Category: News

ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ኣብ ኤርትራ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዝውዕል ናውቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 15 January 2021
ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ጥዕና ጽላታት ዘካይዶ ዘሎ ሓገዝ፣ ንሓራሳትን ዕሸላትን ዘገልግል ናውቲ ብሓገዝ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
እ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ብሄር ግጭት ልዕሊ 100 ኢትዮጵያውያን ተቐቲሎም
Radio Erena: 15 January 2021
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዚ፣ ዞባ መተከል፣ ኣብ ዝቐጸለ ግጭት ልዕሊ 100ሰባት ከምዝሞቱ ኣገልግሎት ዜና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ድባጤ ኣብ ዝተባህለ [...]

“ኣብ ጉዳይ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን።” ጀነራል ኣል ቡርሃን
Radio Erena: 14 January 2021
ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊ መሬትና ንዕገሰሉ ምኽንያት የለን ክብል ኣቦ መንበር መሰጋገሪ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን ገሊጹ።
እቲ ጀነራል፣ ኣብቲ ምስ ኢትዮጵያ ውግእ [...]

ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል ሒዛቶም ዝጸንሐት 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ፈቲሓ
Radio Erena: 14 January 2021
መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ዶብ ሰጊሮም ኣትዮም ብዝብል፣ ሒዝዎም ዝጸንሐ 15 ወትሃደራት ደቡብ ሱዳን ከምዝፈትሐ ኣፍሊጡ።
እቶም ወትሃደራት፣ ቅድሚ ክልተ ወርሒ፣ ዶብ ኡጋንዳ ሰጊሮም፣ ኪቲጉም [...]

ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣንጻር ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝቐረበ ክሲ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ከምዘየጻሪ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 13 January 2021
ቤት ጽሕፈት ኣኽባሪ ሕጊ ሽወደን፣ ብጉዳይ እቲ ኣብ ኤርትራ ድሕሪ ምእሳሩ፣ ን20 ዓመታት ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ፣ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርት [...]

ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ
Radio Erena: 13 January 2021
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ትበርር ዝነበረት ወትሃደራዊት ሄሊኮፕተር ሱዳን ወዲቓ ተሓምሺሻ።
እታ ሄሊኮፕተር፣ ሎሚ ረቡዕ 13 ጥሪ፣ ኣብ ገዳርፍ፣ ካብ ዝርከብ ወትሃደራዊ መዓር [...]

ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ሸውዓተ ወትሃደራት ብዝተጻወደ ነታጕ ተቐቲሎም
Radio Erena: 13 January 2021
ኣብ ዶብ ኬንያን ሶማልን ዝንቀሳቐስ ዝነበረ ሰራዊት ኬንያ፣ ብዝተጻወደ ነታጕ ሸውዓተ ካብ ወትሃደራቱ ከምዝሞቱ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ሓቢሩ።
እቲ ሰራዊት፣ ብ12 ጥሪ፣ ዶብ ሰጊ [...]

ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ትቕጽሎ ዘላ ዘይሕጋዊ ተግባር ብሳልሳይ ኣካል ዝተደፋፍአ’ዩ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹ
Radio Erena: 12 January 2021
ሱዳን፣ ኣብ ዶባት ኢትዮጵያ ትገብሮ ዘላ ዘይሕጋዊ ምንቅስቓሳት፣ ሕጂው'ን ትቕጽሎ ከምዘላ ንመግለጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ።
[...]

ኣብ ኵናት ተሸሚማ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩዋ ከምዘሎ መጠንቀቕታ ቀሪቡ
Radio Erena: 12 January 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን ናይ ብሄር ግጭታትን ተሸሚማ ኣብ እትርከብ ኢትዮጵያ፣ ዳግማይ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣጠንቂቑ።
እቲ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከፊታ
Radio Erena: 12 January 2021
ኢትዮጵያ፣ ኣብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውባ ከባቢታት ሓድሽ መጥቃዕቲ ከምዝኸፈተት ተሓቢሩ።
ሱዳን ትሪቡን ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ብሰኑይ 11 ጥሪ፣ ኣል ላሕያ ኣብ [...]