Category: News

1 258 259 260 261 262 977 2600 / 9762
ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገር ምዃና ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ እታ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገር ምዃና ተገሊጹ

Radio Erena: 24 March 2022 ኤርትራ፣ ምስ ጃምላዊ ዘቤታዊ እቶታ – ወይ GDP ብምንጽጻር፣ ኣብ ኣፍሪቃ ዝበዝሐ ውሽጣዊ ዕዳ ዘለዋ ሃገረ ተባሂላ ኣብ ቅድሚት ከምእትስራዕ፣ ኣብ ፊናንስን ቁጠባን ብምትኳር ንዝተኻየ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኸፍተ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ኩሉ ውድድራት ብምዕዋት፣ 4 ወርቂ ማዳልያታት ሓፊሳ

ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሎሚ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝተኸፍተ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ፣ ኣብ ኩሉ ውድድራት ብምዕዋት፣ 4 ወርቂ ማዳልያታት ሓፊሳ

Radio Erena: 23 March 2022 ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፡ ሎሚ 23 መጋቢት፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ሻርም ኣልሼኽ፡ ብውድድር ክሮኖሜትር ኣብ ዝተኸፍተ መበል 17 ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ፡ ተዳልዩ ንዝነበረ 4 ወ [...]
ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ

ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ሓገዝ ከምዝገበረት ተገሊጹ

Radio Erena: 23 March 2022 ቻይና፣ ንሶማል ወትሃደራዊ ድጋፍ ከምዝገበረት ሸበሌ ዝተባህለ መርበብ ዜና ሓቢሩ። እቲ ቻይና፣ ንመንግስቲ ሶማል ዝሃቦ ወትሃደራዊ ሓገዛት፣ ወትሃደራዊ ናይ ጽዕነት መካይን፣ ድሩዓት [...]
ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም

ሰበ ስልጣን ግያዝዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝነበሩ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጠሊሙና ክብሉ ከሲሶም

Radio Erena: 23 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ ሓጺር እዋን፣ ብዝግያውነት ክመርሑ ዝሸሞም 82 ሰብ ስልጣን ምምሕዳር ናይቲ ክልል፣ ብመንግስቲ ተረሲዕና ክብሉ ክሲ ከም [...]
ኣስመራ፣  ክካየድ ብዝቐነየ ግፋ፣ ኣብ ቦርቦሬላ ዝተባህለ መዓስከር ተታሒዞም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት ሃዲሞም

ኣስመራ፣ ክካየድ ብዝቐነየ ግፋ፣ ኣብ ቦርቦሬላ ዝተባህለ መዓስከር ተታሒዞም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት ሃዲሞም

Radio Erena: 22 March 2022 ኣብ ኣስመራን ከባቢኣን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጽዑቕ ግፋ ተታሒዞም፣ ኣብ ከባቢ ዓዲ ንፋስ ኣብ ዝርከብ፣ ወትሃደራዊ መዓስከር ቦርቦሬላ ተኣኪቦም ዝነበሩ 10ታት መንእሰያት፣ ብቀዳም 19 መጋ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሰበ ስልጣን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ንዝበሩ ተጋሩ ኣሲሩ

Radio Erena: 21 March 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንክልል ትግራይ ተቖጻጺርሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፣ ብግዝያውነት ሸይምዎም ንዝነበረ ሰበ ስልጣን ናይቲ ክልል ዝኾኑ ተጋሩ ከምዝኣሰሮም፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ [...]
ኤርትራ፣ ጽባሕ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝጅምር መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

ኤርትራ፣ ጽባሕ ኣብ ግብጺ ኣብ ዝጅምር መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ

Radio Erena: 21 March 2022 መበል 17 ውድድር ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ኣፍሪቃ (African Continental Cycling Championship) ካብ ጽባሕ 22 መጋቢት ክሳብ ዝመጽእ ሰንበት 27 መጋቢት ኣብ [...]
ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 21 March 2022 ቻይና፣ ዋዕላ ሰላም ዞባ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ከተእንግድ ምዃና፣ ንፍሉይ ልኡኽ እታ ሃገር ኣብቲ ዞባ፣ ኣምባሳደር ዡ ቢንግ ብምጥቃስ፣ መርበብ ዜና ዘ ስታር ካብ ናይሮቢ ሓቢራ። [...]
ሶማል፣ ንልዕሊ ሸውዓተ ግዜ ዝተሰጋገረ ምርጫ ን31 መጋቢት ክካየድ’ዩ

ሶማል፣ ንልዕሊ ሸውዓተ ግዜ ዝተሰጋገረ ምርጫ ን31 መጋቢት ክካየድ’ዩ

Radio Erena: 21 March 2022 ንመወዳእታ ግዜኡ፣ ኣብ 15 መጋቢት ክካየድ ተወሲኑ ዝነበረ ምርጫ ሶማል፣ እንደገና ብክልተ ሰሙን ተናዊሑ። እቲ ምርጫ ዝተናውሐ፣ ክልተ ካብ ሓሙሽተ ዞባታት እታ ሃገር ወከልተን ክ [...]
ሓይልታት ኣመሪካን ፈረንሳን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

ሓይልታት ኣመሪካን ፈረንሳን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም

Radio Erena: 21 March 2022 ሓይልታት ኣመሪካን ፈረንሳን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይዶም። እቲ ካብ 13 መጋቢት ኣትሒዙ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ክልቲ [...]
1 258 259 260 261 262 977 2600 / 9762