Category: News

ጀርመን፣ ሓደ ኤርትራዊ ግዳይ “ዓሌታዊ” መጥቃዕቲ ኮይኑ
Radio Erena: 24 July 2019
ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ዋሽተርባሽ፣ ሓደ ኤርትራ፣ "ዓሌታዊ" መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸሞ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
እቲ ወዲ 26 ዓመት ኤርትራዊ፣ ብሰኑይ 22 ሓምለ፣ ብሰንኪ ሕብሪ [...]

ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት UNHCR ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ጻውዒት ይቐርብ
Radio Erena: 23 July 2019
ግብጺ፣ ኣብ ቀጽሪ ቤት ጽሕፈት ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት (UNHCR)ተቓውሞ ብምክያዶም ዝተኣስሩ ኤርትራውያን ክትፈትሕ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ጻው [...]

ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ንሱ ኣብ ዝርከበሉ ኣጋጣሚ እንተዘይኮይኑ ሃገራዊ መዝሙር ከይዝመር ኣዚዙ
Radio Erena: 23 July 2019
ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን፣ ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ንሱ ኣብ ዝርከበሉ ኣጋጣሚታት እንተዘይኮይኑ፣ ካልኦት ዜጋታት እታ ሃገር ሃገራዊ መዝሙር ከይዝምሩ ዝእግድ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስተር ዜ [...]

ሚኒስተር ፋይናንስ ዝመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈረንሳ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ
Radio Erena: 23 July 2019
ብሚኒስተር ፋይናንስ ብሩኖ ለ መየር ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ብሰኑይ 22 ሓምለ ናብ ኢትዮጵያ በጺሑ።
እቲ ሚኒስተር ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ፣ ኣብ ምትሕግጋዝን ወ [...]

ሶማልያ፣ ብዝተፈንጀረ ቦምብ 17 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 23 July 2019
ኣብ ሶማል ከተማ ሞቛድሾ፣ ጥቃ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝርከብ ሆቴል ብዝተፈጸመ ናይ ቦምብ መጥቓዕቲ ብውሕዱ 17 ሰባት ከምዝሞቱን 28 ድማ ከምዝቖሰሉን ሮይተርስ ሓቢሩ።
ኣል [...]

ፓትሪያርክ፣ ብጹእ ኣቡነ እንጠንዮስ ናይ ድምጺ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
Radio Erena: 22 July 2019
ብዛዕባ'ቲ ብስም ሲኖዶስ ብ17 ሓምለ ዝተመሓለፈ፣ ንኣቡነ እንጠንዮስ ዝውግዝ መግለጺ ብዝምልከት፣ ብጹእ ዎ ቅድሱ፣ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጠንዮንስ ብወገኖም ካብ ኣስመራ ብድምጺ ዘመሓላለፍ [...]

“ብስም “ሲኖዶስ” ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ዘሕዘነ’ዩ” መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት
Radio Erena: 22 July 2019
ብስም "ሲኖዶስ" ዝተዘርግሐ ዘይመንፈሳዊ መግለጺ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ንዝነብሩ ኦርቶዶክሳውያን ኣመንቲ ዘሕዘነ ጉዳይ ምዃኑ መንበረ ጵጵስና ኣሕጉረ ስብከታት ሰሜን ኣሜሪካ፥ ኤውሮጳ [...]

ኤርትራ፣ መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባህሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን ተሃጊሮም
Radio Erena: 22 July 2019
መንግስቲ ብዝሰልዖ መጠን ኣይሸጥኩም ዝተባሃሉ ነጋዶ ከብትን ጤለ-በጊዕን፣ ከምዝተሃገሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ጥራይ፣ ኣብ ከባቢ ማይ-ተመናይ ካብ ዝርከ [...]

ፖሊስ ግብጺ 40 ኤርትራውያን ኣሲሮም
Radio Erena: 22 July 2019
ፖሊስ ግብጺ፣ ኣብ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ሰለማዊ ሰልፊ ዘካይዱ ንዝነበሩ ብውሕዱ 40 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ከምዝኣሰሩ ወኪል ማሕበ [...]

ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ዝጸውዐ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ጠፊኡ
Radio Erena: 22 July 2019
ኣብ ኢትይጵያ፣ ክልል ሲዳማ ንምቛም ኣብ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ደቡብ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ ህይወት 10ታት ሰባት ከምዝጠፍአን፣ ዛጊት ግምቱ ዘይተሓበረ ንብረት ከምዝዓነወን ዝተፈላለየ ም [...]