Category: News

ኢትዮጵያ፣ ገበናት ኵናት ይፍጸም ከይህሉ ምጽራይ ዘካይድ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ናብ ትግራይ ክኣቱ ጻዕርታት ይካየድ
Radio Erena: 24 December 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ብፍላጥ ዝተፈጸመ ቅትለትን መጥቃዕትን እንተሎ ዘጻሪ ኣካል ሕቡራት ሃገራት ክኣቱ [...]

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ንፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ናይ መራሒ ሃገር ኣቐባብላ ምግባሩ ንመንግስቲ ሶማል ኣቖጢዑ
Radio Erena: 24 December 2020
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ሙሰ ቢሒ፣ ኣብ ጂብቲ ናይ ክልተ መዓልታት ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ይፍጽም ኣሎ።
እቲ ፕረዚደንት ናይታ ርእሰ ምምሕዳር፣ ብ23 ታሕሳስ ኣብ [...]

ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጉዳያት ጸጥታ ምምይያጠን ንግብጺ ኣሻቒሉ
Radio Erena: 24 December 2020
ደቡብ ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ምክያደን፣ ንመንግስቲ ግብጺ ሻቕሎት ከምዝፈጠረሉ መርበባት ዜና ዓረብ ሓቢረን።
ክልቲኤን ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዝዘተያ፣ ብኣማኻ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 23 December 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝተጎሃሃረ ናይ ብሄር ግጭት፣ ብውሕዱ 100 ሰባት ተቐቲሎም።
ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ናይቲ ክልል'ውን ብጅምላ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ሬ [...]

ርዋንዳ፣ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ናብ ዝተጎሃሃረ ኵናት ሰራዊት ልኢኻ
Radio Erena: 23 December 2020
መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ ማእከላይ ሪፖብሊክ ኣፍሪቃ ኣብ ዝተጎሃሃረ ኵናት፣ ሰራዊት ልኢኹ።
ርዋንዳ ናብታ ሃገር ሰራዊታ ትልእኽ ዘላ፣ ድሮ ንሓያሎ ከተማታት ማእከላይ ሪፖብሊክ [...]

ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምምልካት ዶብ ዘትየን
Radio Erena: 23 December 2020
ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ኣብ ምምልካት ዶብ ዘተኮረ ዘተ ምክያደን ሚኒስተር ዜና እታ ሃገር ፈይሰል መሓመድ ሳልሕ ሓቢሩ።
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ኣቶ [...]

ኣብ ሽረን ከባቢኡን፣ ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ኣሎ
Radio Erena: 23 December 2020
ኣብ ትግራይ፣ ሽረን ከባቢኡን ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ካብቲ ከባቢ ኣረጋጊጾም።
ሰራዊት ኢትዮጵያ ብወገኑ [...]

The Silent Tension
Radio Erena: 22 December 2020
Barely can the Horn of Africa escape from a tension to plunge, head-on, into another. Last week, Sudan armed forc [...]

ሶማል፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ዒላማ ኣብ ዝገበረ መጥቃዕቲ፣ ሓደ ጀነራል ዝርከቦም ሓያሎ ወትሃደራውያን መኮንናት ተቕቲሎም
Radio Erena: 22 December 2020
ኣብ ሶማል፣ ዞባ ጋልካዮ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ርእሰ ቅትለታዊ መጥቅዕቲ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር፣ መሓመድ ሑሰን ሮብለ ዒላማ ዝገበረ ምዃኑ ተገሊጹ።
ህዝቢ ነቲ ናብ ስልጣን ካ [...]