Category: News

ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ፣ ወትሃደራዊ ስልጠና ሂባ
Radio Erena: 29 May 2019
ፈረንሳ፣ ንፍሉይ ኣሃዱ ኮማንዶ ኢትዮጵያ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝሃበት ኤምባሲ ፈረንሳ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ደብረዘይቲ ወይ ቢሾፍቱ ዝተኻየደ ናይ ኣስታት ሓ [...]

ኣመሪካ፣ ንኤርትራ ካብ መዝገብ ኣንጻር ሽበራ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ሰሪዛታ
Radio Erena: 29 May 2019
ኣመሪካ፣ ንኤርትራ፣ ካብ መዝገብ ናይቲ ኣንጻር ግብረ ሽበራ ኣብ ዝካየድ ቃልሲ ዘይተሓባበራ ሃገራት ከምዝሰረዘታ ኣሶሸትድ ፕረስ ሓቢሩ።
እታ ሃገር፣ ንኤርትራ ካብዚ መዝገብ እዚ ትስር [...]

ቀጠር፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ክትሳተፍ ዕድመ ቀሪቡላ
Radio Erena: 29 May 2019
ስዑዲ ዓረብ፣ ሓሙስ 30 ግንቦት ኣብ ዝካየድ ህጹጽ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ቀጠር ክትሳተፍ ዕድመ ኣቕሪባትላ።
ንጉስ ሳልማ ቢን ዓብደልዓዚዝ ኣል ስዑድ፣ ኣብቲ ኣብ ሜካ ዝካየድ ዋዕላ [...]

ኬንያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገረን ክምለሳ፣ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 28 May 2019
ቤት ፍርዲ ኬንያ፣ ብዘይሕጊ ናብታ ሃገር ዝኣተዋየን ንዝበለን ኤርትራውያን ደቂንስትዮ ናብ ሃገርን ክምለሳ ከምዝወሰነ ማዕከን ዜና ስታንዳርድ ሓቢሩ።
ፖሊስ ኬንያ፣ ደቂንስትዮ ዝርከብኦ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሽዱሽተ ሃገራት ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ ብጌጋ ምዝርግሓ ተጻርዮ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 28 May 2019
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝዘርግሖ፣ ንኢትዮጵያን ሶማልያን፣ ንኮንጎ ኪንሻሻን ኮንጎ ብራዛቪልን ከምኡ ድማ ንሱዳንን ደቡብ ሱዳንን ዝሓዋወሰ ካርታ ኣፍሪቃ፣ ብወግ [...]

ኢትዮጵያ ዘቕረበቶ ዝተፈላለየ ጠለባት ካብ ወገን ኤርትራ ዛጊት መልሲ ከምዘይተዋህቦ ተሓቢሩ
Radio Erena: 28 May 2019
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ ምኽፋት ዶባት፣ ኣጠቓቕማ ወደባት፣ ጉዳይ መንበሪ ፍቓድ ዜጋታት ክልትኤን ሃገራትን ካልእን ዘጠቓለለ ጉዳያት ብዝምልከት ናብ ኤርትራ ዘቕረበቶ [...]

መራሕቲ ወትሃደራዊ ባይቶ ሱዳን፣ ኣብ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ የካይዱ
Radio Erena: 28 May 2019
ስርዓት ኣል በሺር ብህዝባዊ ናዕቢ ድሕሪ ምእላዩ፣ ስልጣን ሒዞም ዝርከቡ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ዓረብ ምብጻሕ ኣካይዶም።
ኣቦ መንበር ናይቲ ጉጅለ፣ ጀነራል ዓብደልፈታ [...]

ሶማልያ፣ ኣዛዚ ቤት ማእሰርቲ ኦጋዴን ነበር ናብ ኢትዮጵያ ኣረኪባ
Radio Erena: 27 May 2019
መንግስቲ ሶማልያ፣ ሓደ ካብ ኣዘዝቲ ናይቲ ኣብ ዞባ ኦጋዴን ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ ምንባሩ ንዝተገልጸ፣ ሓሰን ኢብራም ዝተባህለ ኢትዮጵያ ናብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣረኪባቶም።
ኣማሓዳ [...]

ፕረዚደንት ገለ፣ ሳላ ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ኤርትራን ጅቡቲን፣ ብምምልካት ዶባት ክዛዘም ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ
Radio Erena: 27 May 2019
ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ሳላ ስዑዲ ዓረብ ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ኤርትራን ጅቡቲን፣ ብምምልካት ዶባት ኣብ ናይ መወዳእታ ዕርቂ ክበጽሕ ዘለዎ ተስፋ ገሊጹ።
እቲ ፕ [...]

ኤርትራ፣ ማዕበል ‘ይኣክል’ ብሓድሽ መንፈስ ይቕጽል
Radio Erena: 26 May 2019
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ዘካዪዱዎ ዘለዉ ናይ ‘ይኣክል’ ጻውዒት፣ ተቐማጦ ዋሺንግተን ዲሲን ከባቢኣን ከምኡ’ውን ሽወደን ኣብዚ ሳልስቲ ብእኩ [...]