Category: News

1 496 497 498 499 500 980 4980 / 9798
ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም

ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም

Radio Erena: 15 October 2019 ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቒዕኩም ብዝብል ክሲ: ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ኣትሒዞም: ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዓላ: ዓዲ ኣቤቶን ማይ ስርዋን ተኣሲሮም ዝጸንሑ: ልዕሊ 2 [...]
ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ

ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ

Radio Erena: 14 October 2019 ሓገዝ ቤተ ክርስትያን ፊን ወይ ድማ Finn Church Aid፣ ዝተባህለ ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ እንኮ ዘይመንግስታዊ ትካል ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 መማህራን ብስርዓተ ምምሃርን ም [...]
ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ

ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ

Radio Erena: 14 October 2019 ካብ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ዱባይን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለየ መስርሕ ናብ ቱርኪ ዝኣትዉ ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይወድቑ ከምዘለዉ ካብ ከተማ ኢስታንቡል ዝበጽሓ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ

ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ከምዝኽእላ ኣዊጃ

Radio Erena: 14 October 2019 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ፣ ኣባላት ሰራዊት ክኾና ዝፈቅድ ሓድሽ ኣዋጅ ወጺኡ። እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ ዝወጸ፣ ደቂንስትዮ ወትሃደራት ክኾና ከምዝኽእላ ዝገልጽ ኣዋጅ፣ [...]
ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ

ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ተናዊሑ

Radio Erena: 13 October 2019 ኣብ ሱዳን ጸኒዑ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ንተወሳኺ ሰለስተ ኣዋርሕ ከምዝተናወሐ ተገሊጹ። መሰጋገሪ መንግስቲ’ታ ሃገር ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ እዋን ህጹጽ ሓደ [...]
ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ኲናት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ፓይለት ሞይቶም

ኢትዮጵያ፣ ነፋሪት ኲናት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ፓይለት ሞይቶም

Radio Erena: 13 October 2019 ዋንነት ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ናይ ውግእ ነፋሪት ወዲቓ ብምሕምሻሻ፣ ክልተ ኣብረርታ ከምዝሞቱ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ ዜ [...]
ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

ኣመሪካ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር’ያ

Radio Erena: 13 October 2019 ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተወሰኽቲ 3 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር ሙዃና ተገሊጹ። ብዓርቢ 11 ጥቅምቲ ካብ ፐንታጎን ዝወጸ መግለጺ ከምዘመልክቶ፣ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ብ [...]
The Absent Partner

The Absent Partner

Radio Erena: 11 October 2019 Evidently, only partners can make peace. While Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed won Nobel Peace Prize for 2019, his [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ

ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል ተዓዊቱ

Radio Erena: 11 October 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፣ ስልማት ናይ ሰላም ኖቤል 2019 ተዓዊቱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ሚያዝያ 2018 ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ እዋን፣ ም [...]
መራሕቲ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ምምራቕ “ፓርክ ሓድነት” ኢትዮጵያ ተሳቲፎም

መራሕቲ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ምምራቕ “ፓርክ ሓድነት” ኢትዮጵያ ተሳቲፎም

Radio Erena: 11 October 2019 መራሕቲ ሱዳን፣ ድቡብ ሱዳን፣ ሶማልያ፣ ኡጋንዳን ኬንያን፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ብዝገበረሎም ዕድመ መሰረት ኢትዮጵያ ኣትዮም። እቶም መራሕቲ፣ ብ10 ጥቅምቲ ኣብ ዝተኻየደ [...]
1 496 497 498 499 500 980 4980 / 9798