Category: News

1 754 755 756 757 758 912 7560 / 9114
ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ጸሎተ ፍትሓት ተኻይዱ

ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ጸሎተ ፍትሓት ተኻይዱ

Radio Erena: 26 October 2015 ኣብ ቴልኣቪቭ ዝርከባ ኣብያተ ክርስትያን ብቀዳም 24 ጥቅምቲ፣ ወጋሕታ ጸሎተ ፍትሓት ድሕሪ ምክያደን፣ መራሕቲ ሃይማኖት ናብቲ ኤርትራውያን ብብዝሒ ዝረከብሉ ሊቨንስኪ ፓርክ ወይ እንዳሳዕሪ ብ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኤርትራ ዘትዩ

Radio Erena: 25 October 2015 ንህሉው ፖለቲካዊ ኩነታት ኤርትራ ኣመልኪቱ ዝዘተየ ዓውደዘተ ኣብ ሕብረት ኤውሮጳ ኣካል ሰብኣዊ መሰላት ተኻዪዱ። ኣብቲ ታሕተዎት ኣካላት ኮሚቴ’ቲ ሕብረት ዝተሳተፍዎ ዓውደዘተ፣ ወከልቲ ዝተፈላ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ

ባይቶ ጸጥታ፣ እገዳ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሕዎ

Radio Erena: 25 October 2015 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዘቖሞ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኤርትራን ሶማልያን፣ ዕድመ ስልጣኑ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። ባይቶ ጸጥታ ብ23 ጥቅምቲ ኣብ ዝገበሮ ዋዕላ፣ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ኣብ ኤርትራን [...]
ንጉስ  ስዑዲ ዓረብን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

ንጉስ ስዑዲ ዓረብን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያን ኣብ ጉዳይ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘትዮም

Radio Erena: 23 October 2015 ንጉስ ሳልማን ናይ ስዑዲ ዓረብ ከም መቐጸልታ ናይቲ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘካይዶ ዘሎ ርክባት፣ ትማሊ ሓሙስ 22 ጥቅምቲ'ውን ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቶ ሃይለማርያም ደሳለኝ ዘ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ሕብረት ኤውሮጳ ጸዊዑ

Radio Erena: 22 October 2015 ኮሚሽነር ናይ ወጻኢ ፖሊሲ ሕብረት ኤውሮጳ ፈደሪካ ሞገሪኒ፣ ኣብ ናይ ኣዲስ ኣበባ ዑደታ ብሰሉስ 20 ጥቅምቲ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ'ያ፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰብኣዊ መሰላት ከኽብር ዝ [...]
ወከልቲ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ህንድን ኣፍሪቃን ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ’ዩ

ወከልቲ 54 ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሳተፍዎ ዋዕላ ህንድን ኣፍሪቃን ዝመጽእ ሰሙን ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 22 October 2015 ኣብቲ ካብ 26 ክሳብ 29 ጥቅምቲ ዝካየድ ዋዕላ ኣስታት 40 መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክሳተፉ ምዃኖም ጸብጻብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ህንዲ የመልክት። ካብ ዝበዝሐ ዞባውን ኣህጉራውያን ዋዕላታ [...]
ስዑዲ ዓረብ 11 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ክትዕድግ’ያ

ስዑዲ ዓረብ 11 ቢልዮን ዶላር ዝዋግአን ኣርባዕተ መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ክትዕድግ’ያ

Radio Erena: 22 October 2015 እታ ሃገር፣ ነዘን ዘመናውያን መራኽብ ኵናት ካብ ኣመሪካ ትዕድገሉ ዘላ ኣውራ ምኽንያት፣ ምስ ሓይሊ ባሕሪ ኢራን ንምትዕርራይ ተባሂሉ ምዃኑ ወትሃደራውያን ተነትቲ ይጠቕሱ። ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወ [...]
ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ እስራኤል ብግፍዒ ንዝተቀትለ ኤርትራዊ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 22 October 2015 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብእስራኤላውያን ብዘስካሕክሕ ኣገባብ ንዝተቐትለ ኤርትራዊ መንእሰይ ንምዝካር ናይ ሽምዓ ምሸት ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብቲ ትማሊ ሮቡዕ 21 ጥቅምቲ ኣብ ሰዓታት [...]
ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ምሕባር ዙር ፈረንሳ 2016  ምስ ናይ ክብሪ ዑዱማት ናብ መድረኽ ደይቡ

ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ ወግዓዊ ምሕባር ዙር ፈረንሳ 2016 ምስ ናይ ክብሪ ዑዱማት ናብ መድረኽ ደይቡ

Radio Erena: 21 October 2015 መበል 103 ዙር ፈረንሳ 2016፣ ዝሽፍኖ ዙርያን ከባቢታን ኣብ ከተማ ፓሪስ ብወግዒ ኣብ ዝተሓበረሉ፣ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ፣ ዳኒኤል ተኽለሃይማኖት ናይ ክብሪ ዕዱም ኮይኑ ቀሪቡ። [...]
ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታ ምብራቅ ሱዳን ዑደት ከካይዱ’ዮም

ወከልቲ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታ ምብራቅ ሱዳን ዑደት ከካይዱ’ዮም

Radio Erena: 21 October 2015 ወከልቲ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብቲ ምስ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዑደት ከካይዱ ምዃኖም ተሓቢሩ። እቶም ወከልቲ ሃገራት ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ኢጣልያ፣ ሽወደን፣ ብሪ [...]
1 754 755 756 757 758 912 7560 / 9114