Category: News

1 253 254 255 256 257 977 2550 / 9762
‘ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ኦነግን ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ክሸማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

‘ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ መንግስትን ኦነግን ዝካየድ ዘሎ ውግእ፣ ነታ ሃገር ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ክሸማ ከምዝኽእል ተሓቢሩ

Radio Erena: 12 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ግንባር ሓርነት ኦሮሞን ከቢድ ውግእ ይካየድ ምህላዉ እቲ ግንባርን ዝተፈላለዩ ውድባት ኦሮሞን ገሊጾም። መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ነቲ ብኦነ [...]
‘ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ዝጥቀመሉ ታክቲክ ወይ ስልቲ’ዩ።’

‘ኢሳይያስ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ዝጥቀመሉ ታክቲክ ወይ ስልቲ’ዩ።’

Radio Erena: 12 April 2022 ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ኣብ ልዕሊ ሃገራት ምዕራብ ዘርእዮ ጽልኢ፣ ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ዝገብሮ ስልቲ ወይ ታክቲክ ጥራይ ምዃኑ ዘ ኣፍሪካ ሪፖርት ተንቲኑ። እቲ ማዕከን [...]
ምወላ ንልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር መዊሉ

ምወላ ንልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር መዊሉ

Radio Erena: 12 April 2022 ምወላ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ንእትርከበ ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ፕሮጀክት ጸዓት በረኻ ዝውዕል 5.5 ሚልዮን ዶላር ከምዝውል ኣፍሊጡ። እቲ ኣካል ባንክ ልምዓት ኣፍ [...]
ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ የመን፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ የመን፣ ን5 ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 11 April 2022 ልዕሊ ሓደ ሚልዮን በርሚል ነዳዲ ጽዒና፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ሰንፈላል እትርከብ መርከብ፣ ንኽትልዓል 80 ሚልዮን ዶላር ከምዘድሊ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። [...]
ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ሶማል ብጉዳይ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር ተሰሓሒቦም

ቀዳማይ ሚኒስተርን ፕረዚደንትን ሶማል ብጉዳይ ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር ተሰሓሒቦም

Radio Erena: 11 April 2022 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሑሰን ሮብለ፣ ንፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ሃገር፣ ፍራንሲስኮ ማደይራ፣ ካብ ሶማል ክወጻእ ምእዛዙ፣ ዘይሕጋዊ'ውን ስልጣኑ ዘየፍቅደሉን 'ዩ ክብል፣ ፕረ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዳባት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ካብ መዓስከር ወጻኢ ከይንቀሳቐሱ ከልኪሎም

ሓይልታት ጸጥታ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዳባት ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ካብ መዓስከር ወጻኢ ከይንቀሳቐሱ ከልኪሎም

Radio Erena: 11 April 2022 ኣብ ትግራይ ካብ ዝተወልዐ ኵናት፣ ዝሓሸ ውሕስነት ኣለዎ ተባሂሎም፣ ናብ ክልል ኣምሓራ፣ ከባቢ ዳባት ዝገዓዙ ኣስታት 5 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ካብ መዓስከር ወጻኢ ከይንቀሳቐሱ፣ [...]
መደብ ሽኮሪናታት – ሰንበት 10 ሚያዝያ 2022

መደብ ሽኮሪናታት – ሰንበት 10 ሚያዝያ 2022

Radio Erena: 10 April 2022 Radio Erena · ሰንበት 10 ሚያዝያ 2022   [...]
መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ

መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋነን ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ተሓቢሩ

Radio Erena: 08 April 2022 መራኽብ ኵናት ቻይና፣ ንመጀመርያ እዋን፣ ኣብ ጂቡቲ ከምዝተራእያ ዝተፈላለዩ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ቻይና፣ ኣብ ጂቡቲ ካብ 2016 ኣትሒዛ ወትሃደራዊ መዓስከር ካብ እተቕ [...]
‘ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ግዳያት ዝተፈላለሉ ሓይልታትን መሳርሒ ፖለቲካን ይኾኑ ኣለዉ’

‘ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ግዳያት ዝተፈላለሉ ሓይልታትን መሳርሒ ፖለቲካን ይኾኑ ኣለዉ’

Radio Erena: 08 April 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፈርን ኣብ ዝርከብ መዓስከራት ዘለዉ ልዕሊ 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት' ግዳያት ዝተፈላለዩ ሓይልታትን መሳርሒ ፖለቲካን ይኾኑ ምህላዎም [...]
ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ

ሩስያ ካብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ተወንዚፋ፣ ኤርትራ ግና ንሩስያ ደጊፋ

Radio Erena: 07 April 2022 ሩስያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬይን ወራር ኣካይዳትሉ ኣብ ዘላ እዋን፣ ሰራዊታ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ብዝፈጸምዎ ግፍዒ፣ ቅትለትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ካብ ኣባልነት ቤት ምኽሪ ሰብኣ [...]
1 253 254 255 256 257 977 2550 / 9762