Category: News

ድሕሪ ስምምዕ ሰላም፣ ኣብ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ ዝኾነ ለውጢ የለን ክትብል ምኽትል ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ገሊጻ
Radio Erena: 17 March 2019 ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፣ ዋላ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ እውን ዝኾነ ምምሕያሽ ኣየርኣየን ክትብል ምኽትል ኮሚሽነር ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጻ። ኣብ ፈለማ [...]

ፕረዚደንታት ሶማልን ጂቡቲን ርክብ ኣካዪዶም
Radio Erena: 17 March 2019 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምፍጻም፣ ሶማል ኣትዩ። ፕረዚደንት ገለ ትማሊ 16 መጋቢት ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝኣተወሉ፣ ፕረዚደንት ሶማል መ [...]

እስራኤል፣ ኤርትራዊ ስደተኛ ሓደ ሚልዮን ሽክል ሎተሪ ተዓዊቱ
Radio Erena: 15 March 2019 ኣብ እስራኤል ዝርከብ ኤርትራዊ ስደተኛ፣ ሓደ ሚልዮን ሽክል (ባጤራ እታ ሃገር) ከምዝተዓወተ ሓንቲ መደበር ቴሌቪዥን ካብ ቴልኣቪቭ ገሊጻ። እቲ ስሙ ዘይጠቕሰቶ ኤርትራዊ፣ ኣብቲ ሎተሪ ዝሽየጠሉ [...]

መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን ትጽጋዕ
Radio Erena: 15 March 2019 ሚሳይላትን ከበድቲ ኣጽዋርን ዝዓጠቐት መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ቱርኪ፣ መልህቃ ኣብ ፖርት ሱዳን ኣውሪዳ ከምዝቐነየት ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እታ "ጎይካ ኣዳስ” ዝተባህለት ወትሃደራዊት መርከ [...]

ፕረዚደንት ሶማል፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ
Radio Erena: 15 March 2019 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብታ ሃገር ኣብ ዝጸንሐሉ፣ ኣብ ጉዳይ ምስሓብ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ ካብ ሶማል ብዝምልከ [...]

ኣስመራ፣ ወከልቲ ባይቶን ኣመሓደርቲ ምምሕዳራትን ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ በዳህቲ ሕቶታት ቀሪቡ
Radio Erena: 13 March 2019 ወከልቲ ባይቶን ኣመሓደርቲ ምምሕዳራትን ደቡባዊ ምዕራብ ኣስመራ፣ ብ10 መጋቢት ንህዝቢ ኣብ ዘካየድዎ ኣኼባ፣ ብመሰረት ኮሚሽን ዶብ ዝሃቦ ውሳኔ ዶባት ስለምንታይ ዘይሕንጸጽ? ምሕንጻጽ ዶብ ስለምን [...]

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዶባተን ናይ ሓባር ሰራዊት ከዋፍራ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 13 March 2019 ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዶባተን ናይ ሓባር ሰራዊት ከዋፍራ ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ማዕከናት ዜና ካብ ካርቱም ሓቢረን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ናይ ሓባር ሰራዊት ንምውፋር ኣብ ስምምዕ ዝበጽሓሉ ምኽ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 13 March 2019 ፈረንሳ፣ ኣብ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ክትተሓጋገዝ ምዃና ኣብታ ሃገር ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዘካየደ ፕረዚደንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣፍሊጡ። ንሱ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕ [...]

ኮሌጅ ማይነፍሒ፣ ልዕሊ 1500 ተማሃሮ ተሰጕጎም
Radio Erena: 13 March 2019 ልዕሊ 1500 ተማሃሮ ቀዳማይ ዓመት ኮሌጅ ማይነፍሒ ተሰጕጎም። ብመሰረት እቲ ዝበጽሓና ሓበሬታ፣ እቶም ተማሃሮ፣ ናብ ዝቕጽል ንምሕላፍ ድሕሪ ዝተኻየደ ፈተና፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተነግረ ውጽኢት [...]

“ይኣክል” ብዝብል፣ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያታት ዝካየድ ዘሎ ጻውዒት ኤርትራውያን ሰፊሕ ሸፈነ ይረክብ
Radio Erena: 13 March 2019 ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ብመንገዲ ማሕበርዊ ሜድያታት ዘካይድዎ ዘለዉ ናይ ይኣክል ጻውዒት፣ ሰፊሕ ሸፈነ ይረክብ ኣሎ። ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት፣ ስነ ጥበባውያን፣ ጋዜጠኛታት [...]