Category: News

1 859 860 861 862 863 969 8610 / 9685
ኣብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን ተርእዮ ናይ በረኻ ኣንበጣ ኣሻቓሊ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣጠንቒቑ

ኣብ ገማግም ኤርትራን ሱዳንን ተርእዮ ናይ በረኻ ኣንበጣ ኣሻቓሊ ምዃኑ ውድብ መግቢ ዓለም ኣጠንቒቑ

Radio Erena : 04 March 2015 ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራን ሱዳንን ኣብ ዝርከብ ከባቢታት ተርእዮ ናይ በረኻ ኣንበጣ ምህላዉ ውድብ መግቢ ዓለም- FAO ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መ [...]
ፕረዚደንት ናሚብያ ኣብነታዊ መራሒ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ

ፕረዚደንት ናሚብያ ኣብነታዊ መራሒ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተባሂሉ ተሸሊሙ

Radio Erena: 03 March 2015 ብደሞክራስያዊ ምርጫ ናብ ስልጣን ዝመጸ ፕረዚደንት ናሚብያ ሂፊከፑንየ ፖሃምባ ስልጣኑ ብምርጫ ንዝመጸ ካልእ መራሒ ክገድፍ ምውሳኑ ኣብነታዊ ደሞክራስያዊ መራሒ ተባሂሉ ሓሙሽተ ሚልዮን ዶላር ተሸሊ [...]
መራሕቲ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

መራሕቲ ግብጽን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ጉዳይ የመን ዘትዮም

Radio Erena: 03 March 2015 ስዑዲ ዓረብን ግብጽን ኣብ ጉዳይ የመንን ጸጥታ ቀይሕ ባሕርን ዘትየን። ብሰንበት 1 መጋቢት ናብ ስዑዲ ዓረብ ዘምርሐ ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣልሲሲ ምስ ንጉስ ሳልማን ካልኦት ሰበ ስልጣን [...]
ብሪጣንያ ንስደተኛታት መዓልታዊ እትግበሮ ዘላ ወጻኢታት ልዕሊ 726 ሽሕ ፓውንድ በጺሑ

ብሪጣንያ ንስደተኛታት መዓልታዊ እትግበሮ ዘላ ወጻኢታት ልዕሊ 726 ሽሕ ፓውንድ በጺሑ

Radio Erena: 03 March 2015 ብሪጣንያ ንስደተኛታት መዓልታዊ 726 ሽሕ ፓውን ወጻኢ ትገብር ምህላዋ ካብ ቤት ጽሕፈት ስደተኛታትን ኢምግሬሽንን እታ ሃገር ዝወጸ ሓበሬታ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኤክስፕረስ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ [...]
ሃገራዊ ኮርፐረሽን ዕደና ኤርትራ ብዘይፍሉጥ ካፒታል ከምዝንቀሳቀስን ኣብ ኣሰራርሕኡ ግሉጽነት ከምዘየለን ተሓቢሩ

ሃገራዊ ኮርፐረሽን ዕደና ኤርትራ ብዘይፍሉጥ ካፒታል ከምዝንቀሳቀስን ኣብ ኣሰራርሕኡ ግሉጽነት ከምዘየለን ተሓቢሩ

Radio Erena: 02 March 2015 ኤርትራ ኣብ ዕደና ዓቢ ቆላሕታ ረኺበን ካብ ዘለዋ ሃገራት ኣፍሪቃ እኳ እንተኾነት፣ ኣብ ምሕደራ ይኹን ኣብ ኣተሓሕዛ ኣታውን ወጻእን ናይቲ ናይ ዕደና ፕሮጀክታት ግሉጽነት ብዘይምህላዉ ግና ካብ [...]
ኬንያ ኣብዚ ክልተ ወርሒ ልዕሊ 500 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ

ኬንያ ኣብዚ ክልተ ወርሒ ልዕሊ 500 ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም መሊሳ

Radio Erena: 02 March 2015 መንግስቲ ኬንያ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ኣትዮም ንዝበሎም ልዕሊ 500 ኢትዮጵውያን ኣብ ውሽጢ'ዚ ክልተ ወርሒ ናብ ዓዶም ከምዝመለሰ ንመገለጺ ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ብምጥቃስ ሻንጋይ ደይ [...]
ካብ ኢራን ዝተላእከት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ኣብታ ተቓወምቲ ሑቲ ዝቖጻጸርዋ ከተማ ሰንዓ ዓሊባ

ካብ ኢራን ዝተላእከት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ኣብታ ተቓወምቲ ሑቲ ዝቖጻጸርዋ ከተማ ሰንዓ ዓሊባ

Radio Erena: 02 March 2015 ተቓወምቲ የመን ንከተማ ሰንዓ ድሕሪ ምቑጽጻሮም፣ ትማሊ 1 መጋቢት ካብ ኢራን ዝተበገሰት ናይ መጓዓዝያ ነፋሪት ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከብ መዓርፎ ነፈርቲ ዓሊባ። እታ ሰራሕተኛታት ትካላት ግብረ ሰ [...]
ጀኔቫ፣ ኣብ ጉዳይ ምግሃስ መሰል ደቂንስትዮ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ

ጀኔቫ፣ ኣብ ጉዳይ ምግሃስ መሰል ደቂንስትዮ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ተኻይዱ

Radio Erena: 01 March 2015 ኣንጻር ደቀንስትዮ ዝግበር ኣፈላላይ ክውገድ ዝጽዕር ኮሚቴ፣ ኣብ ጉዳይ ደቀንስትዮ ኤርትራ ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየደ፣ ካብ ጀኔቫ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ካብ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃ [...]
ኤርትራ ብዕደና ብዓለም ደረጃ ኣብ መበል 77 ተሰርዓ

ኤርትራ ብዕደና ብዓለም ደረጃ ኣብ መበል 77 ተሰርዓ

Radio Erena: 01 March 2015 ኣብ ኤርትራ ዝካየድ ዕደናዊ ንጥፈታት፣ ካብ ሃገራት ዓለም ኣብ መበል 77 ከምዝስራዕ ተገሊጹ። ኣብ ንግድን ፋይናንሳዊ ንጥፈታትን ዘተኩሩ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፣ ኤርትራ ብዕደ [...]
ሰበ ስልጣን ኣመሪካን ጅቡቱን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

ሰበ ስልጣን ኣመሪካን ጅቡቱን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

Radio Erena: 27 February 2015 ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ዓሊ ዮሱፍ፣ ሚኒስተር ምክልኻል ሓሰን ድራር ሖፍነን ካልኦት ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ጅቡትን ዝሓቖፈ ልኡኽ መንግስቲ ጅቡቲ ብ25 ለካቲት ምስ ጸሓፊ ምክልኻል ኣመሪካ ኣ [...]
1 859 860 861 862 863 969 8610 / 9685