014   ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ኣብ እስራኤል ሰላማዊ ሰልፊ ድሕሪ ምክያዶም፣ መንግስቲ እስራኤል እንደገና ሓድሽ ግፋ ይቕጽል ኣሎ። ፖሊስ እስራኤል ከም መቐጸልታ ናይቲ ከካይድዎ [...]
Ortac Resources buys into advanced stage Eritrean gold project

Ortac Resources buys into advanced stage Eritrean gold project

Radio Erena: January 15, 2014 Ortac Resources (LON:OTC) has unveiled a strategic tie-up with a private exploration firm, which has a portfolio of "ve [...]
ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ

ፖሊስ ኣልባንያ 13 ኤርትራውያንን ሶማላውያንን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ

Radio Erena: January 14, 2014   ፖሊስ ኣልባንያ፣ ነቶም ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ኣብ ከባቢ ከተማ ጂሮካስተር ኣብ እትርከብ ቁሸት ጆርጉካት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዘእተዎም 13 ዜጋታት ኤርትራን ሶማልን፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ [...]
ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ  ሳልሳይ ይስራዕ

ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ሳልሳይ ይስራዕ

Radio Erena: January 14, 2014   ኣብ ማልታ ካብ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት ዜጋታት ወጻኢ ሃገራት፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ከምዝስራዕ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብቐዳማይ ደረጃ ዝስርዑ ዜጋታት ፊሊፒንስ ኮይኖ [...]
1 933 934 935 936 937 968 9350 / 9675