Category: News
ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 19 December 2016 ብኣማኻሪ ንጉሳዊ ቤት ፍርዲን ኣቦ መንበር ቦርድ ምወላ ንልምዓትን ኣሕመድ ኣል ካትብ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ንግስነት ስዑዲ ዓረብ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ብምክያድ፣ ኣብቲ ም [...]
ግብጺ፣ ኤርትራን ኢትዮጵያን ጋዜጠኛታት ብምእሳር ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳሞት ሰለስተ ኮይነን
Radio Erena: 16 December 2016 ኣብ ኣመሪካ ከተማ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ብዝሒ እሱራት ጋዜጠኛታት፣ ግብጺ 25 ጋዜጠኛታት ብምቕያድ ኣብ ኣፍሪቃ ቀዳማይ ቦታ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ንተቓወምቲ መንግስቲ ካርቱም ትሰጉግ
Radio Erena: 16 December 2016 ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ተቓወምቲ መንግስቲ ካርቱም ካብታ ሃገር ጠቕሊሎም ከምዝወጹ ንሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ኩል ማንያንግ ጁክ ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢራ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግ [...]
ፍሉይ ልኡኽ ኢጣልያ፣ ብዛዕባ ጉዳይ ስደተኛታት ንምዝታይ ኣስመራ በጺሑ
Radio Erena: 15 December 2016 ኣብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢጣልያ፣ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣምባሳደር ሉቺያኖ ፔዞቲ፣ ብጉዳይ ምግታእ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምዝርራብ ብ14 ታሕሳስ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዝፈጸ [...]
መንገዲ ኣየር ቀጠር ናይ ኣስመራ በረራታቱ ዘቋረጸሉ ምኽንያት፣ ምስ ምዝዛም ‘ቲ ንኤርትራን ጅቡትን ዘሰሓሕብ ጉዳይ ከምዝተሓሓዝ ተገሊጹ
Radio Erena: 15 December 2016 መንገዲ ኣየር ቀጠር ናይ ኣስመራ በረራታቱ ዘቋረጸሉ ምኽንያት፣ ቀጠር ብጉዳይ ጅቡቲ ምስ ኤርትራ ዝነበራ ርክብ ከምዝዛዘመት ዘንጸባርቕ'ዩ ክብሉ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ዲፕሎማሰኛታት ኣረዲ [...]
ፕረዚደንት ታንዛንያ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ንልዕሊ 5 ሽሕ እሱራት ምሕረት ጌሩ
Radio Erena: 15 December 2016 ፕረዚደንት ታንዛንያን ጆን ማግፉሊ ብምኽንያት መበል 55 ዓመት መዓልቲ ናጽነት እታ ሃገር ን5678 እሱራት ምሕረት ጌሩ። መንግስቲ እታ ሃገር ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብመሰረ [...]
ግብጺ፣ ኣብ ባህላዊ ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ 45 ሱዳናውያን ኣብ ከባቢ ዶብ ቀይዳ
Radio Erena: 15 December 2016 ግብጺ፣ ኣብ ባህላዊ ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ 45 ሱዳናውያን ካብ ዶብ ሱዳን ከምዝቐየደት መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተቐየዱ 45 ዜጋታት ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ኣብ ዘዳ [...]
“መራሒ ናይታ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ሒዛ ዓሚ ዝጠሓለት ጃልባ’ዩ” ዝተባህለ ቱኒዝያዊ ን18 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 14 December 2016 "መራሒ ናይታ፣ ኣስታት 150 ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ስደተኛታት ሒዛ ኣብ 18 ሚያዝያ 2015፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ናይ ዝጠሓለት ጃልባ'ዩ" ተባሂሉ ዝተቐየደ መሓመድ ዓሊ ማሌክ ዝ [...]
ኣብ ምርጫ ድሕሪ ምስዓሩ ካብ ስልጣን ምውራድ ሓንጊዱ ምስ ዝርከብ ፕረዚደንት ጋምብያ ንምዝርራብ ኣርባዕተ መራሕቲ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ናብታ ሃገር ኣምሪሖም
Radio Erena: 14 December 2016 ኣብ ምርጫ ድሕሪ ምስዓሩ ካብ ስልጣን ምውራድ ሓንጊዱ ምስ ዝርከብ ፕረዚደንት ጋምብያ፣ ያሕያ ጃመህ ንምዝርራብ ኣርባዕተ መራሕቲ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ ናብታ ሃገር ኣምሪሖም። እቶም ናብ ጋ [...]
ሓድሽ ንጉስ ታይላንድ ንኣስታት 150 ሽሕ እሱራት ምሕረት ክገብር’ዩ
Radio Erena: 14 December 2016 ድሕሪ ሞት ኣቡኡ፣ ሓድሽ ንጉስ ታይላንድ ኮይኑ ብ1 ታሕሳስ ዝተሸመ ማሃ ቫጂራሎንኮርን፣ ኣብታ ሃገር ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 300 ሽሕ እሱራት ነቶም ፍርቆም ምሕረት ክግበረሎም ከምዝወሰነ ማዕከ [...]