Category: News

“The migration of Eritreans is a deliberate case of human trafficking conceived and orchestrated by the US.” B. General Abraha Kassa
Radio Erena: June 03, 2014 "The migration of Eritreans is not a phenomenon driven by an economic pull factor as it is usually the case in our contemp [...]

“ጠንቂ ስደት ኤርትራውያን ኣመሪካ’ያ” ብ.ጀነራል ኣብርሃ ካሳ
Radio Erena: June 03, 2014 ኣብ ጉዳይ ዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ዘተኮረ ካብ 21 ክሳብ 22 ግንቦት ኣብ ካርቱም ኣብ ዝተኻየደ ዞባዊ ዋዕላ ዝተሳተፈ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ፣ ብስደት ኤርትራውያንን ሳዕቤናቱን [...]

የመን፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2500 ስደተኛታት ኣብ ሓደ ወርሒ
Radio Erena: June 03, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 2 500 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብዛ ዝሓለፈት ወርሒ ናብ የመን ከምዝኣተዉ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም 150 ደቂንስትዮን 65 ቆልዑን ዝርከብዎም ስደ [...]

ሰራዊት ሊብያ፣ 200 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ቀይዱ
Radio Erena: June 03, 2014 ሰራዊት ሊብያ፣ ብመካይን ተጻዒኖም ካብ ዛውያ ናብ ከተማ ትሪፑሊ ዘምርሑ ዝነበሩ 200 ኤርትራውያን ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። እቶም ኣብ ፓኮታት ተሓቢኦም ኣብ ናይ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዶባት ብዝተሓሓዝ ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ተገሊጹ
Radio Erena: June 02, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ምስ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ዶባት ብዝተሓሓዝ ሓያሎ ሰባት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተወ ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ከተማታት ኣስመራ፣ ተሰነይ ከምኡ ድማ ባጽዕ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ዘለዉ ሓይሎ ሰባ [...]

ኣመሪካ፣ ብሰንኪ ስግኣት መጥቃዕቲ ኣልሸባብ፣ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታታ ክጥንቐቑ ጸዊዓ
Radio Erena: June 02, 2014 ኣመሪካ ናብ ኢትዮጵያ ዝገሹ ዜጋታታ ጥንቓቐታት ክገብሩ ጸዊዓ። ኣመሪካ ነዚ ጻውዒት እተቕርብ ዘላ፣ ኣልሸባብ ኣብ ኢትዮጵያ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከካይድ ምዃኑ ብተደጋጋሚ እዋን የፈራርሕ ብምህላዉ'ዩ [...]

Arabsat Traces Intentional Jamming to Ethiopian Source
Radio Erena: May 30, 2014 Satellite fleet operator Arabsat of Saudi Arabia on May 29 said it has suffered intentional jamming on multiple television [...]

ኣብ መበል 23 ዓመት ጽምባል ናጽነት ኤርትራ ተሳቲፉ ናብ ዓዱ ዝተመልሰ ኣማሓዳሪ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ናይ ሱዳን ተቓውሞ ገጢምዎ
Radio Erena: May 30, 2014 ኣብ ሱዳን ዞባ ቀይሕ ባሕሪ፣ ኣንጻር ምምሕዳር እቲ ዞባ ዝቀንዐ ተቓውሞታት ይቕጽል ኣሎ። ነብረቲ እቲ ዞባ ዝተፈለለያ ተቓውሞታት ከካይዱ ከምዝጸንሑ ዝፍለጥ ኮይኑ፣ ኣማሓዳሪ እቲ ዞባ መሓመድ ጣህ [...]

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ወዲብካ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ንሞት ተፈሪዱ
Radio Erena: May 30, 2014 ኣብ 2011 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዓዋምያ ኣብ ዝተባህለት ኣመንቲ ሽዓ ኣብ ዝነብሩላ ቁሸት ንዝተኻየደ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ወዲብካ ዝተባህለ ወዲ 20 ዓመት መንእሰይ ንሞት ከምዝተፈርደ ማዕከናት ዜና ገ [...]

ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ካሌ ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 600 ስደተኛታት በቲኖም
Radio Erena: May 29, 2014 ፖሊስ ፈረንሳ፣ ናብ ዓዲ እንግሊዝ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ንዝበሩ ኣማኤት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ከምዝበተንዎም ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን። እቶም ስደተኛታ [...]