Category: News
Intertwined Themes of Paranoia
Radio Erena: 14 April 202
The National Holidays Committee (NHC) in charge of the National Day celebrations preparations issued this year’s cele [...]
Egypt Cancels A Proposed Eritrean President State Visit
Radio Erena: 14 April 2021
Egypt had canceled a state visit requested by the Eritrean president in last November.
Diplomatic sources confirm [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ከተማ ዓድዋ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰላማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ኮይኖም
Radio Erena: 14 April 2021
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ፣ ከተማ ዓድዋ፣ ብሰኑይ 12 ሚያዝያ፣ ብዝኸፈቶ ሃንደበታዊ ቶዅሲ፣ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ግዳያት ሞትን መቑሰልትን ከምዝኾኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ከተ [...]
ፕረዚደንት ሶማል፣ ብዘይ ምርጫ፣ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ከናውሕ ምውሳኑ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም
Radio Erena: 14 April 2021
ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓምድ ዓብዱላሂ መሓምድ፣ ብዘይምርጫ ስልጣኑ ንክልተ ዓመታት ክናዋሕ፣ ብባይቶ እታ ሃገር ድሕሪ ዝተዋህበ ደገፍ፣ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ኮኒኖም።
እቲ ውሳኔ [...]
ካብ ገማግም ጂቡቲ ዝተበገሱ፣ 34 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም
Radio Erena: 14 Wednesday 2021
ካብ ገማግም ባሕሪ ጂቡቲ ዝተበገሱ፣ 34 ስደተኛታት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ባሕሪ ጥሒሎም ከምዝሞቱ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት -IOM ብ12 ሚያዝያ ሓቢሩ።
ካብቶም [...]
ሶማልያ፣ ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ብዘይ ምርጫ ንክልተ ዓመታት ተናዊሑ
Radio Erena: 14 Wednesday 2021
ዕድመ ስልጣኑ ኣብ 8 ለካቲት ዘብቅዐ ፕረዚደንት ሶማልያ፣ ብዘይምርጫ ንክልተ ዓመታት ተናዊሑ።
ዕድመ ስልጣን ፕረዚደንት ንክልተ ዓመታት ክዋናሕ ዝተወሰነ፣ ባይቶ ሶማልያ ብሰ [...]
ግብጽን ሩስያን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይል ተመያይጠን
Radio Erena: 13 April 2021
ሩስያ፣ ኣብ መንጎ ግብጺ፣ ሱዳንን ኢትዮጵያን ብዛዕባ ተፈጢሩ ዘሎ ምስሕሓብ ኣጠቓቕማ ናይል ብዝምልከት ንምዝርራብ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ሰርጌ ላቭሮቭ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መን [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ግብጺ ናብ ካልእ እዋን ኣሰጋጊራቶ
Radio Erena: 13 April 2021
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ናብ ግብጺ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ጠለብ፣ ብወገን ግብጺ ተቐባልነት ከምዘይረኸበ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እቲ ፕረዚደንት፣ ብ [...]
ኣብ ውድድር ማራቶን ቶስካና፣ ብደረጃ ኤርትራ፡ ካልኣይ ዝበለጸ ሃገራዊ ክብረወሰን ማራቶን ተመዝጊቡ
Radio Erena: 13 April 2021
ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ብሰንበት 11 ሚያዝያ፣ ኣብ ኢጣልያ፣ ሴና ኣብ ዝተኻየደ ኣህጉራዊ ቅድድም ማራቶን ዚያመን ቶስካና ካምፕ ግሎባል ዝምስገን ውጽኢት ኣምጺኦም።
ኣብ'ዚ ኬንያዊ [...]
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ከይምውል ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ
Radio Erena: 13 April 2021
ባንክ ዓለም፣ ንኢትዮጵያ ዝህቦ ምወላ ከቛርጽ ዳይረክተር ኣህጉራዊ ትካል ንሰላም ጸዊዑ።
ዳይረክተር ናይቲ World Peace Foundation ዝተባህለ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣሌክስ ደ [...]