Category: News

1 743 744 745 746 747 979 7450 / 9788
ሃ/ጋ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣  ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ብደረጃ ዓለም ድማ መበል 26 ተሰሪዓ

ሃ/ጋ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ብደረጃ ዓለም ድማ መበል 26 ተሰሪዓ

Radio Erena: 29 November 2016 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ንመሳልል ደረጃ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ትመርሕ ምህላዋ፣ ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (ዩ.ሲ.ኣይ.) ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበ [...]
ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሶርያ ከምዘይልኣኸት ገሊጻ

ግብጺ፣ ሰራዊታ ናብ ሶርያ ከምዘይልኣኸት ገሊጻ

Radio Erena: 29 November 2016 ንፕረዚደንት ሶርያ ባሻር ኣልኣሳድ ንምድጋፍ፣ 18 ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየር ናብ ሶርያ ከምዝልኣኸት ክውረየላ ዝቐነየት ግብጺ፣ ሓሶት ምዃኑ ገሊጻ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ፣ እቲ ብማዕከና [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሓድሽ ኣምባሳደር ፈረንሳን “ምስ ዝመጽእ ዘሎ ምርጫ፡ ፈረንሳ ነብሳ ክኢላ ናጻ ኮይና ከም ቀደማ ብዛዕባ እትጓዓዘሉ መንገዲ ዘትዮም” ዝብል ዜና፣ ብቋንቋ እንግሊዝ ከይዝርጋሕ መምርሒ ተዋሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስን ሓድሽ ኣምባሳደር ፈረንሳን “ምስ ዝመጽእ ዘሎ ምርጫ፡ ፈረንሳ ነብሳ ክኢላ ናጻ ኮይና ከም ቀደማ ብዛዕባ እትጓዓዘሉ መንገዲ ዘትዮም” ዝብል ዜና፣ ብቋንቋ እንግሊዝ ከይዝርጋሕ መምርሒ ተዋሂቡ

Radio Erena: 28 November 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ወረቀት ስራሕ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ዝተረከበሉ እዋን "ምስ ዝመጽእ ዘሎ ምርጫ፡ ፈረንሳ ነብሳ ክኢላ ናጻ ኮይና ከም ቀደማ ብዛዕባ እትጓዓዘሉ መንገዲ ዘትዮም" ዝብል [...]
ቻይና፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ወትሃደራዊ ጽልውኣ ንምስፋሕ ምስ ታንዛንያ ዝርርብ ጀሚራ

ቻይና፣ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ወትሃደራዊ ጽልውኣ ንምስፋሕ ምስ ታንዛንያ ዝርርብ ጀሚራ

Radio Erena: 28 November 2016 ብጉዳይ ምኽፋት ወትሃደራዊ መዓስከር ኣብ ጅቡቲ ዑደት ዘካየደ ልዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ቻይና፣ ኣብ ታንዛንያ'ውን ተመሳሳሊ ዑደት ምክያዱ ማዕከናት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ብጀነራል [...]
ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን፣ ኣብ ከተማ ዓደን ምብጻሕ ፈጺሙ

ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን፣ ኣብ ከተማ ዓደን ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 28 November 2016 ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ስደት ዝርከብ ፕረዚደንት የመን ዓብደረቦ መንሱር ሃዲ፣ ኣብ የመን ከተማ ዓደን ሃንደበታዊ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብቀዳም 26 ሕዳር ኣብ ዓደን ኣብ ዝበጽሓሉ [...]
ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ መብርሂ ክህብ ኣብ ፓርላማ ሕ/ኤ  ዝተዓደመ ሚ/ዜ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ተቓውሞ ይገጥሞ

ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ መብርሂ ክህብ ኣብ ፓርላማ ሕ/ኤ ዝተዓደመ ሚ/ዜ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ተቓውሞ ይገጥሞ

Radio Erena: 27 November 2016 ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፣ ኣብ ፓርላማ ኤውሮጳ መደረ ከስምዕ ንዝተወጸ መደብ፣ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ተቓውሞታት ይገጥሞ ኣሎ። ብኣባል ፓርላማ ኤውሮጳ ብራየን ሀይስ ዕ [...]
ኣብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ዘተኮረ ርክብ ጅቡትን ቻይና ይቕጽል

ኣብ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ዘተኮረ ርክብ ጅቡትን ቻይና ይቕጽል

Radio Erena: 27 November 2016 ቻይና ኣብ ጂቡቲ ዘለዋ ወተሃደራዊ መዓስከር ዝያዳ ከተስፍሖ ምዃና ገሊጻ። ላዕለዋይ ወተሃደራዊ በዓል ስልጣን ቻይና ንሺን ሁዋ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ እዚ ካብ ቻይና ወጻኢ ዝዓበየ መዓስከር ሓይሊ [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ሰፊሕ ተቓውሞ  ክካየድ ጻውዒት ይቐርብ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ሰፊሕ ተቓውሞ ክካየድ ጻውዒት ይቐርብ

Radio Erena: 27 November 2016 ተቓወምቲ ሰልፍታት ሱዳን፣ ክሳብ ዕለት 29 ዝጸንሕ ህዝባዊ ኣብያ ክለዓል ጸዊዖም። እቲ ካብ ሎሚ ሰምበት ክጅምር ዝተጸወዐ ህዝባዊ ኣብያ፣ መንግስቲ ሱዳን ኣብ ልዕሊ ነዳዲ ክገብሮ ዝጸንሐ [...]
ካብ ኢጣልያ ናብ ጀርመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ትሕቲ ዕድመ ብሓደጋ ባቡር ሞይቱ

ካብ ኢጣልያ ናብ ጀርመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ትሕቲ ዕድመ ብሓደጋ ባቡር ሞይቱ

Radio Erena: 25 November 2016 ካብ ኢጣልያ ናብ ጀርመን ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንምስጋር ዝሓለነ ኤርትራዊ ስደተኛ ብሓደጋ ባቡር ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኢጣልያ ሓቢረን። እቲ ኣቤል ተመስገን ዝተባህለ ወዲ 17 ዓመት ትሕቲ ዕ [...]
ሱዳን፣ ብጸሊም ዕዳጋ ዶላርን ኤውሮን ንዘሽርፉን ዝሕውሉን ሰባት ትሃድን

ሱዳን፣ ብጸሊም ዕዳጋ ዶላርን ኤውሮን ንዘሽርፉን ዝሕውሉን ሰባት ትሃድን

Radio Erena: 25 November 2016 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብጸሊም ዕዳጋ ዶላርን ኤውሮን ንዘሽርፉን ዝሕውሉን ሓያሎ ሰባት ከምዝቐየዱ ምንጭታት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢሮም። እቶም ዝተፈላለየ ዜግነት ከምዘለዎም ዝተሓበሩ ብጸሊም [...]
1 743 744 745 746 747 979 7450 / 9788