Category: News

ናብ የመን ዝሰግሩ ዝነበሩ 70 ኢትዮጵያን ስደተኛታት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ጥሒሎም
Radio Erena: 09 December 2014 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ናብ የመን እትሰግር ዝነበረት ጃልባ ብምጥሓላ 70 ኢትዮጵያዉን ከምዝሞቱ ሮይተርስ ሓቢሩ። እታ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ሶማል ወይ [...]

መንግስቲ ኬንያ ብስለያ ዝጠርጠሮም 77 ቻይናውያን ቀይዱ
Radio Erena: 09 December 2014 መንግስቲ ኬንያ ብስለያ ሓያሎ ኤምባሲታት ዝጠርጠሮም 77 ቻይናውያን እብ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ። እቶም መንግስቲ ኬንያ ኣብ ቀይዲ ኣእትዩዎም ዘሎ ዜጋታት ቻይና፣ ኣብ ዝተፈ [...]

ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን፣ ንመደበር ቴሌቪዥን ‘ኣርተ’ ዝነቅፍ ወግዓዊ ደብዳቤ ልኢኻ
Radio Erena: 08 December 2014 ኣምባሳደር መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፈረንሳ ሃና ስምኦን፣ ኣርተ ንዝተባህለ መደበር ቴሌቪዥን ብዛዕባ ስቓይ ኤርትራውያን ኣብ ሲናይ ዘርኢ ደኩመንታሪ ብምቕራቡ ወግዓዊ ናይ ነቐፌታ ደብዳቤ ልኢኻ [...]

ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ኣብ ኖርወይ ከተማ ስታቫንገር ምርኢት ከይተቕርብ ተኸልኪላ
Radio Erena: 08 December 2014 ብድሆ ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ኣብ ብዙሓት ከተማታት ኤውሮጳ ካብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ጀሚራ ዑደት ተካይድ ዘላ ጉጅለ ባህሊ ህግደፍ ብዓርቢ ሓሙሽተ ታሕሳስ ኣብ ከተማ ስታቫንገር ነርወይ ከተቕር [...]

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ንምዝርራብ ሎሚ ናብ ቀጠር ገይሹ
Radio Erena: 06 December 2014 ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ንምዝርራብ ሎሚ ቀዳም 6 ታሕሳስ 2014 ናብ ቀጠር ምጋሹ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጾም። ዕላማ [...]

ትሽዓተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ዝወደብኦ ናይ 24 ሰዓታት ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ ረፋድ ጀሚሩ
Radio Erena: 06 December 2014 ትሽዓተ ተቓወምቲ ሰልፍታት ኢትዮጵያ ዝወደብኦ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ማእከል ከተማ ኣዲስ ኣበባ- መስቀል ኣደባባይን ካልእ ክፋላታን ይካየድ ኣሎ። እቲ ሎሚ 6 ታሕሳስ ጂሚሩ ክሳብ ጽባሕ 7 ታሕ [...]

ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክምለስ’ዩ ዝብል ወረ ኣብ መንጎ ተዓላሞ ሳዋን ኣባላት ሰራዊትን ብብዝሒ ይናፈስ ኣሎ
Radio Erena: 05 December 2014 መንግስቲ ኤርትራ እቲ ሓደ ካብ ኣውራ ጠንቕታት ስደት ምዃኑ ክግለጽ ዝጸንሐ ናይ ግዜ ገደብ ዘይብሉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ናብ 18 ኣዋርሕ ክምልሶ'ዩ ዝብል ወረ ኣብ ኣባላት ሰራዊትን ተዓላሞ [...]

ገስጋስ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሑቲ ናይ የመን ኣብ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ ስግኣት ፈጢሩ
Radio Erena: 05 December 2014 ብዛይዲ ዝፍለጡ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሑቲ ኣብ የመን ሓያሎ ቦታታት ኣብ ዝቖጻጸርሉ ዘለዉ እዋን፣ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ነታ ሃገር እትገብሮ ዝነበረ ገዚፍ ፊናንስያዊ ሓገዝ ደው ኣቢላቶ። እቶም [...]

ኣልሸባብ ሕጂ’ውን ኣብ ኬንያ መጥቃዕቲ ኣካይዱ
Radio Erena: 05 December 2014 ኣልሸባብ ኣብ ኬንያ፣ ኣባላት ሓለዋ ዶባት ኣብ ዘማስይሉ መዘናግዒ ቦታ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካይዱ። በቲ ናይ ኢድ ቦምባ ብምድርባይ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ ክልተ ወታህደራት ኬንያ ከምዝቖሰሉ'ው [...]

ካብ ሃገራት ስካንዲኒቭያ ናብ ኤርትራ ዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ መቕጻዕቲ ኣይተርፎምን’ዩ ክብል ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣረጋጊጹ
Radio Erena: 04 December 2014 ኣብ ሃገራት ስካንዲናቭያን ዑቕባ ሓቲቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ እንተተጠሪዞም፣ ኣብ ሲቪላዊ ወይ ከኣ ወትሃደራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርቡ'ዮም ክብል ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ [...]