Category: News

ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ’ዩ ዝተባህለ ጋህሲ ተረኺቡ
Radio Erena: 17 June 2020
ኣብ ሱዳን፣ ካብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ክሃድሙ ናይ ዝፈተኑ'ዩ ዝተባህለ መቓብር እኩብ ሬሳታት ወይ ጋህሲ ከምዝእተረኽበ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ካር [...]

ፕረዚደንት ቻይና ኣብ ጉዳይ ምትሕግጋዝ ኣብ ምግታእ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ብምትኳር ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዘራረብ’ዩ
Radio Erena: 17 June 2020
ፕረዚደንት ቻይና፣ ዚ ዢፒንግ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ንዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግትእ ኣብ ዝብል ናይ ምትሕግጋዝ መደብ ምስ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዝቲ ምዃኑ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወ [...]

ብገበናት ኵናት ተኸሲሱ ክህደን ዝጸንሐ ሱዳናዊ ሓላፊ ሚሊሻ፣ ንፈለማ እዋኑ ናብ ፍርዲ ቀሪቡ
Radio Erena: 17 June 2020
ኣብ ዳርፉር ብዝተፈጸመ ገበናት ኵናት ክህደን ዝጸንሐ፣ ሓደ ካብ ሓለፊ ሚሊሻ ሱዳን ነበር፣ ዓሊ መሓመድ ኮሸብ፣ ንፈለማ እዋኑ ኣብ ዘ ሄግ ናብ ዝርከብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ።
ንሱ ብ15 [...]

ኤርትራ፣ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ብወግዒ ሓገዝ ምሕታታ ተገሊጹ
Radio Erena: 16 June 2020
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብጉልባብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ብወግዒ ሓገዝ ከምዝሓተተ ንሓደ ካብ ሓለፍቲ ናይ ወጻኢ ፖሊስ 'ቲ ሕብረት ሎዛር ጃሽክ ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ኢዩ ኦ [...]

ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊ ቆልዓ ገዚኡ ሰበይቱ ዝገበረ ኢጣልያዊ ጋዜጠኛ፣ ሓወልቲ ክፈርስ ንዝቐረበ ጻውዒት ከንቲባ ሚላኖ ነጺግዎ
Radio Erena: 16 June 2020
ሓወልቲ ናይቲ፣ ኣብ እዋን መግዛእቲ ኢጣልያ፣ ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ገዚኡ ሰበይቱ ከምዝገበራ ዝተገልጸ ኢጣልያዊ ኢንድሮ ሞንታኔሊ ከምዘየልግሶ ከንቲባ ከተማ ሚላኖ፣ ጂሰፐ ሳላ ኣፍሊ [...]

ደቡብ ሱዳንን ግብጽን ኣብ ህሉው ዝምድንአን ብምትኳር ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 16 June 2020
ሚ/ጉዳያት ወጻኢ ደቡብ ሱዳን፣ ቢያትሪስ ካሚሳ፣ ንኣምባሳደር ግብጺ፣ መሓመድ ቓዳሕ፣ ኣብ ከተማ ጁባ ኣብ ዝርከብ ቤት ጽሕፈታ ኣዘራሪባቶ።
እታ ሚኒስተር ምስቲ ግብጻዊ ዲፕሎማሰኛ፣ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ብሓገዝ ክህባ’ዩ
Radio Erena: 16 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኢትዮጵያ ናይ ልዕሊ ፍርቂ ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ከምዝህባ ንመግለጺ እቲ ሕብረት ብምጥቓስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
እቲ 19 ቢልዮን ብር ወይ ድማ 487 [...]

ኤርትራ፣ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ ክልተ ኣብረርቲ ሓይሊ ኣየርን ተወሳኺ ሓደ ጋዜጠኛን ኣብ ማእሰርቲ ይሳቐዩ ኣለዉ
Radio Erena: 15 June 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ስግረዶብ ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ዝተኣስሩ ዜጋታት ብዝሖም ካብ ኣሽሓት እንተዘይዛይዱ ኣይውሕድን'ዩ።
ኣብረሪ ነፋሪት ክትሃድሙ ሓሲብኩም ተባሂሎም ክእሰሩ ግና ዳር [...]

መራሕቲ ጂቡቲ፣ ኢትዮጵያን ሶማልን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይዶም
Radio Erena: 15 June 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድን፣ ዘተ ኣካይዶም።
እቶም መራሕቲ፣ ትማሊ 14 ሰነ ኣብ ጂ [...]

ብሩንዲ፣ ድሕሪ ሃንደበታዊ ሞት ፕረዚደንት፣ ኣብ ምርጫ ዝተዓወተ መራሒ ብዝቐልጠፈ ስልጣን ክርከብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 15 June 2020
ብሩንዲ፣ ስልጣኑ ክሓድግ ክልተ ኣዋርሕ ጥራይ ዝተረፎ ፕረዚደንት ፒየር ንኩሩንዚዛ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ብሃንደበት ድሕሪ ምሟቱ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ ዝተዓወተ ኤቨሪስት ዳይ [...]