Category: News

1 887 888 889 890 891 958 8890 / 9575
ፈረንሳ፣ ኣብ ጅቡቲ ፍሉይ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዳ

ፈረንሳ፣ ኣብ ጅቡቲ ፍሉይ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዳ

Radio Erena: 12 August, 2014 ፈረንሳ፣ ኣብ በረኻታት ጅቡቲ ወትሃደራዊ ልምምድ ከተካይድ ከምዝቐነየት ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ፈረንሳ ኣብ በረኻታት ጅቡቲ ከተካይዶ ዝቐነየት ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብቐንዱ ነተ [...]
መርድእ ግዳያት ሓደጋ ባሕሪ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓዘንን ሻቕሎት እንሃለወ፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ‘ኣመሪካ’ ጥራይ ምባሉ ህዝቢ ኣቖጢዑ

መርድእ ግዳያት ሓደጋ ባሕሪ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓዘንን ሻቕሎት እንሃለወ፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ‘ኣመሪካ’ ጥራይ ምባሉ ህዝቢ ኣቖጢዑ

Radio Erena: 11 August, 2014 ኣብ ከባቢ 27ን 29 ሓምለ ዝጠሓለት ጃልባ ናይ ዝሞቱ 155 ኤርትራውያን መርድእ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ ዝበጽሓሉ ዘሎ እዋን፣ ናይታ ኣብ 28 ሰነ ካብ ሊብያ ተበጊሳ ደሃይ ዘጥፍአት ጃልባ ድ [...]
ካብ ስቶኮልም ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ዝኣተዉ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ መምለሲ ስኢኖም

ካብ ስቶኮልም ናብ ኣስመራ ብመንገዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ዝኣተዉ ኣስታት 300 ኤርትራውያን፣ መምለሲ ስኢኖም

Radio Erena: 11 August, 2014 መንዲ ኣየር ፍላይ ኦሎምፒክ ካብን ናብን ኣስመራን ስቶኮምን ዝጀመሮ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ሰለስተ ወርሒ ኣብ ዘይመልእ ግዜ ብሃንድበት ብምቁራጹ፣ በቲ መንገዲ ኣየር ናብ ኤርትራ ዝኣተዉ ኣስ [...]
ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራ ዘይንቡር ስለዝኾነ፣ ፕረዚደንትን ሚኒስተራትን ብወለንትኦም ካብ ስልጣን ክወርዱ ከገድዶም ኔርዎ ክትብል ሓንቲ ናይ ቤልጁም ጋዜጣ ጠቒሳ

ዋሕዚ ስደተኛታት ኤርትራ ዘይንቡር ስለዝኾነ፣ ፕረዚደንትን ሚኒስተራትን ብወለንትኦም ካብ ስልጣን ክወርዱ ከገድዶም ኔርዎ ክትብል ሓንቲ ናይ ቤልጁም ጋዜጣ ጠቒሳ

Radio Erena: 08 August, 2014 ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ ሓደ ካብ ኣዘራራቢ ጉዳይ ኮይንሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ቤልጁም’ውን ኣብዚ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነን ሓምለን እቲ ዝበዝሐ ቁጽሪ ከምዝመዝገበት ኣፍሊጣ። [...]
የመን 44 ኢትዮጵያውያን ክትጥርዝ’ያ

የመን 44 ኢትዮጵያውያን ክትጥርዝ’ያ

Radio Erena: 08 August, 2014 እቶም ጣይዝ ኣብ ዝተባህለ ዞባ ዝተታሕዙ 44 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ክጥረዙ ዝተወሰነሉ፣ ዑቕባ ንምሕታት ዘኽእሎም ዝኾነ ፖለትሪካዊ ሕቶ ስለዘይንብሎም’ዩ ክብል’ውን መንግስቲ የመን ኣፍሊጡ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ሓሙሽተ ወንጌላውያን ለቒቑ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ሓሙሽተ ወንጌላውያን ለቒቑ

Radio Erena: 07 August, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ካብ 26 መጋቢት ኣትሒዙ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ቀይዲ የእትዎም ዝጸንሐ ወዶም ንፕረዚደንት ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ቀሺ ዮሴፍ ኣርኣያ ዝርከቦም ሓሙሽተ [...]
መንግስቲ ፈረንሳ፣ ካብ ኢጣልያ ናብታ ሃገር ብዛዕባ ዝውሕዙ ዘለዉ ኤርትራውያን ውሳነ ከሕልፍ፣ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቲቱ

መንግስቲ ፈረንሳ፣ ካብ ኢጣልያ ናብታ ሃገር ብዛዕባ ዝውሕዙ ዘለዉ ኤርትራውያን ውሳነ ከሕልፍ፣ ፖሊስ እታ ሃገር ሓቲቱ

Radio Erena: 07 August, 2014 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ካብ ኢጣልያ ንዝውሕዙ ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝገትአ ውሳኔ ከሕልፍ ሓለዋ ዶባት እታ ሃገር ኣብቭ ዘቕረቦ ጸብጻብ ምግላጹ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ሓቢረን። ኣብቲ ትማሊ [...]
ኣብ ከባቢ 27ን 29ን ሓምለ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝጸንሐት ጃልባ ከምዝጠሓለት ተረጋጊጹ፣ 155 ኤርትራውያን ድማ ግዳያት እቲ ሓደጋ ኮይኖም ኣለዉ

ኣብ ከባቢ 27ን 29ን ሓምለ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ደሃይ ኣጥፊኣ ዝጸንሐት ጃልባ ከምዝጠሓለት ተረጋጊጹ፣ 155 ኤርትራውያን ድማ ግዳያት እቲ ሓደጋ ኮይኖም ኣለዉ

Radio Erena: 06 August, 2014 ኣብ ከባቢ 27ን 29ን ሓምለ 180 ኤርትራውያን ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ሃለዋታ ጠፊኡ ድሕሪ ምጽናሕ፣ እታ ጃልባ ካብ ክሊ ማይ ሊብያ ከይርሓቐት ከምዝጠሓለትን እቶ [...]
ኣብ መስመር ጥንቁልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ተማሃሮ ሞይቶም

ኣብ መስመር ጥንቁልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ተማሃሮ ሞይቶም

Radio Erena: 06 August, 2014 ብሰኑይ 4 ነሓሰ፣ ካብ ከረን ናብ ዞባ ጋሽ ባርካ ኣብ ዘውርድ መሰመር ጥንቑልሓስ ብዘጋጠመ ናይ ኣውቶቡስ ናይ ምግምጣል ሓደጋ፣ ናብ ሳዋ ዝወርዱ ዝነበሩ 10ታት ኤርትራውያን መንእሰያት ከምዝ [...]
ኣብ ካሌ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስ ሃዲኡ

ኣብ ካሌ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስ ሃዲኡ

Radio Erena: 06 August, 2014 ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ወደባዊት ከተማ ካሌ ኣብ ጎደናታት ዝሓድሩ ኣብ መንጎ ዘለዉ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ስደተኛታት ዝተላዕለ ግጭት ብምትእትታው ፖሊስን ፍሉያት ሓይልታት ጸጥታ ፈረ [...]
1 887 888 889 890 891 958 8890 / 9575