Category: News
ኣብ የመን፣ ዕጡቓት ባንክታት ይሰርቁ
Radio Erena: 19 July 2018 መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት፣ ኣብ የመን፣ ከተማ ዓደን ንዝርከባ ባንክታት ከምዝሰረቁ ተሓቢሩ። ድሕሪ'ዚ ዘጋጠመ ስርቂ፣ 12 ባንክታት እታ ከተማ ናብ ማእከላይ ባንክ ዓደን ኣብ ዝልኣኽኦ ናይ ተቓ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ጸቕጢ ንምፍጣር፣ ቪዛ ዝሕደሰሉ ቦታ ትዓጹ
Radio Erena: 18 July 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራን ሱዳንን ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ዝገብሮ ዘሎ ዝተፈላለየ ጸቕጥታት፣ ኣብ ባር ሸባ ዝነበረ ቤት ጽሕፈት መሐደሲ ቪዛ ወይ ግዝያዊ መን [...]
ስዑዲ ዝመራሒተን ሽዱሽተ ሃገራት ዓረብ፣ ዋንጫ ዓለም 2022 ካብ ቀጠር ናብ ካልእ ሃገር ክሰጋገር ጥርዓን ኣቕሪበን
Radio Erena: 18 July 2017 ስዑዲ ዝመራሒተን ሽዱሽተ ሃገራት ዓረብ፡ ውድድር ዋንጫ ዓለም 2022 ካብ ቀጠር ናብ ካልእ ሃገር ክሰጋግር፡ ናብ’ቲ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝመደበሩ ቤት ጽሕፈት ፊፋ ወግዓዊ ጥርዓን ኣቕሪበን። እዘን [...]
ኬንያ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ዝካየድ ምርጫ ኢንተርነት ክዕጾ ከምዝኽእል ተጠንቅቕ
Radio Erena: 18 July 2017 ኬንያ፣ ኣብ ወርሒ ነሓሰ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ንምክያድ ምድዋላት ኣብ እትገብረሉ ዘላ እዋን፣ ኢንተርነት ክዕጾ ከምዝኽእል መንግስቲ እታ ሃገር የጠንቅቕ። እቲ መንግስቲ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ብፍ [...]

መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፣ ኣቡነ እንጠንዮስ ክሳብ ሕጂ ብቃሎም ይኹን ብጽሑፍ ዝገለጽዎ ነገር የለን ይብል
Radio Erena: 17 July 2017 መንበረ ጵጵስና ኣህጉረ ስብከታት፥ ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን፣ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክሳዊት ቤት ቤተክርስትያን ኤርትራ፣ ንዕርቂ፣ ሰላምን ድሕነትን ቤት ክርስትያን ኣመልኪቱ [...]
ኤርትራ፣ ምስ መሽእርኽቲ ብምዃን ኣብ ሓያሎ ጽላታት እወታዊ ውጽኢታት ምምዝጋባ ሓላፊ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ
Radio Erena: 17 July 2017 ኤርትራ፣ ምስ መሽእርኽቲ ብምዃን፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ዓመታት ኣብ ሓያሎ ጽላታት እወታዊ ውጽኢታት ምምዝጋባ ኣብ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ምብጻሕ ዝፈጸመ ሓላፊ ምውህሃድ ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራ [...]
ፕረዚደንት ሙጋበ፣ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ንሳልሳይ እዋኑ ኣብ ሲንጋፖር ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ተመላሊሱ
Radio Erena: 17 July 2017 ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሮበርት ሙጋበ፣ ኣብዚ ዓመት እዚ ጥራይ ንሳልሳይ እዋኑ፣ ኣብ ሲንጋቦር ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ሕክምናዊ መርመራ ከምዘካየደ ማዕናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ወዲ 93 ዓመት ኮይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንኣስታት 100 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ዕድል ክፈጥር’የ ትብል
Radio Erena: 14 July 2017 ኢትዮጵያ ንኣስታት 100 ሽሕ ስደተኛታት ናይ ስራሕ ዕድል ክትፈጥር መደብ ከምዘለዋ ባንክ ዓለም ኣብ ዝዘርግሖ ጸብጻብ ገሊጹ። እታ ሃገር ነቶም ካብ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሱዳንን ሶማልን ዶብ ሰ [...]
የመን፣ ብሸሮኽ ናይ ዝተጠቕዑ ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 300 ሽሕ በጺሑ
Radio Erena: 14 July 2017 ኣብ የመን፣ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ክላባዕ ዝጸንሐ ሕማም ሸሮኽ ኣብዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 313 ሽሕ ሰባት ኣጥቂዑ ከምዘሎን ብሰንኪ እቲ ሕማም ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ከኣ 1700 ከምዝበጽሐን ሕቡራት ሃ [...]
ሱዳን ምስ ኣመሪካ ዘተ ንምክያድ ዝነበራ መደባት ሰሪዛ
Radio Erena: 14 July 2017 መንግስቲ ሱዳን፣ ብዛዕባ ምልዓል እገዳ ብዝምልከት ምስ ምምሕዳር ትራምፕ ከካይዶ ዝወጠነ ናይ ዘተ መደብ ከምዝሰረዘ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ዝተነብ [...]