Category: News
ኢጣልያ ንምጥያስ ስደተኛታት ብዝምልከት ሓድሽ መደብ ከተውጽእ’ያ
Radio Erena: 27 August 2017 መንግስቲ ኢጣልያ ኣብ ልዕሊ ዝበዝሑ ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝኾኑ ስደተኛታት ብዝወሰዶ ኢሰብኣዊ ስጉምቲ ካብ ሓያሎ ወገናት ወቐሳ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን፣ ንምጥያስ ስደተኛታት ብዝምልከት [...]

ቻይና፣ ናይ 160 ሚልዮን ዶላር ለቓሕ ንሱዳን ሂባ
Radio Erena: 27 August 2017 ብምኽትል ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ቻይና ኣብ ካርቱም ኣብ ዘካየዶ ዑደት፣ ምስ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ሰበስልጣን ሱዳን ርክባት ኣካዪዱ። እቲ ናይ ገንዘብ ለቓሕ ኣካል ናይቲ ፕረዚደ [...]

ሶማልያ ካብ ጂቡቲ ናይ ፋይበር ኣገልግሎት ክትረክብ’ያ
Radio Erena: 27 August 2017 ሶማልያ ልዑል ቅልጣፈ ዘለዎ ናይ ኢንተርነት ኣገልግሎት ንምርካብ ምስ ጂቡቲ ስምምዕ ፈሪማ። ሚኒስተር ቴሌኮሚንኬሽን ሶማልያ ኣብድ ኣሹር ሓሰን፣ ኣብ ጂቡቲ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ዑደት ኣብ ዝገ [...]
ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ክነጥፍ ዝጸንሐ ዕሉል ሊብያዊ ሰምሳሪ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 August 2017 ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ስደተኛታት ክነጥፍ ዝጸንሐ ዕሉል ሊብያዊ ሰምሳሪ ፋሂም ሳሊም ቢን ከሊፋ ኣብ ቀይዲ ከምዝኣተወ ተገሊጹ። ኣብ ከተማ ጣራብሎስ ዝመደበሩ ኣሃዱ ምቑጽጻር ዘይሕ [...]
ግብጺ፣ ኣመሪካ ዘቋረጸቶ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክትቕጽሎ ትልምን
Radio Erena: 25 August 2017 ግብጺ፣ ኣመሪካ ዘቋረጸቶ ናይ ልዕሊ ርብዒ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ክቕጽል ትልምን ከምዘላ ተሓቢሩ። ምምሕዳር ትራምፕ፣ ንግብጺ ክወሃብ ተወሲኑ ዝነበረ 95.7 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ደው ኣብ ርእሲ [...]
ኢጣልያ፣ ካብ ዝነበርዎ ህንጻ ኣብ ልዕሊ ዝሰጎጎቶም ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ጎነጽ ትጥቀም ምህላዋ ትውቀስ
Radio Erena: 24 August 2017 ፖሊስ ኢጣልያ፣ ነቶም ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ዝነበርዎ ህንጻ ዝሰጎጎም ስደተኛታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ካብቲ ዝሓድርሉ ጎደናታት ንምብታኖም'ውን ጎነጽ ይጥቐም ምህላዉ ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣመ [...]
ምምሕዳር ትራም፣ ንዝስጎጉ ዜጋታተን ምቕባል ዝኣበያ ኣርባዕተ ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከምዘተግበረ ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 24 August 2017 ምምሕዳር ትራም ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ወጻእተኛታት ክሰጉግ ድሕሪ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ ንዝስጎጉ ዜጋታተን ምቕባል ዝኣበያ ኣርባዕተ ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከምዝገበረ ማዕከን ዜና ዋሽንግተን [...]
ቱርኪ ናብ ሶማል ዝልኣኸቶም ኣስታት 200 ወትሃደራት ሞቛድሾ ኣትዮም
Radio Erena: 24 August 2017 መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ሶማል ናብ ዘቖሞ ወትሃደራዊ መዓስከር ዝመደቦም ኣስታት 200 ወትሃደራት ብ23 ነሓሰ ናብ ከተማ ሞቛድሾ ከምዝኣተወ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ተወሰኽቲ ወትሃደራትን [...]
ኢጋድ፣ ኣብ መንጎ ኣባላት ሃገራት ናጻ ምንቕስቓስ ህዝቢ ክህሉ ጸዊዑ
Radio Erena: 24 August 2017 ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ማለት ኢጋድ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሸሞንተ ኣባላት ሃገራት ናጻ ናይ ህዝቢ ምንቕስቓስ ክህሉ ጸዊዑ። እቲ ዞባዊ ማሕበር ነዚ ዝጸውዐ፣ ካብ 21 ክሳብ [...]
ህዝቢ ንምህለላን ጸሎትን ብዘይፍቃድ ከይእክቡ ንመራሕቲ ሃይማኖታት መጠንቐቕታ ይቐርብ
Radio Erena: 23 August 2017 ህዝቢ ብዘይፍቓድ መንግስቲ፣ ንምህለላን ጸሎትን ከይእክቡ ንመራሕቲ ሃይምኖታት እስልምናን ክርስትናን መጠንቐቕታ ከምዝቐረበ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ መጠንቐቕታ ዝቐርብ ዘሎ፣ ብሰንኪ [...]