Category: News

1 906 907 908 909 910 968 9080 / 9676
ው.ሕ.ሃ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እትምርምር ኮሚሽን ኣቝሙ

ው.ሕ.ሃ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ እትምርምር ኮሚሽን ኣቝሙ

Radio Erena: 27 June, 2014 ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት እትምርምር ኮሚሽን ክትቐውም ወሲኑ። እታ ኮሚሽን ሰለስተ ኣባላት ዘለውዋ ኮይና፣ ኣብ ኤርትራ ንዝፍጸም ዘሎ ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ንኸተጻ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2009 ብኣልማማ ዝኣሰሮም ህቡባት ገጠምትን ኣባላት ሬድዮ ባናን ከቢድ ስቓይ የሕልፉ ከምዘለዉ፣ ንኣርባዕተ ዓመታት ምስኦም ተኣሲሩ ዝነበረ ገጣማይ ኣረጋጊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 2009 ብኣልማማ ዝኣሰሮም ህቡባት ገጠምትን ኣባላት ሬድዮ ባናን ከቢድ ስቓይ የሕልፉ ከምዘለዉ፣ ንኣርባዕተ ዓመታት ምስኦም ተኣሲሩ ዝነበረ ገጣማይ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 27 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ 22 ለካቲት 2009 ብኣልማማ ካብ ዝኣሰሮም ገጠምትን ስነ ጥበባውያንን ዝርከብዎም ኣባላት ሬድዮ ባና፣ ኣብ ማይ ስርዋ ከቢድ ስቓይ ከምዘሕለፉን ኣስታት 30 ካብኣቶም ድማ [...]
ነርወይ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ንሕግታት ዑቕባ ይጥሕሱ ኣለዉ ክትብል ደጊማ ተጠንቕቕ

ነርወይ፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን ንሕግታት ዑቕባ ይጥሕሱ ኣለዉ ክትብል ደጊማ ተጠንቕቕ

Radio Erena: 27 June, 2014 ኣብ ኖርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተዋህቦም ኤርትራውያን፣ ሕግታት ፖለቲካዊ ዑቕባ ይጥሕሱ ከምዘለዉ ዳይረክተር ክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ፍሮድ ፎርፋንግ ኣጠንቒቑ። ብፍላይ ክፍሊ ኢምግሬሽንን ስደተ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ተወሰኽቲ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቑ

መንግስቲ ኤርትራ ተወሰኽቲ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቑ

Radio Erena: 26 June, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዝጸንሐ 26 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ለቒቑ። እቶም ብሰሉስ 24 ሰነ ካብ ኤርትራ ዝተፋነዉ 26 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ትማሊ ናብ ወደባዊት ሖዴዳ ኣብ ዝኣተውሉ፣ ማሕበር [...]
ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ኣመሪካ ብሓደጋ መኪና ኣርባዕተ ሰባት ቀቲሉ

ሓደ ኤርትራዊ ኣብ ኣመሪካ ብሓደጋ መኪና ኣርባዕተ ሰባት ቀቲሉ

Radio Erena: 26 June, 2014 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ-ሁስተን ብሓደጋ መኪና ኣርባዕተ ሰባት ዝቐተለ ኤርትራዊ፣ ጠንቑ ኣልኮላዊ መስተ’ዩ ክብላ ማዕከናት ዜና ሁስተን ገሊጸን። እቲ 31 ዓመት ዝዕድሚኡ ሚልዮን ዘገርግስ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት- እስራኤል ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት፣ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት- እስራኤል ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ

Radio Erena: 25 June, 2014 ኣብ እስራኤል ኣብ ዝርከብ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ተታሒዞም ካብ ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ እሱራት ተቓውሞ የካይዱ ኣለዉ። እቶም እሱራት፣ ነቲ መዓልታዊ ንሰለስተ ግዜ ዝካየደሎም [...]
ኣብ ፈረንሳ ብሉጽ መንእሰይ ዝተሰምየ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ኢጣልያ’ውን ብቕዓቱ ኣመስኪሩ

ኣብ ፈረንሳ ብሉጽ መንእሰይ ዝተሰምየ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ኢጣልያ’ውን ብቕዓቱ ኣመስኪሩ

Radio Erena: 25 June, 2014 ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ስሙ እናኾለዐ ዝመጽእ ዘሎ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኤም.ቲኤ.ን. ኩቤካ መርሃዊ ቅዱስ፡ ትማሊ ሰሉስ 24 ሰነ 2014፡ ኣብ [...]
ኢትዮጵያዊ ጀነራል ዝመርሖ ኣስታት 14 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ክዋፈር’ዩ

ኢትዮጵያዊ ጀነራል ዝመርሖ ኣስታት 14 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ክዋፈር’ዩ

Radio Erena: 25 June, 2014 ኢትዮጵያዊ ጀነራል ዝመርሖ ኣስታት 14 ሽሕ ዓቓብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ደቡብ ሱዳን ክዋፈር’ዩ። ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ዝርከብ ጉዳይ ደቡብ ሱዳን፣ ናብ ዝበኣሰ ግጭት ከየምር [...]
ነርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝብል ሓሳብ ብትሪ ተነቒፉ

ነርወይ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝነጸገቶም ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ክምለሱ ዝብል ሓሳብ ብትሪ ተነቒፉ

Radio Erena: 24 June, 2014 ምክትል ሚኒስትሪ ፍትሕን ህዝባዊ ድሕነትን ነርወይ ሂማንሹ ጉላቲ ብዛዕባ ምምላስ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ብዝምልከት ኣብ ኣስመራ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ። እቲ [...]
ካብን ናብን ኤውሮጳን ሶማልን ንፈለማ እዋኑ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ጀሚሩ

ካብን ናብን ኤውሮጳን ሶማልን ንፈለማ እዋኑ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ጀሚሩ

Radio Erena: 24, June, 2014 ስካይ ግሪኽ ብዝተባህለ መንገዲ ኣየር ዝውነን ፍላይ ኦሎምፒክ ብሰንበት ኣብ ዝጀመሮ ቀጥታዊ በረራ 200 ሰባት ብዝጸዓነት ቦይንግ ዝዓይነታ ነፋሪት ካብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ተበጊሳ ብመንገዲ [...]
1 906 907 908 909 910 968 9080 / 9676