Category: News
ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ኦሮሞ፣ ካብ ኤወሮጳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ድሕሪ ምምላሱ ተቐይዱ
Radio Erena: 02 November 2016 መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት ኦሮሞ ዶክተር መራራ ጎዲና፣ ከምዝቐየዶ ዋሽንግተን ፖስት ሓቢሩ። እቲ ሓደ ካብ ጸለውቲ መራሕቲ ተቓወምቲ ውድባት እታ ሃገር [...]
ስዑዲ ዓረብ ምስ ግብጺ ሻሕኪሩ ዘሎ ዝምድንኣ ናብ ንቡር ክምለስ፣ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ክሰጎ ከምዝሓተተት ተሓቢሩ
Radio Erena: 02 November 2016 ስዑዲ ዓረብ ምስ ግብጺ ሻሕኪሩ ዘሎ ዝምድንኣ ናብ ንቡር ክምለስ፣ ፕረዚደንት ኣል ሲሲ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ሳምሕ ሹክሪ ካብ መዝነቱ ክሰጎ ከምዝሓተተት ንዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ብም [...]
ኤርትራን ጅቡቲን ንኢራን ይወቕሳ
Radio Erena: 01 December 2016 ኢራን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ጣልቃ ትኣቱ ኣላ ክትብል ጅቡቲ ንዝሃበቶ መግለጺ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ነጺግዎ። ኣፈኛ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢራን ባሕራም ቓሰሚ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሰ [...]
ኣማኢት ሱዳናውያን፣ ንወሰኽ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ንምቅዋም ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም
Radio Erena: 01 December 2016 ኣማኢት ሱዳናውያን፣ ንናህሪ ዋጋታት ነዳዲን መድሃኒትን ንምቅዋም ኣብ ካርቱም ከባቢ ኡምዱርማን ሰለማዊ ሰልፊ ከምዘካየዱ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። ፖሊስን ሓይልታት ጸጥታን ሱዳን፣ ነቶም ብሮቡ [...]
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ንሳልሳይ እዋኑ ተሰጋጊሩ
Radio Erena: 01 December 2016 ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማል ንሳልሳይ እዋኑ ከምዝተሰጋገረ ኮሚሽን ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ምርጫ ሶማል ዑመር መሓመድ ዓብዱለ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እቲ ንሮቡዕ ክካየድ ተወጢኑ ዝነበ [...]
ፓርላማ ኤውሮጳ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ኣኼባ ኣካይዱ
Radio Erena: 30 November 2016 ብኣየርላንዳዊ ኣባል ባይቶ ኤውሮጳ ብርያን ሃየስ ዝተወደበ፣ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ ኣኼባ ኣብ ቤልጁም ከተማ ብራስለስ፣ ብሰኑይ 28 ሕዳር ተኻይዱ። ኣብቲ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ [...]
ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ንምሕታት ዝሰገሩ ክልተ ኤርትራውያን ስነጥበባውያን ብሓደጋ መኪና ሞይቶም
Radio Erena: 30 November 2016 ዑቕባ ንምሕታት፣ ኣብዚ ቀረባ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ዝሰገሩ ክልተ ኤርትራውያን ስነጥበባውያን ብሓደጋ መኪና ሞይቶም። እዞም መርሃዊ ስብሃትለኣብን ዮናስ የውሃንስን ዝተባህሉ ስነጥበባውያ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም
Radio Erena: 29 November 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም ትማሊ 28 ሕዳር ናብ ግብጺ ከምዘምርሐ ተሓቢሩ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ምብጻሕ ናይ ስራሕ ዝፍጽም ዘሎ፣ ፕረ [...]
ኣብ ከባቢ ሽዕብ ዝተራእየ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ሓረስቶት ሻቕሎት ፈጢሩ
Radio Erena: 29 November 2016 ኣብ ከባቢታት ሽዕብ ዝተራእየ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ሓረስቶት ከቢድ ሻቖሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ሳላ ዝነበረ ጽቡቕ ክራማት፣ ህጡር እቶት ክጽበዩ ዝጸንሑ ሓረስቶ ሽዕብ [...]
ሃ/ጋ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ብደረጃ ዓለም ድማ መበል 26 ተሰሪዓ
Radio Erena: 29 November 2016 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ ንመሳልል ደረጃ ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ትመርሕ ምህላዋ፣ ማሕበር ቅድድም ብሽክለታ ዓለም (ዩ.ሲ.ኣይ.) ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። እቲ ማሕበ [...]