Category: News

ሩዋንዳን ኡጋንዳን ኣብ ጉዳይ ተመለስቲ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ እስራኤል ዝተፈላለየ መርገጺ ይሕዛ
Radio Erena : 06 April 2015 እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዘለዉ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናብ ሩዋንዳን ኡጋንዳን ንምጥራዞም ትሰርሕ ከምዘላ ድሕሪ ምግላጹ፣ መንግስታት ሩዋንዳን ኡ [...]

ኣብ የመን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ቆላሕታ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ ይሓቱ
Radio Erena : 06 April 2015 ኣብ የመን ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብ ነፈርትን ሚሳይላትን ከምኡ ድማ ኣብ መንጎ ዝተፈላለዩ ወገናት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጭትን፣ ናብ ዝዕቖብዎ ስኢኖም ዘለዉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓገዝ ኣህጉራ [...]

UPDATE: መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ 220 ኣባይቲ ኣፍሪሱ
Radio Erena : 03 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ መንበሪ ኣባይቲ ንምፍራስ ከካይዶ ድሕሪ ዝጸንሐ ምድላዋት፣ ብሮቡዕ 1 ሚያዝያ 2015 ኣብ ዳዕሮ ጳውሎስ 220 ኣባይቲ ከምዘፍረሰ ምንጭታት ሬድዮ [...]

ኣልሸባብ፣ መብዛሕቶም ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዝርከብዎም ብውሕዱ 147 ሰባት ቀቲሉ
Radio Erena : 03 April 2015 ኣልሸባብ ኣብ ኣብ ኬንያ ኣብ ጋሪሳ ኣብ እትርከብ ዩኒቨርስቲ ብዘካየዶ መጥቃዕቲ መብዛሕቶም ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዝኾኑ 147 ሰባት ቀቲሉ። እቲ ጥሩፍ እስላማዊ ጉጅለ፣ ኣብታ ምስ ሶማልያ እተዳው [...]

ኣብ የመን ዝካየድ ዘሎ ከቢድ ግጭት፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ስደተኛታት ሻቕሎት ፈጢሩሎም
Radio Erena : 03 April 2015 ኣብ የመን ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ግጭት፣ ኣብታ ሃገር ተዓቝቦም ዘለዉ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ኣሽሓት ስደተኛታት ኣብ ከቢድ ወጥሪ ከምዝርከቡ ተገሊጹ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ነፈርቲ ውግእ ስ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ከይልግስ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ጥርዓን የቕርቡ
Radio Erena: 02 April 2015 ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ክህብ ምዃኑ ድሕሪ ምግላጹ፣ ካብ ሓያሎ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጥን ተጣበቕቲ ደሞክራሲን ተቃውሞ ይገጥሞ ኣሎ። ኾሚሽነር እቲ ሕብረት ኣብ ኣህ [...]

ስዑዲ ዓረብ ንሑቲ ምድብዳብ ትቕጽል፣ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ሑቲ ርክብ የብለይን ይብል
Radio Erena: 02 April 2015 ብኢራን ዝድገፉ ተቓወምቲ ሑቲን፣ ብፕረዚደንት እታ ሃገር ነበረ ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ዝምርሑ ሓይልታትን እቶም ቀንዲ ጠንቒ ዕንወት የመን ምዃኖም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ወራስ [...]

ናይጀርያ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተመሪጹ
Radio Erena: 02 April 2015 ኣብ ናይጀርያ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ሓድሽ ፕረዚደንት ተዓዊቱ። ኣብ 1983 ብወትሃደራዊ ዕልዋ ንዓመትን መንፈቕን ስልጣን ጨቢጡ ዝነበረ ጀነራል ሙሓማዱ ቡሃሪ፣ ኣብዚ ሓድሽ ናይ ደሞክራስዊ ምርጫ [...]

እስራኤል፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ብግዴታ ክትጥርዝ ምዃና ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena : 01 April 2015 እስራኤል፣ ኣሽሓት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ብግዴታ ናብ ዓዶም ክትመልስ ከምእትኽእል ማዕከን ዜና ሃረጽ ገሊጹ። መንግስቲ እስራኤል፣ ብመሰረት እዚ ሓድሽ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን፣ ነቶም ኣብ [...]

መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ምፍራስ ኣባይቲ ንምቕጻሉ ምድላዋት ይገብር ኣሎ
Radio Erena : 01 April 2015 መንግስቲ ኤርትራ ሕጂ'ውን ኣብ ሓያሎ ከተማታት ኣባይቲ ናይ ምፍራስ መስርሕ ንምቕጻል ምድላዋት የካይድ ምህላዉ ካብ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። እቲ መንግስቲ ኣብ ዞባ ማእ [...]