Category: News

1 272 273 274 275 276 977 2740 / 9766
ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ

ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ ኮለነል በዛብህ ጴጥሮስ፣ 45 ሚልዮን ብር ዝወድአ ሓወልቲ ተሃኒጽሉ

Radio Erena: 30 January 2022 ኣብ እዋን ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ፣ ድሒሩ ድማ ኣብ 1998 ኣብ ዝተወልዐ ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን-1998፣ ደብዳብ ነፈርቲ ንምክያድ ናብ ኤርትራ ወፊሩ፣ ክልተ እዋን ንዝተማረኸ [...]
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ

ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ

Radio Erena: 30 January 2022 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ኣብቲ ዞባ ከቢድ ስግኣት ፈጢራ ከምዘላ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ንኣህጉራዊ ትካል ሓምላይ ሰላም ብጥቃስ ኣብ ዘውጸኦ ሓ [...]
ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ: ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት መግቢ ተጠቒዑ

ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ: ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት መግቢ ተጠቒዑ

Radio Erena: 30 January 2022 ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ናይ 90 ቢልዮን ብር ተወሳኺ ባጀት ንሰራዊት ሰሊዑ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ልዕሊ 40 ሚእታዊት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ብሕጽረት [...]
ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ

ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 30 January 2022 ሶማል፣ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብእትገብረላ ሓገዝ ተሰንያ፣ ሓይሊ ኣየራ ዳግም ከተባራብሮ ምዃና ገሊጻ። ሶማላዊ ኣባል ሓይሊ ኣየር ብርጌደር ጀነራል ዓሊ መሓመድ ማሕሙድ፣ ንኤርፎር [...]
ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ

ኤርትራ፣ ‘ረቋሒታት ሕክምና’ ከተማልእ ብዘይምኽኣላ ካብ ዙር ርዋንዳ 2022 ተኣጊዳ

Radio Erena: 28 January 2022 ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ: ኣብ'ቲ ካብ 20 ክሳብ 27 ለካቲት 2022 ዝሰላሰል መበል 14 ዙር ርዋንዳ ከም ዘይትሳተፍ ተፈሊጡ:: ብመሰረት ሎሚ ዓርቢ 28 ጥሪ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ መዝገብ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ኣቶ ጌታቸው ኣሰፋ ተኸሲሶም ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 22 ሓለፍቲ ናይ ስለያ ትካል ነበር ብዋሕስ ክፍትሑ ተወሲኑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትሕቲ መዝገብ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ኣቶ ጌታቸው ኣሰፋ ተኸሲሶም ኣብ ማእሰርቲ ዝነበሩ 22 ሓለፍቲ ናይ ስለያ ትካል ነበር ብዋሕስ ክፍትሑ ተወሲኑ

Radio Erena: 28 January 2022 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ፣ ብዝተፈላለየ ገበናት ተኣሲሮም ዝጸንሑ፣ 22 ሓለፍቲ ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን እታ ሃገር ነበር ብዋሕስ ክፍትሑ ከምዝወሰነ ማዕከናት ዜና ካብ ኣዲስ ኣ [...]
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሶማሊላንድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሶማሊላንድ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 28 January 2022 ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ዒሰ ካያድ ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ፣ ኣብ ጂቡቲ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ሚኒስተር፣ ካብ 26 ጥሪ [...]
ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውድድር ማዮካ ቻሌንጅ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ

ቢንያም ግርማይ፡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውድድር ማዮካ ቻሌንጅ ቀዳማይ ብምውጻእ ተዓዊቱ

Radio Erena: 27 January 2022 ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ በልጅዩማዊት ክለብ Intermarché - Wanty - Gobert Matériaux ቢንያም ግርማይ፡ ሎሚ ሓሙስ 27ጥሪ 2022 ኣብ ስጳኛ ንካልኣይ መዓልቱ ኣብ ዝ [...]
‘ግብጺ፣ 24 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም መሊሳ’

‘ግብጺ፣ 24 ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም መሊሳ’

Radio Erena: 27 January 2022 መንግስቲ ግብጺ፣ ምስጓግ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ይቕጽሎ ኣሎ ክብል ሁማን ራይትስ ዎች ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ተጣባቒ ትካል፣ ብ27 ጥሪ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን ተወሳኺ ከቢድ ደርቂ ከምዝተኸስተ ተገሊጹ

Radio Erena: 27 January 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዘይካ'ቲ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንጥሜት ተቓሊዑ ዘሎ ሚልዮናት ህዝቢ፣ ኣብ ክልላት ኦሮምያን ሶማልን'ውን ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ብደርቂ ተጠቒዖም ከምዘለው [...]
1 272 273 274 275 276 977 2740 / 9766