Category: News

1 332 333 334 335 336 976 3340 / 9759
ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 04 June 2021 ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 4 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም የመናውያን፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ካብ ከተማ ዓደን ዘምጻቶም ምንባሮም ዝሓበሩ [...]
ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

ትግራይ፣ ብሰንኪ ኵናት ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ ከምዝመዝገበ UNICEF ኣፍሊጡ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ትግራይ፣ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ስድራቤታቶም ዝተበታተኑ ልዕሊ 6 ሽሕ ቆልዑ፣ ህጹጽ ሓገዝ ንምርካብ ከምዝተመዝገቡ ኣህጉራዊ ማዕከን ቆልዑ- ዩኒሴፍ ኣፍሊጡ። ኣብ ብዙ [...]
ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ

ሱዳን፣ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ንምቛም ምስ ሩስያ ዝኣተወቶ ውዕል ዳግመ ግምት ትገብረሉ ከምዘላ ገሊጻ

Radio Erena: 03 June 2021 መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ስርዓት በሺር ኣቐዲሙ ምስ ሩስያ ንዝኣተዎ ውዕል ምህናጽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሱዳን፣ ዳግመ ግምት ይገብረሉ ከምዘሎ ኣረጋጊጹ። ጠቕላሊ [...]
“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

“ኣብ ኣስመራ፣ መቓብር ጸጸራት ዝርከብ ኣስከሬናት ኣልዒልኩም ነናብ ዓድኹም ምውሳድ እቲ ዝሓሸ’ዩ።” ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ኣስመራ፣ ከባቢ ጸጸራት ኣብ ዝርከብ መቓብር፣ ዓሪፉ ዘሎ ሬሳታት፣ ተፋሒሩ ክልዓል መንግስቲ ድሕሪ ዘሕለፎ ትእዛዝ፣ ኣብ ወሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝርከቡ ኣመንቲ ሬሳታቶም ፍሒሮም ናብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

ስዊዘርላንድ፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር የንቅዱ

Radio Erena: 03 June 2021 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ንስደተኛታት ዓለም ብምውካል፣ ኣብ ጃፓን ኣብ ዝካየድ ኦሎምፒክ ቶክዮ ንምውድዳር ኣንቒዶም ኣለዉ። እቶም ሉና ሰለሙን፣ ሃብ [...]
ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን

ግብጽን ሱዳንን ካከይድኦ ዝቐነያ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ዛዚመን

Radio Erena: 01 June 2021 ግብጽን ሱዳንን ከካይድኦ ዝቐነያ ሓብራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብሰኑይ 31 ግንቦት ዛዚመን። እቲ 'ሓለውቲ ናይል' ተሰምዩ ንሽዱሽተ መዓልታት ዝተኻየደ ሓባራዊ ልምምድ፣ ሓይልታት ኣየ [...]
ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ

ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ፣ ጓል ተቐቲላ

Radio Erena: 02 June 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ምስ ጓሉ ዝጓዓዝ ዝነበረ ጀነራል ካቱምባ ዋማላ፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ። ሚኒስተር መጓዓዝያን መራኸቢታት ኡጋንዳ ዝኾነ ጀነራል ካቱምባ፣ ኪሳሲ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ከ [...]
ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

ንሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ብምሉኦም ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበጽሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 01 June 2021 ንናይ ቀደም ይኹን ናይ ሕጂ ሰበ ስልጣን መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ንብምሉኦም ናብ ኣመሪካ ዘእቱ ቪዛ ከይወሃብ መምርሒ ከምዝበዝሖ ኤምባሲ ኣመሪካ ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። [...]
ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

ቀጠር፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጽልዋ ንምምላስ ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 June 2021 ቀጠር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበራ ጥቡቕ ዝምድና፣ ዳግም ንምምላሱ ትሰርሕ ከምዘላ ዲፕሎማሰኛታት ሓቢሮም። እታ ኣብ ወሽመጥ ዓረብ እትርከብ ሃገር፣ ምስ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኣፍደገ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ እትርከብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ትሃንጽ ኣላ

Radio Erena: 01 June 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ደሴት ማዕዩን ናይ የመን፣ ወትሃድራዊ መዓስከር ትሃንጽ ከምዘላ ተሓቢሩ። እቲ ብምስጢር ክህነጽ ዝጀመረ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ክሳብ 18 ግንቦት ዝበዝሐ [...]
1 332 333 334 335 336 976 3340 / 9759