Category: News

1 477 478 479 480 481 913 4790 / 9122
“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን

“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመርኦ ርክብ ሰላም፣ እወታዊ እኳ እንተኾነ፣ ግና ምሉእ ኣይኮነን ክብል ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ። ንሱ ምስ መደበር ሬድዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ [...]
ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ

ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ)፣ ምስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነት ዝነበሮም ርክብ ከምዝበተኸ ኣፍሊጡ። እቲ ግንባር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ [...]
ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን። ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብኤርትራ ዝቀረበ ወቐሳ ዝተሰምዖ ቅሬታ ብምግላጽ፣ ካብ ግጉይ ሓበሬታ ዝነቐለ'ዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ጠቒሱ። ቱርኪ [...]
ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ንምፍጣር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ብኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝቖመ ኮይኑ፣ ቀንዲ ዕላምኡ፣ [...]
ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ዝርከቦ ጉጅለ ልኡኽ፣ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቓድሾ ኣብ ዝዓረፈሉ፣ ሚኒስተር ጉዳያ [...]
ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ይቕጽል

ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ይቕጽል

ንፕረዚደንት ኣልበሽር ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣዛዚ ሰራዊት’ታ ሃገር ምስ ህዝቡ ክውግን ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብዚ ዛጊት ካብ ዝተኻየዱ ሰላማዊ ሰልፍታት ዝበዝሐ ህዝቢ ከምዝተሳ [...]
ልኡኻት ኤርትራን ሶማሊላንድ ናብ ግብጺ ምብጻሕ ኣካይዶም

ልኡኻት ኤርትራን ሶማሊላንድ ናብ ግብጺ ምብጻሕ ኣካይዶም

እቶም ንመንግስቲ ኤርትራ ብምውካል፣ ብ3 ሚያዝያ ናብ ካይሮ ዝበጽሑ ክልተ ሰበ ስልጣን፣ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳመሕ ሾክሪ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጉዳያት ናይል፣ ምትእትታው ቀጠርን ቱርኪን ብመንገዲ [...]
ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን

ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን

ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ ጎረባብቲ ሃገራት ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ነዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ጸሓፊት ካቢነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ሞኒካ ጁማ ምስ ሶማላዊ መዘ [...]
ኣስመራ፣  ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣስመራ፣ ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ከባቢኡ ክሕሉ ምሕጽንታ ቀሪቡ። እዚ ምሕጽንታ ዝቐረበ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኣኼባታት ምምሕዳር ከባቢታት ኮይኑ፣ ህዝቢ ብሰንኪ እቲ ዝካየድ [...]
ጅቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ  ምስፋሕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ጅቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ምስፋሕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ጅቡቲን ርዋንዳን ናይ ሓባር ናጻ ናይ ንግዲ ዞባታት ንምስፋሕ ኣብ ምርድድእ በጺሐን። ሰብ መዚ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ክልትኤን ሃገራት፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝኸተምዎ ናይ መረዳድኢ ሰነድ፣ ጅቡቲ ኣብ ርዋንዳ 10 ሄክታር መሬት [...]
1 477 478 479 480 481 913 4790 / 9122