Category: News
ኢትዮጵያ፣ ኣባል ባይቶ ጸጥታ ኮይና
Radio Erena: 03 January 2017 ኢትዮጵያ፣ ሓንቲ ካብተን 10 ዘይቀወምቲ ኣባላት ባይቶ ጸጥታ ምዃና ካብ ሕቡራት ሃገራት ዝተዘርግሐ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። እታ ሃገር ምስ ኢጣልያ፣ ሽወደን ቦሊቭያን ካዛኪስታንን ብምዃን'ያ መንበር [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ 10 ሽሕ ሶማላውያን ንስራሕ ክትቆጽር ትዳሎ
Radio Erena: 03 January 2017 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ 10 ሽሕ ሶማላውያን ንስራሕ ክትቆጽር፣ ምስ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ትዘራረብ ከምዘላ ኣል ኢቕቲሳድያ ዝተባህለት ጋዜጣ ስዑዲ ሓቢራ። እታ ጋዜጣ ብዘቕረበቶ ጸብጻብ መሰ [...]
ሱዳን፣ ሓድሽ ምምሕዳር መንግስቲ ኣብ ሓድሽ ዓመት
Radio Erena: 02 January 2017 ሱዳን፣ ሓድሽ ምምሕዳር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ተሓጋጋዚ ፕረዚደንት ሱዳን ኢብራሂም ማሕሙድ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተሓጋጋዚ ኣብ መግለጺኡ፣ ፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ 10 [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት ንስዑዲ ክወሃባ ወሲና
Radio Erena: 02 January 2017 መንግስቲ ግብጺ፣ ኣብ ትሕቲኡ ክመሓደራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት ቀይሕ ባሕሪ ኣካል ግዝኣት ስዑዲ ዓረብ ክኾና ድሕሪ ዘሕለፎ ውሳነ፣ ንትግባረ ናብ ፓርላማ እታ ሃገር ከምዘመሓላለፎ መደበር ቴሌቪ [...]
ኤርትራ፣ ሓንቲ ካብተን ኣብ ትሑት ደረጃ ምዕባለን ድኽነትን ዝርከባ 3 ሃገራት ምዃና ሕ/ሃ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 29 December 2016 ኤርትራ እትርከበን 48 ሃገራት ዓለም ኣብ ትሑት ደረጃ ምዕባለን ድኽነትን ከምዝርከባ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝዘርግሖ ሓድሽ ጸብጻብ ኣፍሊጡ። ኣብ ንግድን ምዕባለን ዘተኩር ኣካል ሕቡራት ሃገራ [...]
100 ነጋዶን ኣውፈርትን ዝሓቖፈ ብሚኒስተር ቁጠባ ዝምራሕ ልኡኽ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ምብጻሕ ይፍጽም
Radio Erena: 29 December 2016 100 ነጋዶን ኣውፈርትን ዝሓቖፈ ብሚኒስተር ቁጠባ ኒሃት ዘይበክሺ ዝምራሕ ልኡኽ ቱርኪ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ኣገልግሎት ዜና ቱርኪ – ኣናዶሉ ገሊጹ። እቲ ብላዕ [...]
ኣብ እስራኤል፣ ግፋ ኤርትራውያን ተኻይዱ
Radio Erena: 28 December 2016 ሓይልታት ኢሚግሬሽን እስራኤል፡ ኣብ ከተማ ፔታኽ ቲክቫ ግፋ ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘካየዱ ወኪል ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እዚ ናብ ሰሉስ 27 ታሕሳስ ኣብ ዘውገሐ ለይቲ ዝተኻየ [...]
ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ቀሓውታ፣ ኣብ ድሮ ልደት ፈረንጂ ኣብ ጸሎት ዝነበሩ 10ታት ኣመንቲ ክርስትና ተቐይዶም
Radio Erena: 28 December 2016 መንግስታት ዝተፈላለየ ሃገራት ዓለም ብምኽንያት በዓላት ልደትን ሓድሽ ዓመትን ንእሱራት ምሕረት ኣብ ዝገብርሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ድማ ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ከባቢ ቀሓውታ፣ ኣብ ጸ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ እገዳ ክልዓለ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ልኢኹ
Radio Erena: 28 December 2016 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተነብረ እገዳ ክልዓለ ዝጽውዕ ደብዳቤ ናብ ሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ከምዝልኣኸ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ብመንገዲ ትዊተ [...]
ብዝሒ ተጠቀምቲ ሞባይል ኣብ ኤርትራ 7.5% ጥራይ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 27 December 2016 ኣብ ኤርትራ፣ ብዝሒ ተጠቀምቲ ኣገልግሎት ሞባይል ቴሌፎን 7.5 ካብ ሚእቲ ጥራይ ምዃኖም፣ ኣብ ኣገልግሎታት ርክባት መጽናዕቲ ዘካይድ ኣህጉራዊ ትካል ቡድ ኮም ሓቢሩ። እቲ ንዝተፈላለያ ኩባን [...]