Category: News
Eritrean ambassador attacked by dissident Eritreans
Radio Erena: December 23, 2013 More than 50 Eritreans arrested for violently attacking their countrymen, ambassador during a conference held in Kinn [...]
Eritrean Embassy offering advice how to make illegal money transfers
Radio Erena: December 23, 2013 The Eritrean Embassy in Israel is advising migrants in Israel how to transfer money back to Eritrea through a bank ac [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲኣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ክልተ ኣምባሳደራት ቀይራ
Radio Erena: December 20, 2013 ብመንገዲ ኩባንያታት ዕደና ኣቢሉ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ስቱር ንግዳዊ ዝምድና ከምዘለዎ ዝንገር መንግስቲ ብሪጣንያ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ኣብ ኣስመራ ዝነበረ ኣምባሳደሩ ንኻልኣይ ግዜኡ [...]
ኣብ ጁባ ዝተላዕለ ኩነታት ናብ ንቡር ድሕሪ ምምላሱ፣ ኣብ ካልእ ከተማ እታ ሃገር ሓድሽ ግጭት ተጎሃሂሩ
Radio Erena: December 20, 2013 ዕጡቓት ደገፍቲ ናይቲ ዕልዋ ፈቲኑ ዝተብሃለ ምክትል ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ነበረ ሬክ ማሻር፣ ብኣገዳስነታ ድሕሪ ጁባ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ንእትስራዕ ከተማ ቦር ከምዝተቖጻጸሩ ተገሊጹ። ከ [...]
ኣብ እስራኤል ኣብ ክፉት መዳጎኒ መዓስከር ተታሒዞም ዘለዉ ኤርትራውያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: December 19, 2013 እስራኤል ካብ ሓያሎ ከተማታት ኣኻኺባ ኣብ ሓደ ክፉት መዓስከር ዝዳጎነቶም ኣማኢት ኤርትራውያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ የካይዱ ኣለዉ። ኣስታት 250 ካብቲ ተታሒዞምሉ ዝነበሩ ኣብ በረኻ ዝተደ [...]
ኤርትራ ብብዝሒ ኣሲራቶም ዘላ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ቻይና ኣብ ካልኣይ ደረጃ ተሰሪዓ
Radio Erena: December 19, 2013 ኤርትራ ኣሲራቶም ብዘላ ብዝሒ ጋዜጠኛታት ድሕሪ ቻይና ኣብ ካልኣይ ደረጃ ከምእትስራዕ ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ዝተባህለ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ ናይ 2013 ጸብጻብ ገሊጹ። እቲ ኣብ ፓሪስ ዝመደ [...]
ኣብ ጁባ ተኸሲቱ ብዘሎ ኩነታት ሓደ ኤርትራዊ ተቐቲሉ
Radio Erena: - December 17, 2013 ኣብ ጁባ ካብ ትማሊ ወጋሕታ ኣትሒዙ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ፕረዚደንት ድሕሪ ዘጋጠመ ከቢድ ናይ ቶኽሲ ምልውዋጥ፣ መንግስቲ ዕልዋ ፈተነ ከምዘፍሸለ ብምጥቃስ ሰዓታት እቶት እቶ ድሕሪ [...]
ኢራን: ንተቓወምቲ የመን ኣብ ኤርትራ’ያ ተሰልጥኖም ክትብል ጋዜጣ ኣልወጠን ናይ ስዑዲ ዓረብ ገሊጻ
Radio Erena: - December 17, 2013 ኢራን ኣብ የመን ንዝረከቡ ዕጡቓት ሁቲ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኤርትራ ከምእተሰልጥኖ መርትዖ ተረኺቡ ክትብል ኣብ ኣብ ስዑዲ ዓረብ እትሕተም ጋዜጣ ኣልወጠን ኣብ ናይ ትናሊ ሕታማ ኣስፊራ [...]
ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ኣወሃሃዲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን ካብ መዝነቱ ክእለ ሓቲቱ
Radio Erena: - December 17, 2013 ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል፣ ዋና ኣወሃሃዲ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልን ጃራት ቾፕራ ካብ መዝነቱ ክእለ ናብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጥርዓን ምቕራቡ ማዕከን ዜና ኢነርስ ፕረስ ሲቲ ኣ [...]
Time to Bring Eritrea in From the Cold – Herman J. Cohen
Radio Erena: - December 17, 2013 After being part of Ethiopia for forty years, the people of Eritrea held a referendum in April 1993 and decided to [...]