Category: News
عين راصدة: مبعوث امريكي للقرن الافريقي الحاد
فتحي عثمان
أعلنت وزارة الخارجية الامريكية في الثالث والعشرين من الشهر الجاري تعيين السفير جيفري فيلتمان مبعوثا خاصا للقرن الافريقي. فيلتمان البالغ [...]
ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታት እናበኣሰን ምርጫ ድማ እናተቓረበን ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ቻይና ዝተላእከ ልዕሊ 186 ሽሕ ጎዞሞታት ተታሒዙ
Radio Erena: 27 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታት እናበኣሰን ምርጫ ድማ እናተቓረበን ኣብ ዝመጽኣሉ ዘሎ እዋን፣ ካብ ቻይና ዝተኣዘዘ ልዕሊ 180 ሽሕ ጎዞሞታት፣ ብክፍሊ ግምሩኽ ከምዝተታሕዘ ኣገልግሎት [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ክትሳተፍ ምዃና ተሓቢሩ
Radio Erena: 27 April 2021
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት፣ ኣብ ታዛንያን ኡጋንዳን ካብ ዝተኻየደ ግጥማት ሴካፋ ዝቦኸረት ኤርትራ፣ ካብ 3 ክሳብ 18 ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ባህርዳር ኣብ ዝካየድ ውድድር ሴካፋ ሲንየር [...]
ሶማል፣ ፕረዚደንት ፋርማጆ ብዘይምርጫ ኣብ ስልጣን ክቕጽል ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ሞቛድሾ መጥቃዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: 27 April 2021
ኣብ 8 ለካቲት 2021፣ ስልጣኑ ዘብቕዐ ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ፣ ብዘይ ምርጫ ንክልተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክጸንሕ ድሕሪ ምውሳኑ፣ ኣብ ከተማ ሞቛድሾ መጥቃዕታት ተ [...]
ኤርትራ፡ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 26 April 2021
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝጸንሑ 97 ግብጻውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ማዕከናት ዜና ግብጺ ሓቢረን።
እቶም ንኣስታት ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ቀይዲ ዝጸንሑ [...]
ሱዳን፣ ምህናጽ ናይቲ ኣብ ክሊ ናይል ዝርከብ ክልተ ዲጋታት ደው ክብል ወሲና
Radio Erena: 26 April 2021
ሱዳን፣ ምስ ግብጺ ኣብ ዝዳወብ፣ ሰሜናዊ ዞባ፣ ኣብ ክሊ ናይል እትሃንጾ ዝነበረት ክልተ ዲጋታት፣ ደው ክብል ከምዝተወሰነ ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ሱዳን ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ብ2 [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ሰባት ብዝሒ ልዕሊ 200 ከምዝበጽሕ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 April 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ ኣጣዩ፣ ኣብ 16 ሚያዝያ፣ ኣብ መንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 200 ከምዝበጽሐ፣ ሮይተርስ ሓቢሩ።
ኣብቲ ዝሓ [...]
ኤርትራ፣ ብፈኮስቲ ሲቪላዊ ገበናት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ናብ ታዕሊም ይወርዱ
Radio Erena: 26 April 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ከም ስርቂ፣ ባእሲን ካልእን ዝኣመሰለ ፍኵስ ዝበለ ሲቪላዊ ገበናት ፈጺሞም ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ናይ ገበን እሱራት፣ ናብ ወትሃደራዊ ታዕሊም ይወርዱ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
[...]
The Electric Services Authority Demands high Payments of Arrears
Radio Erena: 24 April 2021
The local electric authority in Asmara ‘Sedao’ is pressing the families to pay services arrears.
Despite the over [...]
ሕ.መ.ኣ. ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ
Radio Erena: 25 April 2021
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ዘሎ ኩነታት ንምክትታል፣ ብሓፈሽኡ ከኣ ኣብ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዝሰርሕ ፍሉይ ልኡኽ መዚዛ።
ካብ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ዝወጸ መግ [...]