Category: News

ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ጎቦ ውድድር ጉያ እግሪ፣ ኤርትራውያን ኣትለታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ተዓዊቶም
Radio Erena: 18 June, 2014 ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ጎቦ፣ ኤርትራውያን ኣትሌታት ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ተኸታቲሎም ኣትዮም። ኣብቲ ብሰንበት 15 ሰነ 2014፡ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝተኻየደ መበል 34 [...]

ኣገረምቲ ፍጻሜታት ዋንጫ ዓለም
Radio Erena: 17 June, 2014 እዋኑ እዋን ዋንጫ ዓለም እዩ። ዓለም ብዓለማ ድማ፡ ኣተኩሮኣ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ብራዚል ገይራ ኣላ። ሃገርና ኤርትራ’ውን ዋላ’ኳ ኣብ ዋንጫ ዓለም ክትሳተፍ ኣይትብቓዕ፡ ምስ ዋንጫ ዓለም ዘተ [...]

ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ህሉው ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ
Radio Erena: 17 June, 2014 ኣብ ጄኔቫ ኣብ ዝርክብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብዚ ሰሙን እዚ ብዛዕባ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ብዝምልከት ሰፊሕ ምይይጥ ይካየድ ኣሎ። እዚ ትማሊ 16 ሰነ ኣብ መንጎ ፍልይቲ ልእኽቲ ው [...]

ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ 10 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ
Radio Erena: 17 June, 2014 ናይ 10 ሰባት ሬሳ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኢጣልያ ከንሳፍፍ ከምዝተረኽበ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ገሊጸን። እቲ ብባሕረኛታት ኢጣልያ ዝተረኽበ ሬሳ፣ ብዓርብን ቀዳምን ስደተኛታት ጽዒናን ካብ ገማግም [...]

ኣብ ኬንያ፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ 48 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena: 17 June, 2014 ኣብ ኬንያ ዕጡቓት ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ 48 ሰባት ተቐቲሎም። ብረት ዝዓጠቑ ሓያሎ ሰባት፣ ፔኬቶኒ ኣብ ዝተባህለት ንእሽቶ ከተማ ሃንደበታዊ ቶኽሲ ብምኽፋት ኣብ ጎደና ንዝረኸብዎ ሰብ ክቐትሉ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ነፈርቲ ኵናት ንምጽጋን ምስ ሩስያ ኣብ ምዝርራብ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ቴክኒካዊ ጸገም ካብ ስራሕ ወጻኢ ኮይነን ንዘለዋን ተወሳኺ ምምሕቅሽ ክግበረለን ዘድለያን ሚግ 29 ነፈርቲ ኵናትን ሄሊኮፕተራትን፣ ንኽጽገና ምስ ኩባንያ ሩስያ ኣብ ምዝ [...]

በዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ
Radio Erena: 16 June, 2014 ንበዓልቲ ቤቱ ቀቲሉ ተባሂሉ ኣብ እስራኤል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ተቀይዱ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ርእሰ ቕትለት ፈጺሙ። ዮርሳሌም ፖስት ኣቕሪብዎ ብዘሎ ጸብጻብ፣ እቲ ሓድሪም ኣብ ዝተባህለ ቤት ማእሰርቲ ዝ [...]

መንግስቲ፣ ኣርባዕተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ኤርትራ ዘቕርብዎ ሕቶ፣ ብኣመሪካ ዝተደፋፍእ’ዩ ዝብል ወረ ይነዝሕ ኣሎ
Radio Erena: 13 June, 2014 ኣርባዕተ ካቶሊካውያን ጳጳሳት ናብ ህዝቢ ዝዘርግሕዎ እዋናዊ መልእኽቲ፣ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ መዘራረቢ ጉዳይ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን [...]

ኣብ ሊብያ መዓስከር ስደተኛታት ንኽቐውም ብኢጣልያ ዝቐረብ እማመ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተነጺጉ
Radio Erena: 13 June, 2014 ኣብ ሊብያ መዓስከር ስደተኛታት ክቐውም ብኢጣልያ ዝቐረበ እማመ፣ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተነጺጉ። ብዋሕዚ ኣሽሓት ስደተኛታት እተማርር ዘላ ኢጣልያ፣ ኣብ ሊብያ መዓስከር ስደተኛታት ክቐውም ደጋጊ [...]

ኣብ ካምፓላ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ንምክያድ ከምዝወጠነ ዝተጠርተረ ሶማላዊ ኣብ ቀይዲ ኣትዩ
Radio Erena: 13 June, 2014 ፖሊስ ኡጋንዳ፡ ዓብዱራሕማን ዓብደላ ሳልሕ ንዝተባህለ፡ ሶማላያዊ ጥርጡር ኣባል ግብረሽበራዊ ዕጡቕ ጉጅለ ኣልሸባብ፡ ኣብ ከተማ ካምፓላ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ፡ ሬድ-ፔፐር ዝተባህለት ኣብ’ታ [...]