Category: News

ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ኣብ ዝተኻየደ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 18 November 2020
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ክልተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ከምኡ ድማ ጎረቤት ዝኾና ዓባይ ሰበይት፣ ብጠቕላላ ሰለስ [...]

ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ መቐለ ይግስግስ ከምዘሎ ገሊጹ
Radio Erena: 18 November 2020
ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናሓየለ ኣብ ዝመጽኣሉ፣ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ።
እቲ ሰራዊት ዛጊት ብምዕራብ፣ ንሑመራ፣ ብሰሜን [...]

ከሰላ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ዋና ጸሓፊ ናይቲ ምምሕዳርን ካብ መዝነቶም ክእለዩ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 18 November 2020
ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ዞባ ከሰላ፣ ኣዛዚ ፖሊስን ዋና ጸሓፊ ምምሕዳርን ካብ መዝነቶም ክእለዩ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።
እቲ ብሰውራዊ ኪዳን ምብራቕ ሱዳን ዝተጸውዐ ሰለማዊ [...]

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ተሓጋጋዚኡ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን፣ ህወሓት ናብ ኤርትራ ዝፈነዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል ኮኒኖም
Radio Erena: 17 November 2020
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማይክ ፖምፐዮ፣ 'ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘካየደቶ መጥቃዕቲን ነቲ ግጭት ናብ ኣህጉራዊ ደረጃ ንምዕራጉ ዝተገብረ ፈተነን' ኮኒኑ።
እቲ ጸሓፊ፣ [...]

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ፣ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን መፍትሒኡን ንምዝታይ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ
Radio Erena: 17 November 2020
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን፣ ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኡጋንዳ ብምብጻሕ ብዛዕባ ህሉው ኵናት ኢትዮጵያን መፍትሒኡን ከምዝ [...]

ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ጸዊዓ
Radio Erena: 17 November 2020
መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ።
እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብኣማኻሪ ሃገራ [...]

The Pick- and- Bring War
Radio Erena: 16 November 2020
“A Nobel Peace Prize Winner Goes to War Inside his Country.” This and similar titles made the news in the first w [...]

ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ዘሎ ኵናት ንምሽምጋል ተበግሶ ወሲዱ ዝብል መግለጺ ጉጉይ ምዃኑ ካብ ወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተሰሚዑ
Radio Erena: 16 November 2020
"ፕረዚደንት ኡጋንዳ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ንምሽምጋል ተበግሶ ክወስድ'ዩ" ዝብል መግለጺ፣ ጉጉይ ምዃኑ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ይስማዕ ኣሎ።
እዚ [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ንዝበሎም 5 ጀነራላትን 2 ኮለነላትን ናብ ፍርዲ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 16 November 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ክድዓት ፈጺሞም ዝበሎም 5 ጀነራላትን ክልተ ኮለነላትን፣ ብ14 ሕዳር ናብ ፍርዲ ከምዝቐረቡ ተሓቢሩ።
እቶም ኣዘዝቲ ሰራዊት፣ ተኸሲሶም ካብ ዝተኣስትሉ ኣስ [...]

ኤርትራ፣ ዝመጽእ ሰሙን፣ ኣብ ታንዛንያ ካብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ኣንሳሒባ
Radio Erena: 16 November 2020
ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ካብ 22 ሕዳር ጀሚሩ ክሳብ 6 ታሕሳስ፣ ኣብ ታንዛንያ፣ ከተማ ኣሩሻ፣ ካብ ዝካየድ ግጥማት ሴፋካ ትሕቲ 20 ዓመት ከምዘይትሳተፈ ተፈሊጡ።
[...]