Category: News

1 699 700 701 702 703 978 7010 / 9773
ደቡብ ሱዳን፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ኣምባሳደራታ ክትስሕብ’ያ

ደቡብ ሱዳን፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ኣምባሳደራታ ክትስሕብ’ያ

Radio Erena: 29 June 2017 መንግስቲ ደቡብ ሱዳን፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ሸውዓተ ሃገራት ዝርከቡ ኣምባሳደራቱ ክስሕብ ምዃኑ ይግለጽ ኣሎ። ዲፕሎማስውያን ምንጭታት ብዝህብዎ ዘለው ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ መንግስቲ ኣብ ኤርትራ [...]
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ብዝምልከት ምስ ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብቲ ሕብረት ዘትዩ

ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ብዝምልከት ምስ ቀዋሚ ወኪል ኤርትራ ኣብቲ ሕብረት ዘትዩ

Radio Erena: 29 June 2017 ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪቃ ሙሳ ፋኪ መሓመድ ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራን ጅቡትን ብዝምልከት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ቀዋሚ ወኪል መንግስቲ ኤርትራ ኣብቲ ሕብረት ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ዘዳሉ ትካል ትቖጽር

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ዘዳሉ ትካል ትቖጽር

Radio Erena: 29 June 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ዘዳሉ ትካል ከምዝቖጸረ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ።እቲ ንገዛእ ርእሱ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ሕሉፍ ጽልኢ ከምዘለ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 29 June 2017 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩስያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ብ26 ሰነ ናብ ሞስኮ ድሕሪ ምእታዉ፣ ምስ [...]
ኡጋንዳ፣ 4310 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምህላዎም ተሓቢሩ

ኡጋንዳ፣ 4310 ኤርትራውያን ስደተኛታት ምህላዎም ተሓቢሩ

Radio Erena: 28 June 2017 ኣብ ኡጋንዳ፣ 4310 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ጸብጻብ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ብመሰረት ቀሪቡ ዘሎ ጸብጻብ፣ ክሳብ ግንቦት 2017 ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣብ ኡ [...]
መንግስቲ ኤርትራ ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ ኣባይቲ ንምትግባር ይዳሎ

መንግስቲ ኤርትራ ሓድሽ መጠን ክፍሊት ክራይ ኣባይቲ ንምትግባር ይዳሎ

Radio Erena: 27 June 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንመጠን ክፍሊት ክራይ ናይ ብሕቲ መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት ሓድሽ መምርሒ ኣውጺኡ። እቲ መንግስቲ ኣውጺእዎ ዘሎ መጠን ክፍሊት ብዓቐን ስፍሓትን ዝርከበሉ ከባቢታትን ዝምርኮስ'ዩ። [...]
ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝርከብዎም ሽዱሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ ብቕትለት ፖላንዳዊ መራሒ መኪና ተቐይዶም

ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝርከብዎም ሽዱሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ ብቕትለት ፖላንዳዊ መራሒ መኪና ተቐይዶም

Radio Erena: 27 June 2017 ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ዝርከብዎም ሽዱሽተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ ብቕትለት ፖላንዳዊ መራሒ መኪና ተቐይዶም። ማዕከናት ዜና ካብ ዞባ ካሌ ብዘመሓላለፍኦ ጸብጻብ፣ ናብ ብሪጣንያ ንምስ [...]
ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ፣ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ቱር ዲ ፍራንስ 2017 ኣይክሳተፉን’ዮም

ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ፣ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ቱር ዲ ፍራንስ 2017 ኣይክሳተፉን’ዮም

Radio Erena: 26 June 2017 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ቀዳም ባሕቲ ሓምለ ኣብ ዝጅምር መበል 104 ኣህጉራዊ ቅድድም ብሽክለታ ቱር ዲ ፍራንስ 2017 ኣይክሳተፉን'ዮም። ብፍላይ ምስ ደቡብ ኣፍሪቃዊት ክለብ [...]
ጀርመን፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝሓቱ ኤርትራውያን፣ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከምጽኡ ትሓትት

ጀርመን፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝሓቱ ኤርትራውያን፣ ካብ ኤምባሲ ኤርትራ ፓስፖርት ከምጽኡ ትሓትት

Radio Erena: 26 June 2016 መንግስቲ ጀርመን፣ ፖለቲካዊ ዑቕባ ንዝሓቱ ዘለዉ ኤርትራውያን፣ መንበሪ ፍቃድ ክንህበኩም ካብ ኤምባሲኹም ፖስፖርት ኣምጽኡ ይብሎም ምህላዉ ናብ ሬድዮ ኤረና ዝደወሉ ሓያሎ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ [...]
ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ የመናውያን እሱራት ናብ ኤርትራ ከምዘግዓዘት ተገሊጹ

ሕ/ ኢማራት ዓረብ፣ የመናውያን እሱራት ናብ ኤርትራ ከምዘግዓዘት ተገሊጹ

Radio Erena: 26 June 2016 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ የመን ዝሓዘቶም ኣገደስቲ'ዮም ዝበለቶም እሱራት ናብ ኤርትራ ተግዕዝ ምህላዋ Human Rights Watch ዝተባህለ ተጣበቒ ትካል ገሊጹ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ብሓሙስ [...]
1 699 700 701 702 703 978 7010 / 9773