Category: News

ናይ ሎሚ ዓርቢ 07 ነሓሰ 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=i-slmKH69gs&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1&fbclid=IwAR11DxcV42akfuEdwkE2xdPKFi4HlD5khFb55 [...]

ግብጺን ሱዳንን፣ ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተማእከለ ዘተ ምስ ኢትዮጵያ ደው ክብል ሓቲተን
Radio Erena: 07 August 2020
ግብጺን ሱዳንን፣ ኣብ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት፣ ብሕብረት ኣፍርቃ ተማእኪሉ ምስ ኢትዮጵያ ዝጀመርኦ ዘተ ደው ክብል ሓቲተን።
እዘን ሃገራት እቲ ዘተ ደው [...]

ኬንያ፣ ምስ ኮሮነ ቫይረስ ዝመሳሰል ሕማም፣ ልዕሊ 200 ኣግማል ከምዝቐተለ ተገሊጹ
Radio Erena: 07 August 2020
ኣብ ሰሜናዊ ኬንያ፣ ዞባ ማርሳቢት፣ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዙ ኣማኢት ኣግማል ዝቐተለ ሕማም ምስ ኮረና ቫይረስ ምምስሳል ከምዘለዎ ሰበ መዚ ጥዕና እታ ሃገር ገሊጾም።
ሰብ መዚ [...]

ለንደን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰም ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 07 August 2020
ኣብ ለንደን ከባቢኣን ዝነብሩ ኤርትራውያን፣ ኣብ ኤርትራ ተኸሲቱ ዘሎ ማሕበራዊ ሕሰምን ወረ ኵናትን ከብቅዕ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።
ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ን [...]

ናይ ሎሚ ሓሙስ 06 ሓምለ 2020 ፈነወና
https://www.youtube.com/watch?v=H6l3comp2_g&feature=emb_title [...]

ቱርኪ ኣስታት 16 ሽሕ ወትሃደራት መንግስቲ ሶማል ከተሰልጥን’ያ
Radio Erena: 06 August 2020
ቱርኪ፣ ኣስታት 16 ሽሕ ወትሃደራዊ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ንምስልጣን ትሰርሕ ከምዘላ፣ ኣብ ሞቛድሾ ዝርከብ ኣምባሳደር እታ ሃገር መህመት ይልማዝ ንኣገልግሎት ዜና ኣናዱሉ ሓቢሩ።
[...]

ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምድጋፍ ክዋፈር ካብ ዝተመደበ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ካርቱም ኣትዩ
Radio Erena: 06 August 2020
ኣብ ሱዳን፣ ናብ ዴሞክራስያዊ መስርሕ ንምስግጋር፣ ንግዝያዊ መንግስቲ ንምሕጋዝ ክዋፈር ካብ ዝተመደበ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት ናብ ካርቱም ከምዝኣተወ እቲ ኣህጉራዊ ውድብ ኣፍሊጡ።
እቲ ብ [...]

ኣመሪካ፣ ንኢትዮጵያ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምምካት ዝሕግዛ ናይ ልዕሊ 70 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 06 August 2020
ኣመሪካ፣ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ዘላ መኸተ ኮረና ቫይረስ ንምሕጋዝ ልዕሊ 70 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪታ።
እቲ ኣብዚ ሳልስቲ ዝተለገሰ ሓገዝ፣ ኣብ ጽዑቕ ክንክን ንዝኣትዉ ሰባ [...]

ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 20 ሽሕ በጺሑ
Radio Erena: 05 August 2020
ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብኮረና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 960 ሽሕ ከምዝበጽሐ ማእከል ምቁጽጻርን ምክልኻልን ሕማማት ኣፍሪቃ ኣፍሊጡ።
እቲ ንሕብረት ኣፍሪቃ ዝ [...]

ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያል ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ኣውሪዱ
Radio Erena: 05 August 2020
ንዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን የመንን ኣብ ዘጠቓለለ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ዝወርድ ዘሎ ሓያሎ ዝናብ ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት የውርድ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣቐዲሙ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ ሱዳን [...]