Category: News

1 87 88 89 90 91 968 890 / 9678
ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፣ ጉዳይ ብእስራኤል መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝበሎም ጋዜጠኛታት ክምርመር ጸዊዑ

ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል፣ ጉዳይ ብእስራኤል መጥቃዕቲ ወሪድዎም ዝበሎም ጋዜጠኛታት ክምርመር ጸዊዑ

Radio Erena: Friday, 08 December 2023 እስራኤል ብ13 ጥቅምቲ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ጋዜጠኛ ሮይተርስ ኢሳም ዓብደላ ዝቐተለን ካልኦት ሽዱሽተ ጋዜጠኛታት ዘቑሰለን መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ክኸውን [...]
ኣብ ዓመት 40 ሚልዮን ደቂንስትዮ፣ ብሰንኪ ሕርሲ፣  ንነዊሕ ዝጸንሕ ናይ ጥዕና ጸገም የጋጥመን

ኣብ ዓመት 40 ሚልዮን ደቂንስትዮ፣ ብሰንኪ ሕርሲ፣ ንነዊሕ ዝጸንሕ ናይ ጥዕና ጸገም የጋጥመን

Radio Erena: Friday, 08 December 2023   ኣብ ዓመት ብውሕዱ 40 ሚልዮን ደቂንስትዮ ብሕርሲ ዝስዕብ ንነዊሕ ዝጸንሕ ናይ ጥዕና ጸገም ከጋጥመን ተኽእሎ ከምዘሎ ኣብ ዘ ላንሰት ግሎባል ሄልዝ ዝተ [...]
ተጣበቕቲ መሰላት ደቂ ኣንስትዮ፣ ብሓማስ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ክምርመርን ክኹነንን ይሓቱ

ተጣበቕቲ መሰላት ደቂ ኣንስትዮ፣ ብሓማስ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ክምርመርን ክኹነንን ይሓቱ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 ሓያሎ ጉጅለታት ተጣበቕቲ መሰላት ደቂ ኣንስትዮ፣ እቲ ኣብ 7 ጥቅምቲ ብሓማስ ተፈጺሙ ዝተባህለ ጾታዊ ዓመጽ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ክምርመርን ክኹነንን ይሓቱ ኣለዉ [...]
ኣሜሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ሱዳን ነበር እገዳ ኣንቢራ

ኣሜሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰበስልጣን ሱዳን ነበር እገዳ ኣንቢራ

Radio Erena: Thursday 07 December 2023 ንሰላም፡ ጸጥታን ምርግጋእን ሱዳን ኣብ ምድኻም ሰሪሖም ብዝብል ክሲ`ዮም ድማ ተኣጊዶም። እቶም ሰበስልጣናት ነበር ጣሃ ዑስማን ኣሕመድ ኣል ሑሴን (ታሃ)፣ ሚኒስተር [...]
ኤውሮጳ፣ ስግኣታት ሓደጋ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ

ኤውሮጳ፣ ስግኣታት ሓደጋ ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ

Radio Erena: THURSDAY, 07 December 2023 ኮሚሽነር ውሽጣዊ ጉዳያት ሕብረት ኤውሮጳ ይልቫ ጆሃንሰን ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ ኲናት እስራኤልን ፍልስጤማዊ ዕጡቕ ጉጅለ ሓማስን ዘስዓቦ፣ ኣብ ቅነ በዓ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ኮሌራ ልዕሊ 160 ሰባት ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 ኣብ ሱዳን ብልዑል ናህሪ ይላባዕ ከምዘሎ ዝተጠርጠረ ሕማም ኮሌራ፣ ልዕሊ 5 ሽሕ ሰባት ከምዘጥቀዐን ልዕሊ 160 ድማ ከምዝቐተለን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እ [...]
ጂቡቲ፣ ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ

ጂቡቲ፣ ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 ጂቡቲ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ዝወንጨፈታ ሳትላይት ኣብ መጽናዕቲ ክሌማ ከተገልግል ምዃና ገሊጻ። እታ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብ11 ሕዳር፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ካ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ተኽእሎታት ተቓውሞ ንምዕጋት፣ ተኣኻኺቦም ንዝረኸቦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ ጠቐነታት ይኣስር ምህላዉ ተገሊጹ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ተኽእሎታት ተቓውሞ ንምዕጋት፣ ተኣኻኺቦም ንዝረኸቦም መንእሰያት ብዝተፈላለየ ጠቐነታት ይኣስር ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 07 December 2023 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ ዝተሓወሶ ተቓውሞታት፣ ኣብ ውሽጢ ሃገር ተኽእሎታት ፖለቲካዊ ምንቅስቓሳት ከየለዓዕል ብምስጋእ ጽኑዕ ምክትታ [...]
ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ፡ ተላባዒ ሕማማት ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ተባሂሉ

ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ፡ ተላባዒ ሕማማት ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ተባሂሉ

Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፡ ክልል ደቡባዊ ምዕራብ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ተላባዒ ሕማማት፡ ካብ ቁጽጽር መንግስቲ ወጻኢ ኮይኑ ምህላዉ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር፤ ንመግለጺ መንግስቲ ናይ [...]
ሶማል፡ ን30 ዓመታት ተነቢሩላ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ተላዒሉ

ሶማል፡ ን30 ዓመታት ተነቢሩላ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ተላዒሉ

Radio Erena: Tuesday, 05 December 2023 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ካብ 1992 ኣትሒዙ ኣብ ልዕሊ ሶማል ኣንቢርዎ ዝጸንሐ ናይ ኣጽዋር እገዳ ኣልዒሉ። እቲ ካብ ባሕቲ ታሕሳስ ኣትሒዙ ተላዒሉ ዘሎ እ [...]
1 87 88 89 90 91 968 890 / 9678