Category: News

1 852 853 854 855 856 970 8540 / 9693
ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘካየዶ ዝርርብ፣ ‘ትርጉም ኣልቦ’ ክብል ደምዲሙ

ልኡኽ ኢጣልያ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዘካየዶ ዝርርብ፣ ‘ትርጉም ኣልቦ’ ክብል ደምዲሙ

Radio Erena: 09 April 2015 ከም መቀጸልታ ናይቲ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ ደሞክራስያዊ ጽገናዊ ለውጢ ንምትእትታው ዝገብሮ ዘሎ ሓድሽ ጻዕርታት፣ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምክያድ ምስ ፕረዚደን [...]
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ብዛዕባ ሓድሽ ምዕባለታት ርክብ  ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ብዝምልከት ንኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት መብርሂ ሂቦም

ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ብዛዕባ ሓድሽ ምዕባለታት ርክብ ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ብዝምልከት ንኤርትራውያን ዲፕሎማሰኛታት መብርሂ ሂቦም

Radio Erena: 09 April 2015 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍን ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ኣቶ የማነ ገብርኣብን ንፍሉያት ኣባላት ኤምባሲታት ሃገራት ኤውሮጳ ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ [...]
እስራኤል ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ንዘለዋ ፖሊሲ ንምቕዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ክካይድ’ዩ

እስራኤል ኣብ ጉዳይ ስደተኛታት ንዘለዋ ፖሊሲ ንምቕዋም ኣብ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ ክካይድ’ዩ

Radio Erena: 09 April 2015 እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ እታ ሃገር ንዘለዉ መብዛሕቶም ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝርከብዎም ስደተኛታት እትኽተሎ ዘላ ፖሊሲ ንምቅዋም፣ ንሰኑይ 20 ሚያዝያ ኣብ ሽወደን ከተማ ስቶኮልም ሰለማዊ ሰልፊ [...]
መንግስቲ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ኣቢሉ፣ ናይ 86 ሰባት ናይ ባንክ ሕሳብ ድማ ኣደስኪሉ

መንግስቲ ኬንያ ናብ ሶማል ዝሕወል ገንዘብ ደው ኣቢሉ፣ ናይ 86 ሰባት ናይ ባንክ ሕሳብ ድማ ኣደስኪሉ

Radio Erena: 09 April 2015 መንግስቲ ኬንያ፣ ካብታ ሃገር ናብ ሶማል ብሕጋዊ መንገዲ ዝካየድ ዝነበረ ገንዘብ ናይ ምልኣኽን ምሕዋልን ንጥፈታት ደው ኣቢልዎ። እቲ መንግስቲ፣ ካብ ኬንያ ናብ ሶማልያ ገንዘብ ኣብ ምሕዋል ዝነጥ [...]
ብሪጣንያ፣ ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎምን ትብል

ብሪጣንያ፣ ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጸገም የብሎምን ትብል

Radio Erena : 08 April 2015 ቤት ጽሕፈት ውሽጣዊ ጉዳያት ብሪጣንያ፣ ‘ካብ ሰራዊት ዝሃደሙ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም እንተተመሊሶም ዝኾነ ጸገም ኣይክገጥሞምን’ዩ’ ምባሉ ተነቒፉ። እቲ ቤት ጽሕፈት፣ ነዚ መደምደም [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን ተጸጊዐን

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን ተጸጊዐን

Radio Erena : 08 April 2015 ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ናብ ፖርት ሱዳን ተጸጊዐን። እተን ቁጽረን ብልክዕ ዘይተሓበረ ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቱርኪ ትማሊ ናብ ፖርት ሱዳን ኣብ ዝተጸግዓሉ፣ ሓይሊ ባሕሪ ሱዳን ድሙቕ ኣቐባብላ [...]
ኣሽሓት የመናውያን ናብ ጅቡቲ ክስደዱ ጀሚሮም

ኣሽሓት የመናውያን ናብ ጅቡቲ ክስደዱ ጀሚሮም

Radio Erena : 08 April 2015 ኣብ የመን ካብ ዝቕጽል ዘሎ ጽዑቕ ደብዳብን ኵናት ሓድሕድን ዝሃደሙ ኣሽሓት የመናውያን ናብ ጅቡቲ ይኣትዉ ኣለዉ። ሓደ ሚልዮን ዘይበጽሕ ብዝሒ ህዝቢ ዘለዋ ጅቡቲ፣ ካብ የመን ከጋጥማ ንዝክእል [...]
ወከልቲ መንግስታት ኤውሮጳ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ዲፕሎማሰኛታቱን ይዘራረቡ

ወከልቲ መንግስታት ኤውሮጳ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ዲፕሎማሰኛታቱን ይዘራረቡ

Radio Erena: 07 April 2015 ዝተፈላለዩ ወከልቲ ሃገራት ኤውሮጳ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዝምልከት ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዲፕሎማሰኛታቱን ርክባት የካይዱ ኣለዉ። ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ [...]
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጅቡትን ግብጽን ብዛዕባ ወትሃደራዊ ኩነታት የመን ዘትዮም

ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጅቡትን ግብጽን ብዛዕባ ወትሃደራዊ ኩነታት የመን ዘትዮም

Radio Erena: 07 April 2015 ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ጅቡትን ግብጽን ኣብ ወትሃደራዊ ኩነታት የመን ብምትኳር ዘትዮም። ኣብ ካይሮ ዑደት ዘካይድ ዘሎ ብጠቕላሊ ሓለቃ ስታፍ ሰራዊት ጅቡቲ ጀነራል ዘካርያ ሸኽ ኢብራም ዝተምርሐ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣስታት 1500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ኣስታት 1500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒኑ

Radio Erena: 07 April 2015 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብዘን ዝሓለፈ ሰለስተ መዓልታት ኣስታት 1500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣድሒቡ። እቶም ብሓሙሽተ ጀላቡ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበግሱ ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራ [...]
1 852 853 854 855 856 970 8540 / 9693