Category: News
ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም
ኣብ የመን፣ ሶማልያን ደቡብ ሱዳንን ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብዋሕዲ መኣዛዊ መግቢ ዝሳቐዩ ዘለዉ ህጻናት ናይ ሞት ሓደጋ የንጸላልዎም ምህላዉ ዪኒሴፍ ኣጠንቂቑ። ዪኒሴፍ ብዕለት ሓደ ሓምለ ካብ ጀኔቫ ኣብ ዘመሓላለፎ መግለጺ፣ ኣብ ሱዳን ልዕሊ 2 [...]
ኣብ ቤት ማእሰርታት ዓሰብ ዝርከቡ ዜጋታት የመን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ዳግማይ ክሲ ቀሪቡ
ብግብረ ሽበራ ተጠርጢሮም ኣብ ቤት ማእሰርታት ዓሰብ ዝርከቡ ዜጋታት የመን ብኢሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ይሳቐዩ ከምዘለዉ ዳግማይ ክሲ ቀሪቡ። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣባላት ግብረ ሽበራ’ዮም ኢላ ዝጠርጠረቶም የመናውያን ኣብ ዝ [...]
ፕረዚደንት ኣልበሽር፣ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ኣውጺኡ
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ በይናዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ ከምዘውጸአ፣ መንግስታዊ ምንጭታት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ፕረዚደንት ኣልበሽር ብሰምበት ኣብ ዘውጸኦ ግዚያዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ኣዋጅ፣ ክሳብ [...]
ከተማ ካሌ፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዝተላዕለ ግጭት 16 ሰባት ቆሲሎም
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ ከተማ ካሌ ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ብዝተላዕለ ግጭት 16 ሰባት ከምዝቖሰሉ ተገሊጹ። ኣብቲ ብቀዳም 01 ሓምለ ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ ዝተጀምረ ግጭት ኣብ መንጎ ኤርትራውያንን ኢ [...]
ሱዳን ወግዓዊ መርገጺኣ ከተፍልጥ ጻውዒት ቀሪቡ
ዲፕሎማስያዊ ወጥሪ ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ እንዳዓረገ ኣብ ዝመጻሉ ዘሎ እዋን፣ ሱዳን ወግዓዊ መርገጺኣ ከተፍልጥ ጻውዒት ቀሪቡ። ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ኣብ ሱዳን ዓሊ ቢን ሓሰን ጃፋር ምስ ሱዳናዊት ጋዜጣ ኣብ ዝገበሮ ቃለ [...]
መንግስቲ እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ንምንዳይ ሓድሽ መጽናዕቲ የካይድ
መንግስቲ እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ዝምለሱሉ መንገዲ ንምንዳይ ሓድሽ መጽናዕቲ ንኸካይድ ምስ ሓደ ዘይመንግስታዊ ማእከል ስምምዕ ከምዘካየደ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ማዕከን [...]
ባይቶ ጸጥታ ዞባ ዳርፉር ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ንዝበዝሐ ክፋሉ ክስሕቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ
ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ዞባ ዳርፉር ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ንዝበዝሐ ክፋሉ ክስሕቦ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ካብቲ ኣብ ዳርፉር ተዋፊሩ ዘሎ 19 ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ብልዕሊ ሰለስተ ርብዒ ክጎድል ምዃኑ [...]
ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ኣካዪዱ
ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ኣሶሼትድ ፕረስ ገሊጹ። ኣብቲ ብሓሙስ ኣብ ሓደ መደበር ፖሊስ ዝተኻየደ መጥቃዕቲ፣ ነታጒ ዝጸዓነት መኪና ናብ ቀጽሪ [...]
የመን፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብሸሮኽ ይጥቅዑ
Radio Erena: 30 June 2017 ኣብ የመን ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ብሕማም ሸሮኽ ይጥቅዑ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ብተወሳኺ፣ ዱባብን ኾኻን ኣብ ዝተባህላ መዓስከራት ዝርከቡ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ወጻእተኛታት ብፍቓዶም ክወጹ ዝሃበቶም ናይ ግዜ ዕድል ሎሚ ከብቅዕ’ዩ
Radio Erena: 30 June 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ወጻእተኛታት ብፍቓዶም ክወጹ ዝሃበቶም ናይ 90 መዓልታት ዕድል ሎሚ ከብቅዕ'ዩ። እታ ሃገር ኣብ መጋቢት 2017 ኣብ ዘሕለፈቶ ውሳኔ፣ ብዘይሕጋዊ መንበ [...]