Category: News

ኣብ ኦሮምያ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ ተወላዶ ኣምሓራ ዝኾኑ 10ታት ሰባት ከምዝተረሸኑ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 November 2020
ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ'ውን፣ ኣብ ክልል ኦሮሞ፣ ምዕራብ ወለጋ፣ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም።
ነቲ [...]

ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሐ ስደተኛታት ዘፍርያን ዘአንግዳን ሃገራት ትፈልጡወን ዶ?
Radio Erena: 02 November 2020
ምስ ብዝሒ ህዝበን ብምንጽጻር፣ ዝበዝሑ ዜጋታትን ናብ ስደት ካብ ዝውሕዙ ዘለዉ ሃገራት፣ ኤርትራ ምስ ቀዳሞት 10 ምዃና ንዝሓለፈ ልዕሊ 10 ዓመታት ተደጋጊሙ ዝተገልጸ ኣርእስቲ'ዩ [...]

ቀጠር፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተጓሒፋ ዝተረኽበት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ 10ታት ገያሾ ደቂንስትዮ ብግዴታ ኣፍ ርሕመን ከምዝፍተሽ ተጌሩ
Radio Erena: 02 November 2020
ኣብ ቀጠር፣ ከተማ ዶሓ፣ ኣብ ዝርከብ ሓማድ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ፣ ተደርብያ ዝጸንሐት ናጽላ፣ ወላዲታ ንምንዳይ፣ ሰራሕተኛታት እቲ መዓርፎ ነፈርቲ ዝተጠቕምሉ ኣገባብ ዘይሕጋዊ [...]

ኣብ ግብጺ ወግዓዊ ዑደት ዘካየደ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ኣምሪሑ
Radio Erena: 01 November 2020
ብኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሓ ላዕለዋይ ልኡኽ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ንምክያድ ሎሚ ባ [...]

ኣብ እንዳባጉና፤ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 November 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ 423 ኤርትራውያን ሓተትቲ ዑቕባ፣ ተወሺቦም ከምዝነበሩ ተገሊጹ።
ንለበዳ ኮቪድ 19ን ኩነታት ስደተኛታትን ኣመልኪቱ ብዩኒቨርሲቲ ሲድኒ [...]

ኢትዮጵያ፣ ሓፈሻዊ ምርጫ ንወርሒ ግንቦት ናይ 2021 ክካየድ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 01 November 2020
ሓፈሻዊ ምርጫ ኢትዮጵያ ንወርሒ ግንቦት ናይ 2021 ክካየድ ከምዝኽእል ተገሊጹ።
ሃገራዊ ቦርድ ምርጫ’ታ ሃገር ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ወርሒ ግንቦት፣ እቲ [...]
ንምምላእ ማይ፣ ዲጋ ተሓድሶ ብዝምልከት ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብጽን ይቕጽል
Radio Erena: 01 November 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ግብጽን፣ ኢትዮጵያን ዝካየድ ዘተ፣ ናብ ተመሳሳሊ ዕጹው ማዕጾ የብጽሕ ኣሎ ክብል ከቕርቦ ድሕሪ ዝጸንሐ ክሲ፣ እቲ ዘተ ብሓድሽ ኣቀራርባ ክጅምር ጸዊዑ።
ወግዓዊ ል [...]

ናይ ሎሚ ዓርቢ 30 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 30 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=0X9zJGRtrqU&feature=emb_title [...]

ሶማል፣ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ተቐቲሎም
Radio Erena: 30 October 2020
ኣብ ሶማል፣ ኣብ ርሑቕ ገጠራት እናተንቀስቐሱ፣ ከም ናይ ፖልዮ ዝኣመሰለ ክተባት ቆልዑ ክህቡ ዝጽንሑ ክልተ ሰራሕተኛታት ዩኒሴፍ ከምዝተቀትሉ እቲ ትካል ኣፍሊጡ።
ሰራሕተኛታቱ ብ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ኣፍደገ ቤተ ክርስትያን ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቃዕቲ 3 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 29 October 2020
ኣብ ፈረንሳ፣ ከተማ ኒስ፣ ኣብ ዝርከብ ጥንታዊ ቤተ ክርስትያን፣ ኣብ ኣፍደጊኡ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ካራ መጥቅዕቲ ብውሕዱ 3 ሰባት ተቐቲሎም፣ ሓያሎ ድማ ቆሲሎም።
መንግስቲ፣ ሓለ [...]